ቢሮ ልምዓት ከተማን ኮንሰትራክሽንን ክልል ትግራይ ካብ መደበኛ በጀት ሓበራዊ ኮምፕሌክስ ህንፃ ጠቕላላ ካብ ምድሪ ቤት ክሳብ 6ይ ደብሪ ናይቲ ህንፃ ግቢ ሙስእ፡ናይቲ ህንፃ መእተዊ በሪን ዘጠቓለለ ናይ ፅሬት ግልጋሎት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ምስ ስዓራይ ናይ ዓመት ውዕሊ ብምእሳር ከስርሕ ይደሊ፡፡
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ሰነ 26, 2017 ( ቅድሚ 8 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ሓምለ 17, 2017 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 30,0000.00
  • ቦታ: መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሓሙስ ሓምለ 17, 2017 04:30 ቅደሚ ሰዓት
  • ናይ ንፅህናን ፅሬትን ኣገልግሎት
  • ሕትመት
  • ፒዲኤፍ

ምልክታ ግልፂ ጨረታ

ቢሮ ልምዓት ከተማን ኮንሰትራክሽንን ክልል ትግራይ ካብ መደበኛ በጀት ሓበራዊ ኮምፕሌክስ ህንፃ ጠቕላላ ካብ ምድሪ ቤት ክሳብ 6ይ ደብሪ ናይቲ ህንፃ ግቢ ሙስእ፡ናይቲ ህንፃ መእተዊ በሪን ዘጠቓለለ ናይ ፅሬት ግልጋሎት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ምስ ስዓራይ ናይ ዓመት ውዕሊ ብምእሳር ከስርሕ ይደሊ፡፡

ስለዚ ኣብዚ ጨረታ ክትወዳደሩ ትደልዩ ነጋዶ ዝስዕብ ረቛሒ ዘማላእኹም ክትወዳደሩ ይዕድም።

✓ ብናይ ፅሬት ግልጋሎት ንግዲ ዘርፊ ፍቓድ ናይ 2017 ዓ/ም ዝተሓደሰ ዘለኩም ብግልፂ ዝርአ ፎቶ ኮፒ ዘቕርብ ፣

✓ ናይ 2017 ዓ/ም ዝተሓደሰ መቕረባይነት መፍለይ ቁፅሪ/ቲን/ ግልፂ ብዝርአ ፎቶ ኮፒ ከቕርብ ዝኸእል ፡፡

✓ ተወሳኺ እሴት ታክስ ዝተመዝገበን ቅድሚ ጨረታ ምኸፋቱ ናይ ዝሓለፈ 3ወርሒ ወይ ቅድሚ ጨረታ ምኽፋቱ ዘሎ ሓደ ወርሒት ዲክላሬሽን ብግልፂ ዝርእ ፎቶኮፒ ዘቕርብ፡፡

✓ ተጫረቲ ናይ ጨረታ ሰነድ ዘይምለስ 100.00 ብር /ሓደ ሚኢቲ ብር/ ብምሽፋል ሰነድ ጨረታ ካብ ቢሮ ልምዓት ከተማን ኮንስትራክሽንን ዳይሬክቶሬት ዕደጋ ፋይናንስን ንብረት ምም/ርን ሐበራዊ/ኮምፕሌክስ/ ህንፃ 1ይ ደብሪ ቑፅሪ ቢሮ 59 ካብ ዕለት 03/11/2017 ክሳብ 17/11/2017 ዓ/ም ሰዓት 4፡00 ኣብ ናይ ስራሕ ስዓት እናመፃእኹም ምውሳድ ትኸእሉ፡፡

✓ ሰነድ ጨረታ ኦርጅናልን ኮፒን ነንበይኑ ተዓሽጉ ኣብ ዋና ቅዳሕ ኦርጅናል ኣብ ካልአይ ቅዳሕ ኮፒ ብምባል ክፀሓፍን ክቐርብን አለዎ፡፡

✓ ተጫረቲ ናይ ጨረታ ውሕስና መኸበሪ ብር 30,0000.00/ ሰላሳ ሽሕ/ ብባንኪ ዝተረጋገፀ መእዘዚ ክፍሊት ቼክ ወይ ኣብ ኩነታት ዘይተመስረተ ውሕስና ባንኪ ወይ ብባንኪ ዝተረጋገፀ ሌተርኦፍ ወይ ብጥረ ገንዘብ ክተትሕ ትኽእሉ።

✓ እቲ ጨረታ ዕለት 17/11/2017 ዓ/ም ልክዕ ሰዓት 4፡00 ተዓፅዩ ፣ ኣብቲ ዕለት ሰዓት 4፡30 ኣብ ቢሮ ልምዓት ከተማን ኮንስትራክሽን ክልል ትግራይ ዳይሬክቶሬት ዕደጋ ፉይናንስን ንብረት ምምሕዳርን ተረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረኸብሉ ኣብ 1ይ ደብሪ ቑፅሪ 59 ይኸፈት ::

✓ ተጫራቲ ወይ ወከልቶም እንተዘይተረኸቦም እቲ ጨረታ ምኽፋት ኣይታዓናቐፍን ፡

✓ ስዓራይ ምስዓሩ ካብ ዝተገለፀሉ ዕለት ጀሚሩ ድሕሪ ቅሬታ መቐበሊ 3 መዓልቲ ስራሕ ኣብ ውሽጢ 3 መዓልቲ ስራሕ ውዕሊ ክፍርም መኽበሪ ውዕሊ ዘትሕዝ ፣፣

✓ ስዓራይ ትካል ውዕሊ ካብ ዝአሰረሉ እቲ ናይ ፅሬት ካልኦት ዘልዩ እታወታት እናቕረበ ናይ ዓመት ውዕሊ

ግልጋሎት ዘድሊ ማተርያል ሓይሊ ሰብ ብምእሳር ክሰርሕ ዝኸእል፡፡

✓ ተጫረቲ ኣብ ዘቕርብዎ መወዳደሪ ሓሳብ ስርዝ ድልዝ ዘይብሉ ሽምን ክታምን፣ኣድራሻን ሕድሕድ ገፅ ማህተም ክህልዎ ይግባእ ፣

ከም አድላይነቱ ካብ ነፍሲ ወከፍ ነፀላ አቕሓ/ስራሕ/ ክሳብ 20% መሰል ምቕናስ ወይ ምውሳኸ ዘለዎ ምኳኑ፣

✓ ቢሮና እቲ ጨረታ ብሙሉእ ኮነ ብኸፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ።

ንዝበለፀ ሓበሬታ ኣብ ስራሕ ስዓት ብስልኪ ቑፅሪ 0342400129 ደዊልኩም ምሕታት ትኽእሉ፡፡

ምስ ሰላምታ

ቢሮ ልምዓት ከተማን ኮንስትራክሽንን ዳ/ዕደጋ ፋይናንስን ንብረት ምም/ርን

ድሕሪት
ጨረታ መደብ
  • ሶፍትዌርን ኔትዎርክ (58)
    • ኮንስትራክሽን (1047)
      • ኤሌትክትሮኒክስን ኣይሲቲ ኣቕሑት (4461)
        • ሒሳብ ኣደሓሕዛን ኦዲት ምግባርን (256)
          • ሕርሻ (508)
            • ህንፃ መሳርሒ (7192)
              • ፅሬትን ንፅህና ኣቁሑት (1689)
                • ምምካር (180)
                  • ትምህርቲን ስልጠና (199)
                    • ኤሌክትሪካልን ኤሌክትሮ መካኒካል (1830)
                      • ምግብን መስተን (514)
                        • እግድ (40)
                          • ፈርኒሽንግን ፊክስቸር (77)
                            • ፈርኒቸር (1283)
                              • ጠቅላላ ስራሕቲ ኣገልግሎት (86)
                                • ውህብቶን ውፅኢት ኢደ ጥበብ (4)
                                  • ጥዕና (266)
                                    • ናገዛ ኣቁሑት (87)
                                      • ኢንሹራንስ (4)
                                        • ናይ ቤተ ፈተነ ኣቁሑትን ኬሚካልን (288)
                                          • መሬትን ሊዝን (59)
                                            • ፅገና (833)
                                              • ናይ ሕክምና ኣቁሑት (426)
                                                • መዓድንን ናይ ተፈጥሮ ሃፍትን (21)
                                                  • ናይ ቢሮ አቁሑትን ፅሕፈት መሳሪሕን (2985)
                                                    • መዐሸጊን መጠቅለሊን ወረቀት (6)
                                                      • ምስሊን ቀረፃን (23)
                                                        • ስራሕቲ ሕትመት (1658)
                                                          • ስራሕቲ ምልላይ (83)
                                                            • ክራይ (737)
                                                              • መሸጣ (1182)
                                                                • ስራሕቲ ሓለዋን ሰኪዩሪቲ (93)
                                                                  • መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ (8589)
                                                                    • ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን (360)
                                                                      • መሳሪሕታት ቴሌኮሙኒኬሽን (25)
                                                                        • ጨርቃ መርቂን ውፅኢት ቆርበትን (831)
                                                                          • ናይ ትራንዚትን መጋዓዝያን ግልጋሎት (360)
                                                                            • ተሽከርከርትን ከበድትን ማሺነሪ (578)
                                                                              • መኽዝን (33)
                                                                                • ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲ (237)
                                                                                  • ኣልሙኒየም፡ መስትዋትን ስራሕቲ ሓፂነ መፂን (267)
                                                                                    s