ቑፅሪ ሌ/ስ/ም/ሠ/ከ3329/ዕ/ፋ/ን
ዕለት 21/11/2017ዓ/ም ቑፅሪ ጨ.001/2017
ምልክታ ግልፂ ጨረታ ዉገዳ
ናይ ዉ.ጨ.ቁ-G001/2017
ኤጀንሲ ስታቲስቲክስን ምዝገባ ወሳኒ ኩነትን ትግራይ ዝተፈላስዩ ዘገስገሱ ናይ ኤልትሮኒክስ ካልኦትን ንብረት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ከወገድ ስስዝደሊ አዞም ስዒቦም ዝተገስፁ ረቛሒታት እተማልኡ ማሕበራት፣ ነጋዶ፣ ትከላትን ውልቀ ሰባትን ክትወዳደሩ ይዕድም፡፡
1. ንዝተዳስወ ሰነድ ጨረታ ዘይምስስ ብር 100.00 (ብር ሓደ ሚኢቲ) ብምኽፋል ካብ ዕስት 22/11/2017 ዓ/ም እስካብ 06/12/2017 ዓ/ም ክወስዱ ይኽአሱ እዮም። ናይ ጨረታ ገዜ ዝዕፀወሱ ዕስት 06/12/2017 ዓ/ም ሰዓት 4:00 ኮይኑ ጨረታ ዝኽፈተሉ ዕስት ድማ ብተመሳሳሊ ዕስት ሰዓት 4:30 ኣብ ቅድሚ ተጫረቲ ወይ ድማ ሕጋዊ ወከስቶም ኣብ ዝተረኸብሱ ይኸፈት።
2. ተጫረቲ ኣካላት ካብ ዕስት 22/11/2017 ዓ/ም አስካብ 06/12/2017 ዓ/ም ኣብ ስራሕ ሰዓት አቲ
ንብረት ኣብ ዘለዎ ቦታ ብኣካል ቀሪቦም ክርእዩ ይኸእሱ ።
3. መኽበሪ ጨረታ ብር 5,000.00 /ሓሙሽተ ሽሕ/ ብጥረ ገንዘብ ወይም ካብ ዝተፈስጡ ትካላት ፋይናንስ ብCPO ዘትሕዙ፣
4. ተጫረቲ ኣብቲ ናይ ጨረታ ሰነድ ዝቀርቡ ቅጥዕታት ብትከክል መሲኦም ኣብ ደኩመንት ስርዝ ድልዝ ዘይብሱን ሕድሕድ ገፅ እቲ ደኩመንት ስምን ፊርማን ገይሮም ዓሺጎም ከቅርቡ ይገባአ እንተዘይ ኾይኑ ካብ ጨረታ ወፃኢ ይግበር።
5. ተጫረቲ ናይ ዝጫረትሱ ዋጋ ዝሓዘ ደኩመንት ብ2 ፖስታ ኦርጅናልን ኮፒን ብምድላዉ ምስተዓሸገ ናይቲ ተጫራታይ ስምን ኣድራሻን ማሕበር/ትካል/ዉልቀሰብ ኣብ ልዕሊ እቲ ፖስታ ክገስፅ/ከፀሓፍ/ይግባኝ ።
6. ሰዓራይ ትካስ ካብ ዝሰዓሮ ዓይነት ንብረት ቀኒስካ ወይም መሪፅኻ ምዉሳድ ኣይከኣልን።
7. ሰዓራይ ኣካል ናይቲ ዝሰዓሮ ንብረት ጠቅላላ ዋጋ ኣብ ውሽጢ 3 መዓልቲ ናብ ባንኪ ንግዲ ኢትዮጵያ ሒሳብ ቁፅሪ 1000538487663 ኣታዊ ብምግባር ንብረቱ የስዕል። ኣብ ዉሽጢ እቲ ዝተገስፀ መዓልቲ ኣታዊ ገይሩ ንብረቱ ዘይኣስዓስ ለካስ ዘትሓዞ መኽበሪ ጨረታ ናብ መንገስቲ ኣታዊ ብምግባር ሼጀንስና ካሲሕ መማረፂ ስጉምቲ ይወስድ።
8. ኣድራሻና ከፍስ ከተማ ሓወልቲ ፊት ንፊት ማይክሮ ፋይናንስ ደደቢት ዝርከብ ዌዘር ህንፃ ኣብ 4o ደብሪ ከይዲ ስራሕ ዕደጋ፣ ፋይናንስን ንብረት ምምሕዳርን እዩ።
9. አቲ ኤጀንሲ ዝሐሸ መማረፂ እንተረኺቡ እቲ ዉገዳ ጨረታ ብኽፋል ይኹን ብምሱአ ናይ ምስራዝ መሰስ ዝተሓስወ እዩ።
10. ንተወሳኺ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 0342403254 ኣብ ናይ ስራሕ ሰዓት ደዊልካ መብርሂ ምሕታት ይከኣል'ዩ
ድሕሪት