1 ናይ 2017 ዓም ዝተሐደሱ መረዳእታት ከቅርብ ዝክእል ማለት እዉን ዋናን ቅዳሕን ብቤት ፅሕፈት ልምዓት ደቀቅቲን ንግዲ ትካላት ዝተዉሃቡ ኣናእሸተይ ብርኪ ትካል ምስክር ወረቀት ንግዲ ስራሕ ፍቃድ ንግዲ ምዝገባ ንደረጃ ብርኪ 8 BC/GC ናይ ኮንስትራክሽን ተኮናተራይነት መዝገባ ካርድ ናይ ግብሪ ከፋላይ ምዝገባ ካርድ ናይ ቫት መዝገባ ምስክር ወረቀት ቲን ሰርተፊኬት ናይ ወርሒ ሰነ 2017 ዓም ናይ ቫት ዲክሊሪሽን ቅርቡ አለዎም
2 ናይ ጨረታ ዉሕስና ካብ ዝተፈለጡ ባንኪታት ዝዉሃብ ኣብ ኩነታት ዘይተመሰረተ ዉሕስና ካብ ባንኪ ብዝዉሃብ ዝተረጋገፀ ብመልክዕ ስፒኦ ብር 50000 ከቅርብ ዝክእል
3 እቲ ስራሕ ኣብ ዉሽጢ 100 ተከታታል መዓልቲ ናይ ካላንደር መዓልቲ ብፅሬትን ሰሌጠንን ሰሪሑ ከረክብ ዝክእል
4 ኩሎም ተጫረቲ ሰነድ ካብ 24/11/2017 ዓም ካብ ቤት ፅሕፈት ምምሕዳር ዞባ ደቡብ ትግራይ ዝርከብ ምምርሒ ትልምን ፋይናንስን ምምሕዳር ዕደጋ ንብረትን ቢሮ ቁፅሪ 84 ኣድላይ መረዳእታ ብምሓዝ ዘይምለስ 300 ብር ብምክፋል ክትወስዱ ትክእሉ
5 ተጫረቲ ናይ ዝተጫረትሉ ፕሮጀክት ደኩምንት ሐደ ዋናን ክልት ቅዳሕን ሰነዳት ኣብ ዝተፈላለዩ ፖስታት ምስዓሸጉ ኩሎም ፖስታት ኣብ ካሊእ ዓብይ ፖስታ መሊሶም ብምዕሻግ ነቲ ዝጫረትሉ ፕሮጀክት ሽም ኣብ ልዕል እቲ ፖስታ ብምፅሓፍ ነቲ ጨረታ ተባሂሉ አብ ዝተዳለወ ሳንዱቅ ኣብ ቤት ፅሕፈት ምምሕዳር ዞባ ደቡብ ትግራይ ዝርከብ ምምርሒ ትልምን ፋይናንስን ምምሕዳር ዕደጋ ቁፅሪ 83 ዕለት 14/12/2017 ዓም ክሳብ ሰዓት 300 ቅድሚ ቀትሪ ብኣካል ብምምፃእ ናብ ዝተዳለወ ሳንዱቅ ኣታዊ ክገብሩ አለዎም
6 ዝቀረቡ ቅጥዕታት ብትክክል መሊኦም ኣብ ሕድሕድ ገፅ እቲ ደኩመንት ፈሪሞምን ሓቲሞምን ቅደም ሰዓብ እቲ ደኩመንት እንተይዛብዑ እቲ ደኩመንት ከምቲ ክሽየጥ እንተሎ ዝነበሮ ከየኣጎዳሉ ከቅርቡ አለዎም
7 ጨረታ ኣብ ቅድሚ ተጫረቲ ዝተረከብሉ ዕለት 14/12/2017 ዓም ልክዕ ሰዓት 3:00 ቅድሚ ቀትሪ ተዓፅዩ ኣብ ቤት ፅሕፈት ምምሕዳር ዞባ ደቡብ ትግራይ ዝርከብ ምምርሒ ትልምን ፋይናንስን ምምሕዳር ዕደጋ ንብረትን ቢሮ ቁፅሪ 83 ብተመሳሳሊ መዓልቲ 3:30 ይክፈት
8 ተጫረቲ ብዘይምርካቦም ከይተከፈተ ዝምለስ ሰነድ ጨረታ ኣይህሉን
9 እቲ ቤት ፅሕፈት ዝሐሸ ካሊእ መማረፂ እንተረኪቢ ነቲ ጨረታ ሙሉእ ብሙሉእ ወይ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ
ንተወሳኪ ሐበሬታ ስልኪ ቁፅሪ 0996903271 / 0925049382
መተሓሳሰቢ ኣብዚ ጨረታ ንምስታፍ እትደልዩ ኩለኩም ካብቲ ዝተጣየሽክምሉ አብ ቤት ፅሕፈት ዳኣንት ስራሕ ዛይተኣሳሰርኩም ምካንኩም ዝገልፅ ናይ ድጋፍ ደብዳቤ ከትቅርቡ አለኩም
ሰዓራይ ምስከባቢን ማሕበራዉን ድሕንነት ዝተትሓዘ ኩነታት ዝተዳለወ ኤንቫርሞንታል ኮንታክት ክላዉስ ዉዕሊ ክኣስር ዝክእል
ድሕሪት