ቢሮ ማሕበራዊ ጉዳይን እግሪ ምትካልን ክልል ትግራይ ነዞም ስዒቦም ዝተዘርዘሩ ናይ መኪና ጌጣ ጌጥ መሳርሒ ኣቑሑት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደሊ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ሰነ 11, 2017 ( ቅድሚ 9 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ሰነ 13, 2017 08:20 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ቦታ: መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ዓርቢ ሰነ 13, 2017 08:30 ደ/ሰዓት
  • መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና
  • ሕትመት
  • ፒዲኤፍ

ምልክታ ፕሮፎርማ

ቢሮ ማሕበራዊ ጉዳይን እግሪ ምትካልን ክልል ትግራይ ነዞም ስዒቦም ዝተዘርዘሩ ናይ መኪና ጌጣ ጌጥ መሳርሒ ኣቑሑት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደሊ በቲ መስመር ሕጋዊ ንግድ ፍቓድን መቅረባይነትን ዘለኩም ትካላት ክትወዳደሩ ይዕድም -

ተ.ቁዝርዝር ንብረትፓርቲ ናምበርመለክዒበዝሒናይ ሓደ ዋጋጠቅላላ ዋጋመብርሂ
ፓራዶ
1ቦልደን ባትሪ70 ኣምፒርቐፅሪ01
2ኮንፈርቲወልፊትሴት01
3ዳሽ ቦርድ ቅብኣት ኣወቶዞንኦረጅናልቐፅሪ04
4ሽቶ ተነፋሒ ጎልድኦረጅናልቐፅሪ04
ማርኪቱ
1ኮንፈርቲወልፊትሴት01
2ዋይፐር ብለድ የማንን ፀጋሚን ቅድሚኦረጅናልሴት01
3ሙቐት መከላኸሊ ዳብል ፌስ ሌይዘርኦረጅናልሴት01
4መሪ ከቨርኦረጅናልቐፅሪ01
5ንፋስ መከላኸሊኦረጅናልሴት01
6ሪሞትሰትልሜንትሴት01


መተሓሳሰቢ

➢ ተወዳደርቲ ናይ 2017 ዓ/ም ዝተሓደሰ ንግድ ፍቓድ፣ መቅረባይነትን መፍለዪ ቑዕርን /TIN No /ኮፒ ከቅርቡ ዝኸእሉ።

➢ እዚ ፕሮፎማ እዙይ ካብ ዕለት 11/10/2017 ዓ/ም እስካብ ዕለት 13/10/2017 ዓ/ም ናብ ዝተዳለወ ጨረታ ሳንዱቕ ከይዲ ስራሕ ዕደጋ እቲ ቢሮ ኣታዊ ምስ ኾነ በቲ መወዳእታ ዝተጠቀሰ ዕለት 13/10/2017 ሰዓት 8:20 ተዓዕዩ ሰዓት 8:30 ድማ ይኸፈት። እዚ ፕረፎርማ እዙይ ከም ዉዕሊ ኾይኑ የገልግልን የገድድን እዩ።

➢ እቲ ንብረት/ኣቅሓ/ በቲ ዝተጠቀሰ ስፔስፊኬሽን መሰረት ንምቅራብ ናይ ሕድሕድ ዋጋ ክምላእ ኣለዎ።

➢ እቲ ንብረት /ኣቅሓ/ በቲ ዝተጠቀሰ ዝርዝር መሰረት እስፐሲፊክሽን ኾይኑ ኣብ ዉሽጢ 3 መዓልቲ ከቅርብ ዝክእል።

➢ ኣብዚ ፕሮፎርማ ከይዲ ስራሕና ነቲ ፕሮፎርማ ብምሉእ ይኹን ብኽፋል ናይ ምስራዝ መሰል ሕሉዉ እዩ።

➢ አድራሻና ክፍለ ከተማ ሓወልቲ ፊት ንፊት ደደቢት ማይክሮ ፋይናንስ ዝርከብ ኮምፕሌክስ ናይ ሓባር ህንፃ ፣ ህንፃ 1/Block 1/ ኣብ 1ይ ደብሪ እዩ።

➢ ንተወሳኺ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 03-42-40-01-58 ደዊልካ መብርሂ ምሕታት ይከኣል።

ድሕሪት
ጨረታ መደብ
  • ሶፍትዌርን ኔትዎርክ (58)
    • ኮንስትራክሽን (1047)
      • ኤሌትክትሮኒክስን ኣይሲቲ ኣቕሑት (4462)
        • ሒሳብ ኣደሓሕዛን ኦዲት ምግባርን (256)
          • ሕርሻ (512)
            • ህንፃ መሳርሒ (7194)
              • ፅሬትን ንፅህና ኣቁሑት (1689)
                • ምምካር (180)
                  • ትምህርቲን ስልጠና (199)
                    • ኤሌክትሪካልን ኤሌክትሮ መካኒካል (1832)
                      • ምግብን መስተን (515)
                        • እግድ (40)
                          • ፈርኒሽንግን ፊክስቸር (77)
                            • ፈርኒቸር (1283)
                              • ጠቅላላ ስራሕቲ ኣገልግሎት (86)
                                • ውህብቶን ውፅኢት ኢደ ጥበብ (4)
                                  • ጥዕና (266)
                                    • ናገዛ ኣቁሑት (88)
                                      • ኢንሹራንስ (4)
                                        • ናይ ቤተ ፈተነ ኣቁሑትን ኬሚካልን (288)
                                          • መሬትን ሊዝን (59)
                                            • ፅገና (833)
                                              • ናይ ሕክምና ኣቁሑት (426)
                                                • መዓድንን ናይ ተፈጥሮ ሃፍትን (21)
                                                  • ናይ ቢሮ አቁሑትን ፅሕፈት መሳሪሕን (2986)
                                                    • መዐሸጊን መጠቅለሊን ወረቀት (6)
                                                      • ምስሊን ቀረፃን (23)
                                                        • ስራሕቲ ሕትመት (1658)
                                                          • ስራሕቲ ምልላይ (83)
                                                            • ክራይ (737)
                                                              • መሸጣ (1182)
                                                                • ስራሕቲ ሓለዋን ሰኪዩሪቲ (94)
                                                                  • መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ (8589)
                                                                    • ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን (361)
                                                                      • መሳሪሕታት ቴሌኮሙኒኬሽን (25)
                                                                        • ጨርቃ መርቂን ውፅኢት ቆርበትን (832)
                                                                          • ናይ ትራንዚትን መጋዓዝያን ግልጋሎት (360)
                                                                            • ተሽከርከርትን ከበድትን ማሺነሪ (579)
                                                                              • መኽዝን (33)
                                                                                • ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲ (237)
                                                                                  • ኣልሙኒየም፡ መስትዋትን ስራሕቲ ሓፂነ መፂን (267)
                                                                                    s