ኮሚሽን ፕላን ትግራይ ናይ ኤሌትሮኒክስ ኣቁሑትን ናይ መኪና ስፔርን ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።

ፕሮፎርማ ምልክታ ቁፅሪ 07

ዝወፀ ምልክታ ፕሮፎርማ ዝርዝር ተደላይ ዝተፈላለዩ ናይ ኤሌትሮኒክስ ኣቁሑትን ናይ መኪና ስፔርን ነዚ ቅጥዒ ዝመለአ ነጋዳይ ዝመልእዎ መወዳደሪ ነፀላ ዋጋን ዘርኢ ሰደቓ

ኮሚሽን ፕላን ትግራይ ናይ ኤሌትሮኒክስ ኣቁሑትን ናይ መኪና ስፔርን ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ። በዚ መሰረት እዞም ዝስዕቡ ረቋሒታት እተማልኡ ነጋዶ ክትሳተፉፋ ትኽእሉ'ላ፡፡

➢ በቲ ዘርፊ ዝተሓደስ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዘቅርብ

➢ ናይ ግብሪ ከፈላይ ቁፅሪT ዘለዎ ምኻኑ መረዳእታ ዘቕርብ

➢ ዝተሓደስ ናይ መቕረባይነት ምስክር ወረቐት መረዳእታ ከቕርብ ዝክእል።

➢ ምልክታ ፕሮፎርማ ካብ ዝተለጠፈሉ እዋን ጀሚሩ ኣብ ውሽጢ 3 መዓልቲ ናብ ኮሚሽን ፕላን ትግራይ ብምቅራብ ንግዲ ፍቓድኹም፣ናይ ግብሪ | ከፋላይነት መለለይ : ቁዕርኹምን ናይ መቕረባይነት ምስክር ወረቐትኩምን ኮፒ ምስ መወዳደሪ ዶክመንትኹምን ብምትሕሓዝ ክትወዳደሩ ትኽእሉ ምኳንኩም እናገለፅና መወዳደሪኹም ሽምን ፊርማን፣ ኣድራሻን ናይ ትካልኹም ማህተምን ብምግባር ብሽምዒ ብዝተዓሸገ ፖስታ ካብ ዕለት 04/10/2017 ዓ/ም ክሳብ 06/10/2017 ዓ/ም ቅ/ሰዓት 3፡00 ክተቕርቡ/ ክትወዳደሩ ትኽእሉ።

➢ እቲ ፕሮፈርማ ዕለት 06/10/2017 ዓ/ም ቅ/ሰዓት ቅ/ሰዓት 3፡00 ተዓፂዩ ልክዕ በቲ ዕለት ንሱ ስዓት 3:30 ቅ/ለዓት ኣብ ኮሚሽን ፕላን ትግራይ 3 ደብሪ ይኽፈት።

➢ ቢሮና ዘዳለዎ ኣብ ናይ ዋጋ መምልኢ ቅጥዒ ክምላእ ይግባእ፡፡

➢ እዚ ስነድ ፕሮፎርማ እዙይ ኣብ መንጎ ሰዓራይ ትካልን ኮሚሽን ፕላን ትግራይ ከም ሕጋዊ ውዕሊ ኮይነ ከምዘገልግል ክትፈልጡ ይግባእ፡፡

➢ ቢሮና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኺቡ እቲ ፕሮፈርማ ብክፋል ይኹን ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ፡፡

➢ ዋጋ ፀኒዑ ዝፀንሓሉ እዋን እቲ ፕሮፎርማ ተራእዩ ሰዓራይ ካብ ዝተፈለጠሉ መዓልቲ ጀሚሩ ክሳብ 3 ናይ ስራሕ መዓልቲ ይኸዉን፡፡

➢ ሰዓራይ ሰዓራይ ምካኑ ምስ ተገለፀሉ ኣብ ውሽጢ 3 ናይ ስራሕ መዓልቲ ናይ ኤሌትሮኒክስ ኣቁሑት ናይ መኪና ስፔርን ዝተወዳደርኩም ናይ ዝሰዓር ኩምዎ ንበረት ብናይ ባዕልኹም መጋዓዝያ ናብ ቢሮና እስቶር ተቅርቡ ትኽእሉ ::

➢ ንተወሳኺ ሓበሬታ ቢሮ'ና ኣብ ዓዲ ሓቂ ዕዳጋ ዝርከብ ኢትዮዽያ ንግዲ ባነኪ 3ይ ደባሪ ወይ ብስልኪ ቁፅሪ 0342404272 ደዊልካ ምሕታት ይካኣል

ድሕሪት
ጨረታ መደብ
  • ሶፍትዌርን ኔትዎርክ (58)
    • ኮንስትራክሽን (1048)
      • ኤሌትክትሮኒክስን ኣይሲቲ ኣቕሑት (4462)
        • ሒሳብ ኣደሓሕዛን ኦዲት ምግባርን (256)
          • ሕርሻ (512)
            • ህንፃ መሳርሒ (7194)
              • ፅሬትን ንፅህና ኣቁሑት (1689)
                • ምምካር (180)
                  • ትምህርቲን ስልጠና (199)
                    • ኤሌክትሪካልን ኤሌክትሮ መካኒካል (1832)
                      • ምግብን መስተን (515)
                        • እግድ (40)
                          • ፈርኒሽንግን ፊክስቸር (77)
                            • ፈርኒቸር (1283)
                              • ጠቅላላ ስራሕቲ ኣገልግሎት (86)
                                • ውህብቶን ውፅኢት ኢደ ጥበብ (4)
                                  • ጥዕና (266)
                                    • ናገዛ ኣቁሑት (88)
                                      • ኢንሹራንስ (4)
                                        • ናይ ቤተ ፈተነ ኣቁሑትን ኬሚካልን (288)
                                          • መሬትን ሊዝን (59)
                                            • ፅገና (833)
                                              • ናይ ሕክምና ኣቁሑት (426)
                                                • መዓድንን ናይ ተፈጥሮ ሃፍትን (21)
                                                  • ናይ ቢሮ አቁሑትን ፅሕፈት መሳሪሕን (2986)
                                                    • መዐሸጊን መጠቅለሊን ወረቀት (6)
                                                      • ምስሊን ቀረፃን (23)
                                                        • ስራሕቲ ሕትመት (1658)
                                                          • ስራሕቲ ምልላይ (83)
                                                            • ክራይ (741)
                                                              • መሸጣ (1182)
                                                                • ስራሕቲ ሓለዋን ሰኪዩሪቲ (94)
                                                                  • መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ (8591)
                                                                    • ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን (361)
                                                                      • መሳሪሕታት ቴሌኮሙኒኬሽን (25)
                                                                        • ጨርቃ መርቂን ውፅኢት ቆርበትን (832)
                                                                          • ናይ ትራንዚትን መጋዓዝያን ግልጋሎት (360)
                                                                            • ተሽከርከርትን ከበድትን ማሺነሪ (579)
                                                                              • መኽዝን (33)
                                                                                • ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲ (237)
                                                                                  • ኣልሙኒየም፡ መስትዋትን ስራሕቲ ሓፂነ መፂን (267)
                                                                                    s