ኮሌጅ ኪነ ጠባባት ትግራይ ነቲ ኮሌጅ አገልግሎት ዝዉዕሉ ናዉቲ ሙዚቃ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ የደሊ

1 ኣብቲ ጨረታ ክሳተፍ ዝደሊ ኣቅራቢ ከማልኦ ዝግባእ መስቲ ዝቅርቦ ኣቅሓ ተዛማዲ ዘለዎም ሕጋዊ ናይ 2017 ዓም ዝተሐደሰ ፈቃ ንግዲ ከቅርብ ዝክእል

2 ናይ ግብሪ ከፋሊ መለለይ ቁፅሪ : መረደእታ መቅረባይነት ከቅርብ ዝክእል

3 ተወሳኪ እሴት ታክስ ወይ ቫት ተመዝጋቢ ምኮንኩም ዝገልፅ መረዳእታ ከቅርብ ዝክእል

4 ቅድሚ ጨረታ ምክፋቱ ናይ ጨረታ መከበሪ 5000 ቅርሺ ብናይ ኢትዩጰያ ብሄራዊ ባንኪ ኣፍልጦ ዝተዉሃቦም ባንኪታት ስፒኦ ወይ ጥረ ገንዘብ ክትሕዝ ዝክእል

5 ሰዓርይ ጨረታ ሰዓራይ ምኮኑ ካብ ዝተነገረሉ ዕለት ጀሚሩ ዝሰዓሮ ንብረት ዋጋ መከበሪ ዓሰርተ ሚእታዊ ዉዕሊ መከበሪ ኣትሒዙ ኣብ ወሽጢ 3 መዓልቲታት ዉዕሊ ኣሲሩ እቲ ዝሰዓሮ ንብረት ብናይ ባዕሉ መጎዓዝያ ናብ ኮልጅ ኪነ ጠባባት ክልል ትግራይ እቲ ንብረት ኣታዊ ክገብር ዝክእል

6 ሰነድ ጨረታ መግዝኢ 50 ቅርሺ ዘይምለስ ብምክፋል ካብ ኮሌጅ ኪነ ጥበባት ክልል ትግራይ ደጋፊ ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ፋይናንስን ንብረት ምምሕዳርን ሰነድ ጨረታ ብምዉሳድ ናብቲ ዝተዳለወ ሳንዱቅ ጨረታ አታዊ ክገብር አለዎ

7 ሳነዱቅ ጨረታ ዝዕሸገሉ 22/9/2017 ዓም ሰዓት 3:00 ቅድሚ ቀትሪ ኮይኑ ሳንዱቅ ጨረታ ዝክፈተሉ ድማ 22/9/2017 ዓም ልክዕ ሰዓት 3:30 ቅድሚ ቀትሪ ይከዉን

8 ኣብ መንግስታዊ ቤት ዕዩ ኣብ ዝፍፀም ግዝኢት ንምስታፍ ኣብ ናይ ኣቅሑትን ግልጋሎት መቅረበቲ ዘረጋግፅ ዝተሐደሰ መለለይ ካርዲ ቅዳሕ ገይሮም ከታሕዙ አለዎም

9 ተጫረቲ እንትክፈት ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ክርከቡ ንዕድም

10 እቲ ኮሌጅ አብቲ ጨረታ ዝሐተቶ ከምኩነታቱ 20 ሚእታዊ ክዉስክን ክቅንስን ይክእል

11 እቲ ኮሌጅ ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቢ ነቲ ጨረታ ብሙለእ ወይ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

ንተወሳኪ ሐበሬታ 0342409467 / 0914413007 / 0914748720

ድሕሪት
ጨረታ መደብ
  • ሶፍትዌርን ኔትዎርክ (58)
    • ኮንስትራክሽን (1048)
      • ኤሌትክትሮኒክስን ኣይሲቲ ኣቕሑት (4462)
        • ሒሳብ ኣደሓሕዛን ኦዲት ምግባርን (256)
          • ሕርሻ (512)
            • ህንፃ መሳርሒ (7194)
              • ፅሬትን ንፅህና ኣቁሑት (1689)
                • ምምካር (180)
                  • ትምህርቲን ስልጠና (199)
                    • ኤሌክትሪካልን ኤሌክትሮ መካኒካል (1832)
                      • ምግብን መስተን (515)
                        • እግድ (40)
                          • ፈርኒሽንግን ፊክስቸር (77)
                            • ፈርኒቸር (1283)
                              • ጠቅላላ ስራሕቲ ኣገልግሎት (86)
                                • ውህብቶን ውፅኢት ኢደ ጥበብ (4)
                                  • ጥዕና (266)
                                    • ናገዛ ኣቁሑት (88)
                                      • ኢንሹራንስ (4)
                                        • ናይ ቤተ ፈተነ ኣቁሑትን ኬሚካልን (288)
                                          • መሬትን ሊዝን (59)
                                            • ፅገና (833)
                                              • ናይ ሕክምና ኣቁሑት (426)
                                                • መዓድንን ናይ ተፈጥሮ ሃፍትን (21)
                                                  • ናይ ቢሮ አቁሑትን ፅሕፈት መሳሪሕን (2986)
                                                    • መዐሸጊን መጠቅለሊን ወረቀት (6)
                                                      • ምስሊን ቀረፃን (23)
                                                        • ስራሕቲ ሕትመት (1658)
                                                          • ስራሕቲ ምልላይ (83)
                                                            • ክራይ (741)
                                                              • መሸጣ (1182)
                                                                • ስራሕቲ ሓለዋን ሰኪዩሪቲ (94)
                                                                  • መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ (8589)
                                                                    • ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን (361)
                                                                      • መሳሪሕታት ቴሌኮሙኒኬሽን (25)
                                                                        • ጨርቃ መርቂን ውፅኢት ቆርበትን (832)
                                                                          • ናይ ትራንዚትን መጋዓዝያን ግልጋሎት (360)
                                                                            • ተሽከርከርትን ከበድትን ማሺነሪ (579)
                                                                              • መኽዝን (33)
                                                                                • ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲ (237)
                                                                                  • ኣልሙኒየም፡ መስትዋትን ስራሕቲ ሓፂነ መፂን (267)
                                                                                    s