ኣብ ጊዝያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ቤት ፅሕፈት ፕረዚደንት ዳይሪክተሬት ዕደጋ ፋይናንሰ ንብረት ምምሕዳር ንቤት ፅሕፈት ፕረዚደንት ግልጋሎት ዝውዕል ናይ መኪና መለዋወጢ ኣቅሑት ብምልክታ ፕሮፎርማ ዕደጋ ሜላ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም ጉንበት 23, 2017 ( ቅድሚ 9 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ ጉንበት 25, 2017 11:30 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ቦታ: መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰሉስ ጉንበት 26, 2017 03:30 ቅደሚ ሰዓት
  • መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና
  • ሕትመት
  • ፒዲኤፍ

ቑ/ፕሮ- 57


ምልክታ ፕሮፎርማ

ኣብ ጊዝያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ቤት ፅሕፈት ፕረዚደንት ዳይሪክተሬት ዕደጋ ፋይናንሰ ንብረት ምምሕዳር ንቤት ፅሕፈት ፕረዚደንት ግልጋሎት ዝውዕል ናይ መኪና መለዋወጢ ኣቅሑት ብምልክታ ፕሮፎርማ ዕደጋ ሜላ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።

ኣብዚ ክትወዳደሩ አትደስየ ሰብ ትካላት/ብንገዲ ዘርፍኩም መሰረት/

1.ናይ ዘመኑ ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቓድል ቲን ናምበርን ቫት ዝተመዝገቡ እንተኾይኖም ናይ ቤት ነን - ዘገባሉ ሰርቲፍኬት መቅረባይነት ሰለስቲኡ ፎቶ ኮፒ ምስ ዝቀርብ ናይ ዋጋ መግለፂ ብምትሕሓዝ መሊኹም 22/09/2017 ዓም ክሳብ 26/09/2017ዓ/ም ሰዓት 11:30 ናብ ቑፅሪ ክፍሊ 11 ምቅራብ ይግባእ ዝቐረጽ ፕሮፎርማ ዕለት 27/09/2017 ዓ/ም ሰዓት 3፡30 ዝኸፈት ምዃና ንገልፅ፡፡

2. እቲ ዝቀረበ ኣቅሓ በቲ ዝተጠቀሰ ስፔስፊኬሽን መሰረት ኦርጅናል ክኸውን ኣስዎ

3. ካብ ዝቐረቡ ተወዳደርቲ ሳዓራይ ምስ ተነፀረ ኣብ ውሽጢ 3ተ ናይ ስራሕ ማዓስቲ ብናይ ባዕሱ ትራንስፖርት ንብረት ከርክብ አሉዎ

4. ኣብቲ ዝተጠቀሰ ገዜ ውሽጢ ክተርክበትኽእሉ ምኻንኩም ኣረጋጊፅኩም ክትመስሉ ደገባሽ ሳዓራዴ ምስተባሃስ ዘየቅርብ ዋጋ መሲሉ ዘቅርብ ትካል ኣብዚ ቤት ዕዮ ንዘጋጥም ምጉስእላሽ ተሓታቲ ይኸውን

5. ኣብ ዘይዘርፉ /ዘይምልከቶ/ ዋጋ መሲሉ ዘቅርብ ካብ ጩድድር ወፃኢ ይገበር ንዝደስ ሓበሬታ ብለካስ ወይ በሰስኪ ቑፅሪ ምሕታት ይካለስ

6. ዋጋ ፀኒዑ ዝፀንሐስ ምልከታ ጨረታ ካብ ዝተከፈተሉ መዓልቲ ጀሚሩ ን2 ስራሕ መዓልቲ መዓልትታት ጥራሕ ይኸውን

7. መምልኢ ዋጋ ካብ ቤት ፅሕፈት ዝምም/ር ቢሮ ቁፅሪ 3-18 ወፅአኩም ውሰዱ

8. እቲ ቤት ፅሕፈት ዳይ/ዳይ/ዕ/ሩይ/ን/ምም/ር ኣብ ዘውፅኦ ፕሮፎርማ ሙሉእ ብሙሉእ ምስራዝ መሰል ቤት ፅሕፈት ፕረዚደንት ዳዴ/ዕ/ሩ ደ/ንብ/ምም/ር/ ኣብ ዘውፅኦ በዝሒ ምቅናስ ምውሳኽ ከምኡ ውን ብሙስእ ወይ ብኸሩስ እቲ ፕሮፎርማ ጨረታ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወእዩ፣፣

ዋጋ መምልኢ

ተቁ ዓይነት ግልጋሎትመግለፂመለኪዒበዝሒናይ ሓደ ዋጋጠ ዋጋመብርሂ
ብርሳንብርሳን
1Arm wipot RH85211-36010Pis01
2Pad kit04491-36070set01
3Shoe kit04494-36180set01
4Abtherbr front48511-80012set02
5Relay glow 24v28610-58150pis01
6Wayper bled85212-60032set02
7End Assy tierh45046-69135set01
8End Assy tierh45047-69085set01
9Bushe upper Rear48702-60031pis04
10Bushe upper Rear48702-60040pis04
11Bushe upper Lateral48702-60040pis04
12Cabel Break Nod46410-60740set01
13Juck Assy09111-60060pis01

ምስ ሰላምታ

ድሕሪት
ጨረታ መደብ
  • ሶፍትዌርን ኔትዎርክ (58)
    • ኮንስትራክሽን (1049)
      • ኤሌትክትሮኒክስን ኣይሲቲ ኣቕሑት (4463)
        • ሒሳብ ኣደሓሕዛን ኦዲት ምግባርን (256)
          • ሕርሻ (512)
            • ህንፃ መሳርሒ (7194)
              • ፅሬትን ንፅህና ኣቁሑት (1689)
                • ምምካር (180)
                  • ትምህርቲን ስልጠና (199)
                    • ኤሌክትሪካልን ኤሌክትሮ መካኒካል (1832)
                      • ምግብን መስተን (515)
                        • እግድ (40)
                          • ፈርኒሽንግን ፊክስቸር (77)
                            • ፈርኒቸር (1283)
                              • ጠቅላላ ስራሕቲ ኣገልግሎት (86)
                                • ውህብቶን ውፅኢት ኢደ ጥበብ (4)
                                  • ጥዕና (266)
                                    • ናገዛ ኣቁሑት (88)
                                      • ኢንሹራንስ (4)
                                        • ናይ ቤተ ፈተነ ኣቁሑትን ኬሚካልን (288)
                                          • መሬትን ሊዝን (59)
                                            • ፅገና (833)
                                              • ናይ ሕክምና ኣቁሑት (426)
                                                • መዓድንን ናይ ተፈጥሮ ሃፍትን (21)
                                                  • ናይ ቢሮ አቁሑትን ፅሕፈት መሳሪሕን (2987)
                                                    • መዐሸጊን መጠቅለሊን ወረቀት (6)
                                                      • ምስሊን ቀረፃን (23)
                                                        • ስራሕቲ ሕትመት (1658)
                                                          • ስራሕቲ ምልላይ (83)
                                                            • ክራይ (741)
                                                              • መሸጣ (1184)
                                                                • ስራሕቲ ሓለዋን ሰኪዩሪቲ (94)
                                                                  • መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ (8593)
                                                                    • ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን (361)
                                                                      • መሳሪሕታት ቴሌኮሙኒኬሽን (25)
                                                                        • ጨርቃ መርቂን ውፅኢት ቆርበትን (832)
                                                                          • ናይ ትራንዚትን መጋዓዝያን ግልጋሎት (360)
                                                                            • ተሽከርከርትን ከበድትን ማሺነሪ (579)
                                                                              • መኽዝን (33)
                                                                                • ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲ (237)
                                                                                  • ኣልሙኒየም፡ መስትዋትን ስራሕቲ ሓፂነ መፂን (268)
                                                                                    s