ቑፅሪ ዕክንም 1189/2-3/1/01
ዕለት- 04/10/2017 ዓ/ም
ምልክታ ፕሮፎርማ
ቑ/ፕሮ- 61
ኣብ ጊዝያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ቤት ፅሕፈት ፕረዚደንት ዳይሪክቶሬት ዕደጋ ፋይናንሰ ንብረት ምምሕዳር ንቤት/ ዳግም ህንፀት ግልጋሎት ዝውዕል ናይ ኤለክትሪክ ኣቅሑት ምልክታ ፕሮፎርማ ዕደጋ ሜላ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።
ኣብዚ ክትወዳደሩ እትደልዩ ሰብ ትካላት/ብንግዲ ዘርፍኩም መሰረት/
1. ናይ ዘመኑ ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቓድ& ቲን ናምበርን ቫት ዝተመዝገቡ እንተኾይኖም ናይ ቫት ዝተመዝገብሉ ሴርቲፍኬት መቅረባይነት ሰለስቲኡ ፎቶ ኮፒ ምስ ዝቀርብ ናይ ዋጋ መግለፂ ብምትሕሓዝ መሊእኹም ብፖስታ ኣሽኩም ካብ ዕለት 04/10/17 ዓ.ም ክሳብ 06/10/2017ዓ/ም ሰዓት 11:30 ናብ ቑፅሪ ክፍሊ 318 ምቅራብ ይግባእ፡፡ዝቐረበ ፕሮፎርማ ዕለት 09/10/2017ዓ/ም ስዓት 3፡30 ዝኸፈት ምዃና ንገልፅ፡፡
2. እቲ ዝቀረበ ኣቅሓ በቲ ዝተጠቀሰ ስፔስፊኬሽን መሰረት ኦርጅናል ክኸውን ኣለዎ 3.ካብ ዝቐረቡ ተወዳደርቲ ሳዓራይ ምስ ተነፀረ ኣብ ውሽጢ ሓደ ማዓልቲ ሰርሑ ከቅርብ ዝኸእል ብናይ ባዕሉ ትራንስፖርት ንብረት ከርክብ አለዎ
4. ኣብቲ ዝተጠቀሰ ግዜ ውሽጢ ክተርክቡትኸእሉ ምኻንኩም ኣረጋጊዕኩም ክትመልኡ ይግባእ ሳዓራይ ምስተባሃለ ዘየቅርብ ዋጋ መሊኡ ዘቅርብ ትካል ኣብዚ ቤት ዕዮ ንዘጋጥም ምጉልእላእ ተሓታቲ ይኸውን
5. ኣብ ዘይዘርፉ /ዘይምልከቶ/ ዋጋ መሊኡ ዘቅርብ ካብ ውድድር ወፃኢ ይግበር ንዝደለ ሓበሬታ ብአካል ወይ ብሰልኪ ቑፅሪ ምሕታት ይካአል
6. ዋጋ ፀኒዑ ዝፀንሐሉ ምልክታ ጨረታ ካብ ዝተኸፈተሉ መዓልቲ ጀሚሩ ን2ተ ስራሕ መዓልቲ መዓልትታት ጥራሕ ይኸውን
7. መምለኢ ዋጋ ካብ ቤት ፅሕፈት ጊ/ምም/ር ቢሮ ቁፅሪ 3-18 ወፅእኩም ውሰዱ
8. እቲ ቤት ፅሕፈት ዳይ/ዳይ/ዕ/ፋይ/ን ምም/ር ኣብ ዘውፅኦ ፕሮፎርማ ሙሉእ ብሙሉእ ምስራዝ መሰሉ ቤት ፅሕፈት ፕረዚደንት ዳይ/ዕ/ፋይ/ንብ/ምም/ር/ ኣብ ዘውፅኦ በዝሒ ምቅናስ ምውሳኽ ከምኡ ውን ብሙሉእ ወይ ብኸፋል እቲ ፕሮፎርማ ጠረታ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ፡፡
ዋጋ መምልኢ
| ተ/ቑ | ዓይነት ግልጋሎት | መግለፂ | መለኪዒ | በዝሒ | ናይ ሓደ ዋጋ | ጠ/ዋጋ | መብርሂ | ||
|---|---|---|---|---|---|---|---|---|---|
| ብር | ሳን | ብር | ሳን | ||||||
| 1 | stablizer | Glorious 1500kW | pcs | 02 | |||||