ቤት ፅሕፈት ጨ/ቤ/ፅ/ል/ከ/ንግ/ኢን ሐደ ማእክል ከተማ ዕ/ሓሙስ

ተጫረትቲ ከማልእዎ ዝግባእ ረቆሒ

1 ንቤት ዕዩና /ትካልና/ ኦዲት ንምክያድ ዘክእል ብርኪ ሓደ ወይ ክልተ ወረቀት ምስክር መረጋገፂ ብቅዓት ሞያ ዘለዎም

2 ናይ ኦዲት ወረቀት ምስክር መረጋገፂ ብቅዓት ሞያን ዘሐደሰን ንግዲ ምዝግባ ተወሳኬ እሴት ታክስ ተመዝጋቢ ንዝኮነ መለለይ ግብሪ ከፋላይነት ን ካልኦት ንጨረታ ዝጠቅሙ መረዳእታትን ምስ ዋና ዝተገናዘበ ፎቶ ኮፒ ከቅርብ ዝክእል

3 ኦዲት ዝግበር ሒሳብ ኣብ ዕደጋ ሓሙስ ከተማ ትካል ምካኑ ፈሊጡ ዝሳተፍ

4 ሰነድ ጨረታ ኣብ ቤት ፅሕፈት ጨ/ቤ/ፅ/ል/ከ/ን/ኢን ሐደ ማእከል ቢሮ ቁፅሪ 4 ካብ ዕለት 07 /10 /2008 ዓም ክሳብ 21/10/2008 ዓ/ም ኩሉ ግዜ ኣብ ስራሕ ሰዓት ዘይምለስ ብር 30/ ሰላሳ/ ከፈሎም ምዉሳድ ይክእሉ

5 ተጫረቲ ሰነድ ጨረታ ፋይናንሻል ሓፈሻዊ ብምምላእ ብዝግባእ ኣብ ዝተዓሸገ ፖስታ ዋናን ፎቶ ኮፒን ነንበይኑ ቴክኒካል መገምገሚ ቅጥዕታት ድማ ብዝግባእ ተማሊኡ ምስ ፎቶ ኮፒ ደጋፊ መረዳእተኦም ዋናን ፎቶ ኮፒን ነንበይኑ ኣብ ክልተ ፖስታ ጠቅላላ 4ተ ፖስታ ብምዕሻግ ኣብ ሕድሕድ ፖስታ ድማ ናይ ተጫረቲ ስም እድራሻ ፊርማ ኦርጅናልን ኮፒን ተባሃሉ ተፃሒፉሉን ማህተም ዓሪፍዎ ነቲ ጨረታ ተባሂሉ ኣብ ቤት ፅሕፈት ኣብ ከይዲ ስራሕ ትልምን እቶትን ፋይናንስን በሮ ቁፅሪ 4 ዝተዳለወ ሳፁን ሳንዱቅ ከእትዉ አለዎም

6 እቲ ትካል ነቲ ጨረታ ብምሉእ ወይ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

ድሕሪት
ጨረታ መደብ
  • ሶፍትዌርን ኔትዎርክ (58)
    • ኮንስትራክሽን (1047)
      • ኤሌትክትሮኒክስን ኣይሲቲ ኣቕሑት (4461)
        • ሒሳብ ኣደሓሕዛን ኦዲት ምግባርን (256)
          • ሕርሻ (508)
            • ህንፃ መሳርሒ (7192)
              • ፅሬትን ንፅህና ኣቁሑት (1689)
                • ምምካር (180)
                  • ትምህርቲን ስልጠና (199)
                    • ኤሌክትሪካልን ኤሌክትሮ መካኒካል (1830)
                      • ምግብን መስተን (514)
                        • እግድ (40)
                          • ፈርኒሽንግን ፊክስቸር (77)
                            • ፈርኒቸር (1283)
                              • ጠቅላላ ስራሕቲ ኣገልግሎት (86)
                                • ውህብቶን ውፅኢት ኢደ ጥበብ (4)
                                  • ጥዕና (266)
                                    • ናገዛ ኣቁሑት (87)
                                      • ኢንሹራንስ (4)
                                        • ናይ ቤተ ፈተነ ኣቁሑትን ኬሚካልን (288)
                                          • መሬትን ሊዝን (59)
                                            • ፅገና (833)
                                              • ናይ ሕክምና ኣቁሑት (426)
                                                • መዓድንን ናይ ተፈጥሮ ሃፍትን (21)
                                                  • ናይ ቢሮ አቁሑትን ፅሕፈት መሳሪሕን (2985)
                                                    • መዐሸጊን መጠቅለሊን ወረቀት (6)
                                                      • ምስሊን ቀረፃን (23)
                                                        • ስራሕቲ ሕትመት (1658)
                                                          • ስራሕቲ ምልላይ (83)
                                                            • ክራይ (737)
                                                              • መሸጣ (1182)
                                                                • ስራሕቲ ሓለዋን ሰኪዩሪቲ (93)
                                                                  • መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ (8589)
                                                                    • ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን (360)
                                                                      • መሳሪሕታት ቴሌኮሙኒኬሽን (25)
                                                                        • ጨርቃ መርቂን ውፅኢት ቆርበትን (831)
                                                                          • ናይ ትራንዚትን መጋዓዝያን ግልጋሎት (360)
                                                                            • ተሽከርከርትን ከበድትን ማሺነሪ (578)
                                                                              • መኽዝን (33)
                                                                                • ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲ (237)
                                                                                  • ኣልሙኒየም፡ መስትዋትን ስራሕቲ ሓፂነ መፂን (267)
                                                                                    s