ኤጀንሲ ስታስቲክስ ምዝገባ ወሳኒ ኩነትን ትግራይ ዝተፈላለዩ ዘገልገሉ ናይ ኤሌክትሮኒክስን ካልኦት ንብረትን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ከወግድ ይደሊ

1 ንዝተዳለወ ሰነድ ጨረታ ዘይምለስ ብር 100 ብምክፋል ካብ ዕለት 22/11/2017 ዓም ክሳብ ዕለት 1/12/2017 ዓም ክወስዱ ይክእሉ እዩም

2 ናይ ጨረታ ግዜ ዝዕፀወሉ ዕለት 1/12/2017 ዓም ሰዓት 4:00 ኮይኑ ጨረታ ዝክፈተሉ ድማ ሰዓት 4:30 ኣብ ቅድሚ ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ይክፈት

 3 ተጫረቲ ኣካለት ካብ ዕለት 22/11/2017 ዓም ክሳብ ዕለት 1/12/2017 ዓም ኣብ ስራሕ ሰዓት እቲ ንብረት ኣብ ዘለዎ ቦታ ብኣካል ቀሪቦም ክሪኡ ይክእሉ

4 መከበሪ ጨረታ ብር 5000 ብጥረ ገንዘብ ወይ ካብ ዝተፈለጡ ትካላት ፋይናንስ ብስፒኦ ዘትሕዝ

5 ተጫረቲ ኣብ ናይ ጨረታ ሰነድ ዝቀርቡ ቅጥዕታት ብትክክል መሊኦም ኣብ ደኩመንት ስርዝ ድልዝ ዘይብሉ ሕድሕድ ገፅ እቲ ደኩመንት ስምን ፊርማን ገይሮም ዓሺጎም ከቅርቡ ይግባእ እንተዘይኮኑ ካብ ጨረታ ወፃኢ ይግብር

6 ተጫረቲ ናይ ዝጫረትሉ ዋጋ ዝሐዘ ደኩመንት ብክልተ ፖስታ ዋናን ቅዳሕን ብምድላዉ ምስ ዝተዓሸገ ናይቲ ተጫራታይ ሽምን ኣድራሻን ማሕበር ወይ ትካል ዉልቀ ሰብ ኣብ ልዕል እቲ ፖስታ ክግለፅ ይግባእ

7ኤጀንሲና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ እቲ ዉገዳ ጨረታ ሙሉእ ብሙሉእ ወይ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

ንተወሳኪ ሐበሬታ 0342403254

ድሕሪት
ጨረታ መደብ
  • ሶፍትዌርን ኔትዎርክ (58)
    • ኮንስትራክሽን (1047)
      • ኤሌትክትሮኒክስን ኣይሲቲ ኣቕሑት (4461)
        • ሒሳብ ኣደሓሕዛን ኦዲት ምግባርን (256)
          • ሕርሻ (508)
            • ህንፃ መሳርሒ (7192)
              • ፅሬትን ንፅህና ኣቁሑት (1689)
                • ምምካር (180)
                  • ትምህርቲን ስልጠና (199)
                    • ኤሌክትሪካልን ኤሌክትሮ መካኒካል (1830)
                      • ምግብን መስተን (514)
                        • እግድ (40)
                          • ፈርኒሽንግን ፊክስቸር (77)
                            • ፈርኒቸር (1283)
                              • ጠቅላላ ስራሕቲ ኣገልግሎት (86)
                                • ውህብቶን ውፅኢት ኢደ ጥበብ (4)
                                  • ጥዕና (266)
                                    • ናገዛ ኣቁሑት (87)
                                      • ኢንሹራንስ (4)
                                        • ናይ ቤተ ፈተነ ኣቁሑትን ኬሚካልን (288)
                                          • መሬትን ሊዝን (59)
                                            • ፅገና (833)
                                              • ናይ ሕክምና ኣቁሑት (426)
                                                • መዓድንን ናይ ተፈጥሮ ሃፍትን (21)
                                                  • ናይ ቢሮ አቁሑትን ፅሕፈት መሳሪሕን (2985)
                                                    • መዐሸጊን መጠቅለሊን ወረቀት (6)
                                                      • ምስሊን ቀረፃን (23)
                                                        • ስራሕቲ ሕትመት (1658)
                                                          • ስራሕቲ ምልላይ (83)
                                                            • ክራይ (737)
                                                              • መሸጣ (1182)
                                                                • ስራሕቲ ሓለዋን ሰኪዩሪቲ (93)
                                                                  • መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ (8589)
                                                                    • ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን (360)
                                                                      • መሳሪሕታት ቴሌኮሙኒኬሽን (25)
                                                                        • ጨርቃ መርቂን ውፅኢት ቆርበትን (831)
                                                                          • ናይ ትራንዚትን መጋዓዝያን ግልጋሎት (360)
                                                                            • ተሽከርከርትን ከበድትን ማሺነሪ (578)
                                                                              • መኽዝን (33)
                                                                                • ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲ (237)
                                                                                  • ኣልሙኒየም፡ መስትዋትን ስራሕቲ ሓፂነ መፂን (267)
                                                                                    s