ግልፂ ጨረታ
ኢንተርፕራይዝ መፅናዕቲ፣ዲዛይንን ቁፅፅርን ስራሕቲ ማይ ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዘሎ ናይ መኪና መለዋወጢ ኣቑሑት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደለየ ካብዚ ቐፂሉ ዘሎ መስፈርቲ እተማልኡ ተወዳደርቲ ትካል ዘዳለዎ ሰነድ ጨረታ ወሲድኩም ንክትወዳደሩ ንዕድም::
1. ናይ 2017 ዓ/ም ዝተሓደሰ ሕጋዊ ንግዲ ፍቓድ ኮፒ ክተታሓሕዙ ትክእሉ፡፡
2. ናይ መቕረባይ ምዝገባ ሰርትፊኬትን II ቑፅሪ ዝሓዘ ኮፒ ክተታሓሕዙ ትኽእሉ።
3. ቫት ተመዝጋቢ ተኾይኖም ናይ ቫት ሰርትፊኬት ኮፒን ዘቕርብዎ መወዳደሪ ዋጋ ቫት ዝሓወሰ ክኸውን ኣለዎ።
4. ናይ ወርሒ ሓምለ ቫት ዲክለር ዝገበርኩምሉ ኮፒ ክተቕርቡ እትኽእሉ።
5. ጨረታ መኽበሪ ብ C.P.O.ወይ ብጥረ ገንዘብ 3,000.00 (ሰለስተ ሽሕ) ብር ከትሕዙ ዝኽእሉ።
6. ዝተአዘዘ ንብረት አሸናፊ ኾይኖም እንትርከቡ ውዕሊ ኣሲሮም ንብረት ኣብ 15' መዓልቲ ብውዕሊ መሰረት የረክቡ፡፡
7. ጨረታ አብ አየር ዝፀንሓሉ ጊዜ ካብ ዕለት 08/12/2017 ክሳብ 22/12/2017 ዓ/ም ኮይኑ በቲ ዕለት ልክዕ ስዓት 4፡00 ተዓሽጉ ስዓት 4፡30 ይኸፈት ፡፡
8. ትካልና ካልእ ዝሓሸ መማረፂ እንተረኺቡ ብሙሉእ ይኹን ብኽፋል ናይ ምስራዝ መሰለ ዝተሓለወ እዩ::
| ተ/ቑ | ዝርዝር ንብረት | መፍለይ ቑፅሪ | መዕቀኒ | በዝሒ | ነዋጋ | ጠ/ዋጋ | መብርሂ |
|---|---|---|---|---|---|---|---|
| 1 | Bracket Assy Ceutrol | 45410-36040 | Pcs | 02 | |||
| 2 | Steering Damper | 45700-69025 | Pcs | 01 | |||
| 3 | Inter Bearing | 90368-42045 | Pes | 02 | |||
| 4 | Lock Sub Assy | 69302-36020 | Pcs | 01 | |||
| 5 | Speedo Meter Assy | 83220-35240 | Pcs | 01 | 3L(166LN) | ||
| 6 | Wipper Motor | Pcs | 01 | 3L(166LN) | |||
| 7 | Hazard Switch | Pcs | 01 | 3L(166LN) | |||
| 8 | Water Jacket | Pcs | 01 | 3L(166LN) | |||
| 9 | End Sub Assy Tirod | 45046-09310 | Pcs | 02 | |||
| 10 | Shaft Assy properal LH/RH | 37140-OK062 | Pcs | 02 | |||
| 11 | Boot kit | 04437-OK020 | Pcs | 02 | |||
| 12 | Cover Sub Assy Cylinder head | 11210-OK020 | Pcs | 01 | |||
| 13 | Wiper Blade | 85222-OK020 | Set | 02 | |||
| 14 | Inner Bearing | 90368-45087 | Pcs | 02 | |||
| 15 | Outer Bearing | 90368-49084 | Pcs | 02 | |||
| 16 | Rode Assy tierod | 45460-39505 | Pes | 02 | |||
| 17 | Bearing Axle | 90366-T0044 | Pes | 02 | |||
| 18 | Arm assy steering | 45490-39455 | Pcs | 02 | |||
| 19 | Idler Arm | 45047-69085 | Pcs | 01 | |||
| 20 | Jo Charger | 17210-30120 | Pcs | 01 | |||
| 21 | Pump Assy Vane | 44310-OK040 | Pcs | 01 | |||
| 22 | Wipper blade | Set | 01 | Geely GC-7 | |||
| 23 | Air Cleaner | Pcs | 01 | Geely GC-7 |