ብቑፅሪ ዳ/ዕ/ፋ/ን/ምም/ርን /999/ 0-01
ዕለት 16/10/2017 ዓ/ም
ምልክታ ፕሮፎርማ ቁፅሪ 13/2017 ዓ/ም
መቐለ ፖሊ ቴክኒክ ኮሌጅ ናይ ፅሕፈት( ደቀቕቲ ወፃእታት) ኣቕሑት ፣ ናይ ፅሬት ኣቕሕት ፣ ናይ ሕትመት ኣቕሑትን ንማሽን መሸፈኒ ዝውዕል ጨርቅን ብፕሮፎርማ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።
መምርሒ ተወዳደርቲ /ተጫረቲ/
1. ናይ ዘመኑ ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቓድ በቲ ዘፈር ዘለኩም።
2. ናይ ግብሪ ከፋላይነት መፍለዪ ቁፅሪ /ቲን ናምበር ዘለኩም።
3. ናይ ዘመኑ ዝተሓደሰ መቕርባይነት ምስክር ወረቐት ዘለኩም። 4.2% ዊዝ ሆልዲንግ ክኸፍል ዝኽእል።
5. ዝቐርቡ መረዳእታታት ብደምቢ ዝንበቡን ስርዝ ድልዝ ዘይብሎምን ክኾኑ ኣለዎም።
6. ኣብዚ ፕሮፎርማ ክትወዳደሩ እትደልዩ ተጫረቲ ካብ ዕለት 16/10/2017 ዓ/ም ጀሚሩ ክሳብ ዕለት 18/10/2017ዓ/ም ልክዕ ስዓተ 11:00 ኣብ ዘሎ ግዜ ናይ ጨረታ ሰነድ ኣብ ኪሌጅና ቢሮ ቁፅሪ 08 ዳይሬክቶሬት/ዕ/ፋ/ን/ምም/ርን መፂእኹም ምውሳድ ትክእሉ።
7. እቲ ፕሮፎርማ ዕለት 19/10/2017 ዓ/ም ልክዕ ስዓት 3:30 ተዓፅዩ በዚ ዕለት ልክዕ ሰዓት 4:00 ኣብ ኪሌጅና ቢሮ ቁፅሪ 08 ዳይሬክቶሬት/ዕ/ፋ/ን/ምም/ርን ይኽፈት ። ጨረታ እንትኸፍት ተጫረቲ ወይ ድማ ሕጋዊ ወከልቶም ናይ ምርካብ መሰሎም ዝተሓለወ ኮይኑ ተጫረቲ ብዘይምርካቦም ግን ጨረታ ኣይተኣጓጎልን ።
8. ስዓራይ ምስ ተፈልጠ ካብ ዝተገለፀልኩም ዕለት ጀሚሩ ኣብ ውሽጢ 3' ናይ ስራሕ መዓልቲ ዝሰዓርኩምዎ ንብረት ኣታዊ ክትገብሩ ኣለኩም።
9. ኮሌጅና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኺቡ እቲ ጨረታ ብሙሉእ ይኹን ብኸፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ።
10.ዋጋ ፀኖዑ ዝፀንሐሉ ግዜ ጨረታ ካብ ዝተኸፈተሉ ዕለት ጀሚሩ ን 7ተ ተኸታተልቲ መዓልቲ ይኸውን።
11. ኣብቲ ሰነድ ጨረታ ካብ ዝተቐመጠ ስፔሲፊኬሽን ወፃኢ ምፅሓፍኣይፍቀድን ።
12. ንዝበለፀ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 03-44-40-45-92 ደዊልካ ምሕታት ይከኣለ።
ድሕሪት