ኤጀንሲ ስታቲስቲክስን ምዝገባ ወሳኒ ኩነትን ትግራይ ትሕት ክብል ዝተዘርዘረ ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ኣቅሑት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ /ክገዝእ/ ይደሊ::
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ሰነ 5, 2017 ( ቅድሚ 9 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ ሰነ 9, 2017 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ቦታ: መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሶኒ ሰነ 9, 2017 04:30 ቅደሚ ሰዓት
  • ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት
  • ሕትመት
  • ፒዲኤፍ

ዕለት 05/10/2017 ዓ/ም

ቑፅሪ ኤ/ስ/ወ/ክ/3074/ፅ/ፋ/ን/ም/17

ቑፅሪ ፕሮፎርማ016/2017

ምልክታ ጨረታ ፕሮፎርማ

ኤጀንሲ ስታቲስቲክስን ምዝገባ ወሳኒ ኩነትን ትግራይ ትሕት ክብል ዝተዘርዘረ ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ኣቅሑት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ /ክገዝእ/ ይደሊ ስለዙይ በቲ መስመር ሕጋዊ ንግድ ፍቓድ ዘለኩም ትካላት ክትወዳደሩ ይዕድም፡-

ተቁዝርዝር ንብረትመግለፂ Describitionመለክዒ Measurmentበዝሒ Quantityናይ ሓደመብርሂ
ሕሳብ መደብ 6212
1ማርከር ዋይት ቦርድ ኣብ ሓደ ባኮ (ፓኬት) 12 ፍረ ዝሕዝ ሓደ ዓይነት ሕብሪTemperaryብፓኬትፀሊም04
ቀይሕ04
ቆፃል04
ሰማያዊ03
2ማርከር ኣርት ላይንPermanentብፓኬት05
3እስተፕልስ ሽቦ kangaroNo.16(24/6) ቁ.20ብፓኬት100Sample
ሕሳብ መደብ 6219
4ናይ ላፕቶፕ ቦርሳ CAIተሓዛሊ ሻንጣብቁፅሪ05ብራንድ

መምርሒ፦

➢ ተወዳደርቲ ናይ ዘመኑ ዝተሓደሰ ሕጋዊ ንግዲ ፍቓድን ናይ ግብሪ ከፋላይ መፍለዩ ቁፅሪ (TIN) ዘለዎም ናይ መቅረባይነት ምስክር ወረቀት ከቅርቡ ዝኽእሉ።

➢ እዚ ፕሮፎርማ ካብ ዕለት 05/10/2017 ዓ/ም ክሳብ ዕለት 09/10/2017 ዓ/ም ኣብ ኣየር ዝፀንሕ ኾይኑ ከይዲ ስራሕ ዕደጋ እቲ ኤጀንሲ ኣታዊ ምስ ኾነ በቲ መወዳእታ ዝተጠቀሰ ዕለት 09/10/2017 ሰዓት 04:00 ተዓፅዩ ሰዓት 04:30 ድማ ይኽፈት::

➢ እቲ ንብረት/ኣቅሓ/ በቲ ዝተጠቀሰ ስፐሲፊክሽን መሰረት ክኸዉን ይግባእ። እዚ ፕሮፎርማ ዝመልእ ኣካል ኣብ መከዝን ምህላዉ ከረጋግፅ ኣለዎ። ንብረት ኣታዊ ዝኸዉንን ክፍሊት ዝፍፀምን ብዝምልከቶ በዓል ሞያ ምስተረጋገፀ ኮይኑ ዋጋ ፀኒዑ ዝፀንሐሉ ድማ ን7 መዓልቲ ይኸዉን::

➢ እቲ ኤጀንሲ ዘቅመጦም ረቓሒታት ንዘይማልኡ መቅረብቲ ትካላት ካብቲ ዉድድር ወፃኢ ዝገብር ምዃኑ የፍልጥ።

➢ እዚ ፕሮፎርማ እዝይ ከም ዉዕሊ ኾይኑ የገልግልን የገድድን እዩ::

➢ ኣድራሻና ክፍለ ከተማ ሓወልቲ ፊት ንፊት ደደቢት ማይክሮ ፋይናንስ ዝርከብ ወይዘር ህንፃ ኣብ 4ይ ደብሪ ቁ-16 እዩ።

➢ ኣብዚ ፕሮፎርማ ከይዲ ስራሕና ነቲ ፕሮፎርማ ብምሉእ ይኹን ብኽፋል ናይ ምስራዝ መሰል ሕሉዉ `ዩ::

ንተወሳኺ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 03-42-40-32-54 ደዊልካ መብርሂ ምሕታት ይከኣልእዩ።

ፕሮፎርማ ዝመሰለ በዓል ዋና

ሽም

ፊርማ

ማሕተም

ድሕሪት
ጨረታ መደብ
  • ሶፍትዌርን ኔትዎርክ (58)
    • ኮንስትራክሽን (1047)
      • ኤሌትክትሮኒክስን ኣይሲቲ ኣቕሑት (4462)
        • ሒሳብ ኣደሓሕዛን ኦዲት ምግባርን (256)
          • ሕርሻ (512)
            • ህንፃ መሳርሒ (7194)
              • ፅሬትን ንፅህና ኣቁሑት (1689)
                • ምምካር (180)
                  • ትምህርቲን ስልጠና (199)
                    • ኤሌክትሪካልን ኤሌክትሮ መካኒካል (1832)
                      • ምግብን መስተን (515)
                        • እግድ (40)
                          • ፈርኒሽንግን ፊክስቸር (77)
                            • ፈርኒቸር (1283)
                              • ጠቅላላ ስራሕቲ ኣገልግሎት (86)
                                • ውህብቶን ውፅኢት ኢደ ጥበብ (4)
                                  • ጥዕና (266)
                                    • ናገዛ ኣቁሑት (88)
                                      • ኢንሹራንስ (4)
                                        • ናይ ቤተ ፈተነ ኣቁሑትን ኬሚካልን (288)
                                          • መሬትን ሊዝን (59)
                                            • ፅገና (833)
                                              • ናይ ሕክምና ኣቁሑት (426)
                                                • መዓድንን ናይ ተፈጥሮ ሃፍትን (21)
                                                  • ናይ ቢሮ አቁሑትን ፅሕፈት መሳሪሕን (2986)
                                                    • መዐሸጊን መጠቅለሊን ወረቀት (6)
                                                      • ምስሊን ቀረፃን (23)
                                                        • ስራሕቲ ሕትመት (1658)
                                                          • ስራሕቲ ምልላይ (83)
                                                            • ክራይ (737)
                                                              • መሸጣ (1182)
                                                                • ስራሕቲ ሓለዋን ሰኪዩሪቲ (94)
                                                                  • መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ (8589)
                                                                    • ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን (361)
                                                                      • መሳሪሕታት ቴሌኮሙኒኬሽን (25)
                                                                        • ጨርቃ መርቂን ውፅኢት ቆርበትን (832)
                                                                          • ናይ ትራንዚትን መጋዓዝያን ግልጋሎት (360)
                                                                            • ተሽከርከርትን ከበድትን ማሺነሪ (579)
                                                                              • መኽዝን (33)
                                                                                • ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲ (237)
                                                                                  • ኣልሙኒየም፡ መስትዋትን ስራሕቲ ሓፂነ መፂን (267)
                                                                                    s