ቀጥታ ክራይ መሳርሒ ዝወፀ ምልክታ
ንኹልኹም መቕረብቲ ክራይ ተሽከርከርት
ቑዕሪ፡ደ/ከ/ስ/ዕ/ምም/ን/029/2017
ዕለት፡ 11/09/2017 ዓ/ም
ኢንተርፕራይዝ መፅናዕቲ፣ዲዛይንን ቁፅፅርን ስራሕቲ ማይ ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ተሽከርከርቲ ተካርዩ ክሰርሕ ስለዝደለየ በቲ ኣብ ታሕቲ ንሕድ ሕድ ዋጋ ከካሪ ዝደሊ ሕጋዊ ፍቓድ ዘለዎ ኣብ ዝመረዖ ነተኣናግድ ምዃና ንገልፅ::
| ተቁ | ዓይነት ንብረት | በዝሒ ማይ ቦቴ | ፕሮጀክት | ዝነኣሰ ተደላይ ውፅኢት | መጠን ስራሕ | ንነፀላ መለክዒ | ነዳዲ መለክዒ | ነዳዲ ከይሓወሰ ናይ ሓደ ዋጋ ምሰ ቫቱ | መብርሂ /remark |
|---|---|---|---|---|---|---|---|---|---|
| 1 | ማይቦቲ | 2 | ቀርሰበር-ሶበያ | •15 ሜትር ኪዩብን ልዕሊኡን ማይ ትዕዕን •ብቑዕ ዓቕሚ ዘለዎ ማይ መምጠጢ ጀነረተር ዘለዎ •እኹል ዝኾነ ማይ መምጠጢ ሆዝ ዘለዎ ብተመጣጣኒ ርሕቐት ዝተሰርሐ እኹል ረብራቢ ዝተገጠመሉ፣ እቲ ጀነረተር ቤንዚን ዝጥቀም ተኾይኑ ብውዕሊ ተቐባሊ ይቐርብ፣ሞተሩ ብቐሊሉ ዝለዓል 1.8 ኪ/ሜትር ብíሊትር ትጥቀም | 760 | ሜትር ክብ | 220.00 | ||
| 2 | ማይቦቲ | 2 | ሙጉላት-ኣዘባ | 886 | ሜትር ክብ | 220.00 | |||
| 3 | ማይቦቲ | 5 | ዕ/ሓሙስ-ኣዕቢ | 3495 | ሜትር ክብ | 220.00 | |||
| 4 | ማይቦቲ | 2 | ኣላማጣ-ባላ | 740 | ሜትር ክብ | 220.00 | |||
| 5 | ማይቦቲ | 2 | በላ-ጨርጨር | 450 | ሜትር ክብ | 220.00 |
1) ነዚ ኣብ ላዕሊ ተዘርዚሩ ዘሎ ዓይነት መሳርሒ ካብ ዝወፀሉ ዕለት ጀሚሩ ኣብ መቐለ ዋና ቤት ፅሕፈት ኢንተርፕራይዝ ስራሕቲ መንገዲ ትግራይ ደጋፊ ከይዲ ስራሕ ዕደጋን ምምሕዳር ንብረትን እንዳቐረብኩም ሪፖርት ክትገብሩ ንሕብር፤
2) መሳርሒ መቕረብቲ ኣግባብነት ዘለዎ ብግልፂ ዝንበብ ዝተሓደሰ ንግዲ ስራሕ ፍቓድ ፣ ናይ ግብሪ ከፋሊ መፍለይ ቑፅሪ ፣ ናይ ንግዲ ዘርፍን (መቕረባይ) ካሊእ ኣድላይ መረዳእታን ዘቕርብ፤
3) እተን መሳርሕታት ዝተሓደሰ መንጃ ፍቓድ፣ 3 ወገን፣ ሊብረን ካላውዶን ዝገበራ ምዃንን መረዳእታ ምቕራብ
4) እተን ክራይ መሳርሒ ኣብ መቐለ ዋና ቤ/ፅ/ ኢ/ስ/መ/ት ወይ ናብቲ ዝተጠቐሰ ፕሮጀክት ኣትየን ፅርየተን ምስተረጋገፀ ብናይ ባዕሉ ትራንስፖርት ወሲዱ ስራሕ ንምጅማር ቕቡል ዝገብር፤
5) ቐዲሙ ዝመፀ ተወዳዳራይ ቕድሚያ ብምሃብ ውዕሊ ኣሲሩ ናብ ስራሕ ክዋፈር ይግበር፤
6) ናብ ስራሕ ቦታ (ፕሮጀክት) መኸድን መምለሲን ነዳዲ ብመካረዪ ዝሽፈን ኮይኑ ኣብቲ ስራሕ ቦታ ምስ ኣተዋ ግን ብኢንተርፕራይዝ ስራሕቲ መንገዲ ትግራይ ይሽፈን፤
7) እቲ ኢንተርፕራይዝ ብኽፋል ይኹን ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ፤
ሓበሬታ ፡--እዚ ፕሮፎርማ ካብ ዕለት 21-23/05/2017 ዓ/ም ይኸዉን
ድሕሪት