ዋና ቤት ፅሕፈት ምስንዳእ ጋዜጣ ወይን ንቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ኤሌክትሮኒክስ ኣቅሑት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መስከረም 7, 2018 8:30 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: መስከረም 8, 2018 9:00 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ረቡዕ ነሓሰ 28, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 30,000.00
ናይ ጨረታ ኩነታት: ተዓፅዩ
1 ዝተሐደሰ ንግድ ፈቃድ :ቲን ቁፅሪ : ዝተሐደሰ መቅረባይነት ሰርተፊኬት : ቫት ተመዝገብትን ናይ ዝሐለፈ ወርሒ 2017 ዓም ቫት ዲክለሪሽን ዘቅርብ
2ዝተዳለወ እስፐስፊኬሽን ካብ ክፍሊ ፋይናንስን ምምሕዳር ቢሮ ቁፅሪ 8 ካብ ዕለት 27/12/2017 ዓም ጀሚሩ ዘይምለስ 50 ብር ብምክፋል ምዉሳድ ይከኣል
3 ጨረታ መከበሪ 30000 ቅርሺ ጥራሕ ብጥረ ገንዘብ ወይድማ ብባንኪ ዝተረጋገፀ መኣዘዚ ክፍሊት ቼክ አብ ኩነታት ዘይተምሰርተ ወይ ብባንኪ ዝተረጋገፀ ሌተር ኦፍ ክሪዲት ቅድሚ እቲ ጨረታ ምክፋቱ ከትሕዝ ዝክእል
4 ንብረት ብናይ ባዕሉ ትራንስፖርት ናብ ቤት ፅሕፈትና ንብረት ክፍሊ ከረክብ ዝክእል#
5 ጨረታ ዝክፈተሉ ዕለት 7/1/2018 ዓም ሰዓት 8:30 ድሕሪ ሰዓት ተዓፅዩ ብተመሳሳሊ ዕለት 7/1/2018 ዓም ሰዓት 9:00 ድሕሪ ሰዓት ኣብ ቅድሚ ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም አብ ዝተረከብሉ ይክፈት እነተዘይተረከቡ እዉን ኣብ ዘየለዉሉ ምክፋት ዝክኣል ምካኑ ርዱኡ ይገበሩ
6 ተጫረቲ ናይ ጨረታ ሰነድ ኦርጅናል ሐደ ኮፒን ብዝተዓሸገ ፖስታ ማሕተም ገይርኩም ከቅርቡ አለዎም
7 ቤት ፅሕፈትና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ሙሉእ ብሙሉእ ወይ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ
ንተወሳኪ ሐበሬታ 0914127310 0914772175