ቁፅሪ ዕ/ን/ምም/ር/1-2/222/017
ዕለት12/10/2017 ዓ.ም
ምልክታ ፕሮፎርማ
ቤት ፅ/ት ል/ም/እ/ምም/ር/ፋይናንሰ ወረዳ ክልተ ኣውላዕሎን ንወረዳ 2- ኣውላዕሎ ቤት ፅሕፈት ዘ/ቁ/ገ/ልምዓት /ናይ ECD ፕሮጀክት ግልጋሎት ዝውዕል ናይ ህንፃ መሳርሒ ክዕድግ ይደሊ።
| ተ/ቁ | ዓይነት ንብረት | መዐቀኒ | በዝሒ | ናይ ሓደ ዋጋ |
|---|---|---|---|---|
| 1 | 8mm chip wood celling /ቹፕድ ስሊንግ 1 ደረጃ | ካፊ | 440 | |
| 2 | 4*5 zigba batters/ዘጊባ ንችፑድ ሙራ ጣውላ 1 ደረጃ | ቁፅሪ | 492 | |
| 3 | corner list/ኮርነር ሊስተ⁄ኣንጉላር/ 1 ደረጃ | ሜትሮ | 220 |
መተሓሳሳቢ
1. ዝተሓደሰ ናይ 2017 ዓ/ም ሕጋዊ ንግዲ ፍቓድ ዘለኩም።
2. ናይ ግብረ ከፋሊ መለለይ ካርድ /ቲንናምበር/፤ መቕረባይነት ካርድ ዘለኩም ።
3. ካብ ዝተቀመጠ ሰፐሰፊኬሽን መግለፂ ወፃኢ ኣመራፂ ምቕማጥን ምሰትክካል ኣይክኣልን ።
4. ኣብ እትመልእዎ ዋጋ ሰርዝ ደርዝ ክህሉው የብሉን እንተሃሊዎ ድማ ናይ ባዓል ዋና ፌርማ ክፈረመሉ ይግባእ እንተዘይተገይርሉ ውድቂ ይኾውን።
5. እቲ ዝምላእ ዋጋ ተወሳኺ እሴት ታክሰ /ሻት/እንተሃልዩኩም ዘጠቓለለ ዋጋ ክኸውን ኣሎዎ።
6. ዋጋ ፀኒዑ ዝፀንሓሉ እውን እዚ ፕሮፎርማ ካብ ዝተከፈተሉ ንተከታተሊ 15 ናይ ሰራሕ መዓልቲ ይኾውን ።
7. ሰዓራይ ተወዳዳራይ ምሰ ተገለፀሉ እቲ ልዕል ኢሎም ዝተገለፀ ንብረታት ፅሬቱ ምሰ ተረጋገፀ ዕድጊት ንክፍፅም ምዃና ንሕብር ።
8. እዚ ፕሮፎርማ እዚ ካብ ዕለት 12/10/2017 ዓ/ም ጀሚሩ ክሳብ 20/10/2017 ዓ/ም ዘሎ ግዜ7 መዓልቲ ከይተከፈተ ዝፀንሕ ምዃኑ 4:00 ተዓፅዩ 4:30 ይክፈት።
9. እዚ ፕሮፎርማ እዚ ዝመለአ ነጋዳይ ውዕሊ ኣሲሩ ዘቅርብ ምካኑ ፈሊጡ እቲ ልዕል ኢሎም ዝተገለፁ ንብረታት ናይ ብሎኬት መምረትቲ ኣብ ኢድኩም / መክዘን ሰቶር/ ምህላው ኣረጋጊፅኩም ዋጋ ይምልኡ።
10. እቲ ንብረት ሰዓራይ ዝኮነ ነጋዳይ ናብ ወረዳ 2' ኣውላዕሎ ል/እ/ምም/ር ፋይናንስን ኣታዊ ገይሩ ናብ 3' ጣብያታት ፉሉይ ቦታ 1. ደብረፅዮን FC 2. ድጉም ቤት ት/ቲ 3. ጉለ ቤት ት/ቲ ብናይ ባዕሌትራንስፖርት ዘጋዓዓዝን መፅዓንን መራገፍን ዝሽፍን ምኳኑ ፈሊጡ ዋጋ ክመልእ ኣለዎ።
11. ን ጨረታ ፕሮፎርማ መክበሪ ብር 5000/ሓሙሽተ ሽሕ ብጥረ ገንዘብ /CPO/ ከትሕዝ ዝክእል ክክውን ኣለዎ።
12. ቤ/ፅሕፈትና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ከይዲ ውድድር ፕሮፎርማ ብሙሉእ ይኹን ብክፋል ናይ ምሰራዝ መሰል ሕሉው ምዃኑ ንሕብር ።
ፕሮፎርማ ዝመለኣ መቅረባይ
ሰም--
ፌርማ-----
ዕለት---
ድሕሪት