ፋብሪካ ስሚንቶ መሶበ ሓላፍነቱ ዝተወሰነ ወልቀ ማሕበር ዲ ዋተሪንግ ፓምፕ ከምእዉን ሃይ ፕሪጀር ብጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ነሓሰ 27, 2017 4:00 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ነሓሰ 27, 2017 4:30 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ሓሙስ ነሓሰ 8, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 500.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 2%
ናይ ጨረታ ኩነታት: ተዓፅዩ

1 ናይ 2017 ዓም ዝተሐደሰ ንግድ ፍቃድ ማለት እዉን ቫት ወይድማ ቲኢቲ ዝተመዝገበ ኮፒ ከቅርብ ዝክእል ብተመሳሳሊ ዘርፊ ዝተወፈሩ ክኮኑ ይግባእ

2 ናይ ጨረታ ዉሕስና መከበሪ ጨረታ ቅድም ምክፋቱ ካብ ጠቅላላ ዋጋ 2 ሚእታዊ ብመልክዕ ስፒኦ ካሽን ባንኪ ጋራንቲን ብስምዒ ዝተዓሸገ ኢንቨሎፕ ከትሕዙ አለዎም

3 ሰነድ ጨረታ ዘይምለስ 500 ቅርሺ ኣብ ሒሳብ ክፍሊ ብምክፋል ምዉሳድ ትክእሉ

4 ተጫረቲ ናይ ዋጋ መቅረብቲ ሰነድ ጨረታ ብስምሺ ብዝተዓሸገ ፖስታ ፋይናንሻል ክልተ ኮፒ ማለት እዉን ኦርጅናልን ኮፒን ቴክኒካል ክልተ ቅዳሕ ኦርጅናልን ኮፒን ካብ ዕለት 27/12/2017 ዓም ኣብ ፋብሪካ ስሚንቶ መሰቦ መምርሒ ዕደጋ ቀረብን ከተቅርቡ ይክእሉ

5 እቲ ጨረታ 27/12/2025 ሰዓት 4:00 ንግሆ ተዓፅዩ እቶም ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወክልቶም ኣብ ዘለዉሉ ልክዕ ሰዓት 4:30 ናይ ንጎሆ ይክፈት

6 ተጫረቲ ዝተማለአ ሰነድ እንተቅረቢም ዋላ ብአካል ኣይረከቡ ሰነድ ጨረታ ይክፈት

7 ፋብሪካ ስሚንቶ መሶበ ሓላፍነቱ ዝተወሰነ ወልቀ ማሕበር ነቲ ጨረታ ብክፋል ይኩን ብሙሉእ ናይ ምሰራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

ንተወሳኪ ሐበሬታ 0342410085

ጨረታ መደብ