ዕለት 30/09/2017 ዓ/ም
ቁፅሪ ዕ/ፋ/ን/ምጨ-15/ 557 /17
ምልክታ ጨረታ ቑፅሪ 01/2017
ቢሮ ቴክኒክን ሞያን ትምህርትን ስልጠናን ስራሕ ዕድል ፈጠራን ክልል ትግራይ ምስ ኮሞሽ ፕሮጀክት ብምትሕብባር ኣብተን ዝተመረገ ንኣርባዕተ ንወረዳታት ንዘለው ልምዓት ጉጅለ ዝተፈላለዩ ናውቲ ናይ ሳሙና መምረቲ ከሚካላትን ንዓህቶም መሳርሒ ዝኮኑ ሚዛንን ናይ ፅሬት ኣቕሑትን ብከተማ በርኪ ማለት ምልክታ ብምልጣፍ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ። ስለዚ ኣብዚ ጨረታ ክትወዳደሩ ትደልዩ ነጋዶ ዝስዕባ ረቛሒ ክተማልኡ ይግባእ፡
1. ናይ 2017 ዓ/ም ዝተሓደሰ ሕጋዊ ንግዲ ፍቓድ በቲ ዘርፊ መሰረት ዝገበረ የ
2. ናይ 2017 ዓ/ም ዝተሓደሰ መቕረባይነት ዕርቴፊኬት ፡
3. ናይ ግብሪ ከላይ መለለይ ቑፅሪ TIN ሰርተፊኬት'
4. ናይ ቫት ሰርቲፊኬትን የ
5. ናይ ወርሒ መጋቢት/ማዝ /2017 ዓ/ም ዴክሌር ዝገበርኩምሉ መረዳእታን ክተቕርቡ እትኽእሉ፣
6. ጨረታ ሰዓርቲ እንተኸይንኩም ዝሰዓርኩምዎ ንብረት ውዕሊ ካብ ዝኣበርኩምዎ ዕለት ጀሚሩ ኣብ ውሽጢ 10 ' ተኺታተልቲ /ካብ ሃይማኖታዊን መንግሰታዊ በዓላት ወፃኢ መዓልቲ ብዕሬትን መጠንን ብናይ ባዕልኹም መጓዓዝያን መትሓዝን ኩሉ ሸፊንኩም ናብ ቢሮና ሳልሳይ ራብዓይ ቱ ብናይ ባዕልኩም ወፃኢ ክተቕርቡ ትኽእሉ"
7. መወዳደሪ ደኩሜንት ስርዝ ድልዝ ዘይብሉ ሽምን ኣድራሻን ዘለዎ ናይቲ ትካል ማህተምን ፈርማን ክህልዎ ይግባእ፣
6. ተረቲ ዘይምለስ 100.00 ሚ.ቲ ብር/ እናኸፈልኩም ሰነድ ጨረታ ካብ ቢሮ ቴክኒክን ሙያን ትምህርትን ስልጠናን ሰራሕ
ዕድል ፈጠራን ክልል ትግራይ ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ፋይናንስን ንብረት ምም/ር ኣብ ኮምፕሌክስ ህንፃ 3 ደብሪ ቁፅሪ ቢሮ 333 ካብ 2/10/2017 ዓ/ም ክሳብ 12/10/2017 ዓ/ም ሰዓት 8:00 እናመፃእኹም ክትወሰዱ ትኽእሉ ምዃንኩም
9. ተጫረቲ ናይ ጨረታ ውሕስና መኽበሪ 5000.00/ ሓሙሽተ ሽሕ ብር ብCPO ፣ ብጥረ ገንዘብ፣ በባንኪ ዝተረጋገፀ ቼክ ወይ
ካልእ ክተትሕሉ ትእለ፣
10. ኣብ ጨረታ ተወዳዲሮም ናይ ዘሸነፍም ልዕሊ 20,000.00/ ስራ ሽሕ ብር/ እንተከይኑ ሻት 7.5 % ኣብ ቢሮ ተቖሪፁ ኣታዊ ይኹን።
11. እትህብዎ ዋጋ ጨረታ ካአ ተክፈተሉ ዕለት ጀሚሩ ን10 መዓልቲ ፀኒዑ ይህንሕ።
12. እቲ ጨረታ ዕለት 12/10/17 ዓ/ም ልክዕ ሰዓት 8:00 ተዓፅዩ ተመሳላሊ ዕለት ሰዓት 8፡30 ኣብ ቢሮ ቴክኒክን ሞያን ትምህርትን ስልጠናን ስራሕ ዕድል ፈጠራን ክልል ትግራይ ከይዲ ስራሕ ሰራሕ ዕደጋ ፉይናንስን ንብረት ምምሕዳርን ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረክበሉ ይኽፈት ::
13. ተጫረቲ ሰብ ዋና ወይም ተወከልቶም እንተዘይተረኪቦም ምክፋት ከይዲ ጨረታ ኣይተኣጓዓልን ወይም ከይተከፈተ ዝምለስ ፖስታ የለን ፡፡
14. ቢሮና ነቲ ጨረታ ዝሐሸ መማረፂ እንተረኺቡ ብሙሉእ ኮነ ብክፋል ናይ ምስራዝ በሉ ዝተሓለወ እዩ።
15. ንዝበለፀ ሓበሬታ ብኣካል ኣብ ኮፕሌክስ ህንፃ ቢሮ ቁፅሪ 333 ወይድማ ብስልኪ ቁፅሪ +251344403447 ደዊልኩም ምሕታት ትኽእሉ ኢኹም ።
ቢሮ ቴክኒክን ሞያን ትምህርትን ስልጠናን ስራሕ ዕድል ፈጠራን ክልል ትግራይ
ድሕሪት