ምልክታ ፕሮፎርማ
ንማሕበር ደቂ ኣንስትዮ ትግራይ ግልጋሎት ዝዉዕል ንተጠቀምቲ ንምግብነት ግልጋሎት ዝዉዕል እኸሊ ንመጥሐኒ ብፕሮፎርማ አወዳዲሩ ከጥሕን ስለዝደሊ ሕጋዊ ነጋ ንግዲ ፍቓድ ዘሐደስኩምን ንክትወዳደሩ ንዕድም፡፡
ነጋዶ ዘማልእዎ ረቃሓታት
1. ናይ 2017 ዓ/ም ንግዲ ፍቃድ ዘሓደሰ
2. ናይ ግብሪ ከፋላይ መፍለይ ቁፅሪ (TIN NO) ከቅርብ ዝክእል
3. ናይ ቫት ተመዝጋቢ ሰርተፊኬት ከቅርብ ዝክእል
4. ተጫረቲ ንብረት ዘቅርብዎ ዕርየቱ ዝሓለወን በቲ ስፐስፊኬሽን መሰረት ክኸዉን አለዎ::
5. ካብ ናይ ባዕልና ስፔሲፊኬሽን ወፃኢ ምቕራብ አይፍቀድን
6. ዝወፀ ስፐሲፊኬሽን ዘይተረደኦ ተጫራቲ ናብ ፅሕፈት ብምምፃእ ምርዳእ ይከአል፡፡
7. ናይ ፕሮፎርማ ሰነድ ዝወፀሉ ዕለት 27/12/2017 ዓ/ም -30/12/2017 ዓ/ም ይኸውን::
8. ፕሮፎርማ ዝኸፈተሉ ዕለት ብተመሳሳሊ ዕለት 30/12/2017 ዓ/ም ሰዓት 4፡00 ተዓሽጉ ሰዓት 4፡30 ይኽፈት
10. እቲ ናይ ፕሮፎርማ ሰነድ ካብ ሃደኣት ቢሮ ቁፅሪ 15 እናመፃኩም ምውሳድ ትክእሉ::
| ተ.ቁ | ዓይነት | መዐቀኒ | በዝሒ | ናይ ሓደ ዋጋ | ጠ/ዋጋ |
|---|---|---|---|---|---|
| 1 | ፃዕዳ ጣፍ | ኩንታል | 01 | ||
| 2 | ቐይሕ ጣፍ | ኩንታል | 01 | ||
| 3 | በርበረ | ኪሎ | 01 | ||
| 4 | ሽሮ | ኪሎ | 01 | ||
| 5 | ቅመም | ኪሎ | 01 |