ናይ ጨረታ ምልክታ
ማሕበር ደቂ ኣንስትዮ ትግራይ ኣብ ከተማ መቐለ ክ/ክ/ከተማ ኩሓ ዝርከብ ገዛ ጥቃ ሓየሎም ኣደራሽ ዝኮነ መዋሰኒኡ ብምራቅ መንገዲ ገዛውቲ፣ ብሰሜን መንገዲ ፣ብምዕራብ መንገዲ፣ ደቡብ መንገዲ ስፍሓቱ ቦትኡ ከባቢ 1323 ሜ ዝኾነ መሬትን ገዛውትን ክትካረዩ ትደልዩ፣::
ተጫረቲ ዘማልዕዎ ረቃሓታት
1 ናይ ጨረታ መግዝኢ ሰነድ ዋጋ 50 ቅርሺ (ሓምሳ ቅርሺ)ክገዝእ ዝክእል
2 ጨረታ ሰነድ ዝወፀሉ ዕለት 09/12/2017 ዓ/ም - 19/12/2017 ዓ/ም ይከውን::
3 ናይ ጨረታ ሳንዱቅ ዝዕሸገሉ 19/12/2017ዓ/ም ልክዕ 4;oo ሰዓት ኮይኑ ዝክፈተሉ ብተመሳሳሊ ዕለት 19/12/2017 ዓ/ም ሰዓት 4:30 ሰዓት ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ተወከልቲ ኣብ ዘለውዎ ኣብ ቀበሌ 15 ዝርከብ ዋና ቤት ፅሕፈት ዝክፈት ይከውን᎓᎓
4 ቤት ፅሕፈትና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብምሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ኣለዎ::
5 እቲ ዝካረ ቦታን ገዛውቲ ክ/ክ/ከተማ ኩሓ እናመፃኩም ምርኣይ ትክእሉ ትክእሉ::
6 ተወሳኪ ሓበሬታ ወኪል ወ/ሮ ኢትዮጵያ ሃይሉ ዝኾና ኣደ ወንበር ማሕበር ደቂ ኣንስትዮ
ቁፅሪ ሞባይል 0914027971
ድሕሪት