ኣብ ወረዳ ኣበርገለ የጭላ ቤት ፅሕፈት ማይ ግልጋሎት ከተማ የጭላ ካብ ዘለዎ በጀት ዓመት 2017 ዓም ንናይ ቤት ፅሕፈትና ዝዉዕል ትቦት ፉቲንጋትን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

1 ዕደጋ ፈፃሚ ኣካል ቤት ፅሕፈት ማይ ግልጋሎት ከተማ የጭላ ተጫረቲ ልዕል ሐደ ሚኢቲ ሽሕ በር ዝዋግኡ እትሳተፉ ተጫረቲ ንተወሳኪ እሴት ታክስ ማለት እዉን ቫት ዝተመዝገበ ክከዉን አለዎ

2 ወርሓዊ ቫት ዲክለሪሽን ከቅርብ አለዎ

3 ናይ ግብሪ ከፋላይ መፍለይ ቁፅሪ ማለት እዉን ቲን ናምበር ከቅርብ ዝክእል

4 በቲ መሰመር ናይ 2017 ዓም ንግዲ ፍቃድ ዝተሐደሰ

5 ናይ መቅረባይነት ምስክር ወረቀት ከቅርብ ዝክእል

6 ኣብ ከይዲ ጨረታ ከጭበርበር ዝመኮረ ኣካል ካብ ጨረታ ወፃኢ ከምዝከዉን ኣብ ቀፃሊ አብ ዕደጋ መንግስቲ ከየስታፍ ክምዝግበር

7 ዝትሕዝዎ መክበሪ ጨረታ ክምዝዉረሰን ፊሊጦም ስርዓት ጨረታ ኣክቢሮም ዝኣትዉ

8 ሰነድ ጨረታ እዚ ምልክታ ዘይምለስ 500 ቅርሺ ናይ ደክመንት ዋጋ ብምክፋል ካብ ናይ ቤት ፅሐፈት ማይ ግልጋሎት ከተማ የጭላ ጨረታ ኮሜቴ ካብ ዝተቃለሐሉ ዕለት 20/9/2017 ዓም ክሳብ 4/10/2017 ዓም ን15 መዓልቲታት ሰነድ ጨረታ ዝሽየጠሉ ኣብ አየር ዝፀንሐሉ ግዜ ኮይኑ ካብ ዝተገለፀ መዓልቲ ይዕፀዉ

9 እቲ ጨረታ 4/10/2017 ዓም ሰዓት 3:00 ተዓፅዩ ልክዕ በቲ ዕለት ሰዓት 4:00 ተጫረቲ ወይድማ ሕጋዊ ወኪላቶም ኣብ ዝተከፈተሉ ይክፈት

10 ድሕሪ 5 ናይ ስራሕ መዓለቲታት ዉዕሊ ዝእሰረሉ መከበሪ አፈፃፅማ ስራሕ ፐርፎርማንስ ቦንድ ናይቲ ዝሰዓርዎ ድምር ዋጋ  ከትሕዝ ዝክእል

11 እቲ ሰነድ ዝሽየጠሉ ዝክፈተሉን ቦታ ኣብ ቤት ፅሕፈት ማይ ግልጋሎት ከተማ የጥላ ይከዉን

12 እቲ ናይ ጨረታ ዋጋ 25 መዓለቲ ፀኒሑ ዝፀንዕ ይከዉን

13 ቅድሚ ሰነ 30 ሰዓሪ ዝኮነ እቲ ንብረት አታዊ ዝገብር

14 መከበሪ ጨረታ ብር 5000 ኮይኑ ክሳብ ዉዕሊ ዝእሰር ዘገልግል ኮይኑ ዉዕሊ ምስኣሰሩ መከብሪ ሰሪሕ ፐርፎርማንስ ቦንድ 10 ሚእታዊ ምስ ኣትሓዙ ዝልቀቅ ይከዉን

15 ሰነድ ጨረታ ብክልተ ፖስታ ኦርጅናልን ኮፒን ተዓሺጉ ዝቀርብ ኮይኑ እቲ ዝተመለአ ዋጋ ናይ ድርጅት ላለዋይ ሓላፊ ፊሪሙን ማህተም ዓሪፍዎን ምስ ምሉኡ ኣድራሽኡ ይቀርብ

16 ቤት ፅሕፈተ ሳዓራይ ኣብ ዝመረፀሉ ግዝ እቲ ዝግዛእ ንብረት ክሳብ 20 ሚእታዊ ክዉስክ ወይ ክቅንስ ይክእል እዩ

17 ዝሰዓረ ተጫረቲ ንዝሰዓሮ ንብረት ብናይ ባዕሉ መጎዓዝያ ናብ ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ማይ ከተማ የጭላ ከቅርብ ዝክእል

17 ቤት ፅሕፈትና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ሙሉእ ብሙሉእ ወይ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

ድሕሪት
ጨረታ መደብ
  • ሶፍትዌርን ኔትዎርክ (58)
    • ኮንስትራክሽን (1047)
      • ኤሌትክትሮኒክስን ኣይሲቲ ኣቕሑት (4461)
        • ሒሳብ ኣደሓሕዛን ኦዲት ምግባርን (256)
          • ሕርሻ (508)
            • ህንፃ መሳርሒ (7192)
              • ፅሬትን ንፅህና ኣቁሑት (1689)
                • ምምካር (180)
                  • ትምህርቲን ስልጠና (199)
                    • ኤሌክትሪካልን ኤሌክትሮ መካኒካል (1830)
                      • ምግብን መስተን (514)
                        • እግድ (40)
                          • ፈርኒሽንግን ፊክስቸር (77)
                            • ፈርኒቸር (1283)
                              • ጠቅላላ ስራሕቲ ኣገልግሎት (86)
                                • ውህብቶን ውፅኢት ኢደ ጥበብ (4)
                                  • ጥዕና (266)
                                    • ናገዛ ኣቁሑት (87)
                                      • ኢንሹራንስ (4)
                                        • ናይ ቤተ ፈተነ ኣቁሑትን ኬሚካልን (288)
                                          • መሬትን ሊዝን (59)
                                            • ፅገና (833)
                                              • ናይ ሕክምና ኣቁሑት (426)
                                                • መዓድንን ናይ ተፈጥሮ ሃፍትን (21)
                                                  • ናይ ቢሮ አቁሑትን ፅሕፈት መሳሪሕን (2985)
                                                    • መዐሸጊን መጠቅለሊን ወረቀት (6)
                                                      • ምስሊን ቀረፃን (23)
                                                        • ስራሕቲ ሕትመት (1658)
                                                          • ስራሕቲ ምልላይ (83)
                                                            • ክራይ (737)
                                                              • መሸጣ (1182)
                                                                • ስራሕቲ ሓለዋን ሰኪዩሪቲ (93)
                                                                  • መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ (8589)
                                                                    • ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን (360)
                                                                      • መሳሪሕታት ቴሌኮሙኒኬሽን (25)
                                                                        • ጨርቃ መርቂን ውፅኢት ቆርበትን (831)
                                                                          • ናይ ትራንዚትን መጋዓዝያን ግልጋሎት (360)
                                                                            • ተሽከርከርትን ከበድትን ማሺነሪ (578)
                                                                              • መኽዝን (33)
                                                                                • ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲ (237)
                                                                                  • ኣልሙኒየም፡ መስትዋትን ስራሕቲ ሓፂነ መፂን (267)
                                                                                    s