ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስን ወረዳ ራያ ዓዘቦ ንቤት ፅሕፈትዘፈር ቑጠባን ኢኮኖሚዊ ልምዓት ወረዳ ራያ ዓዘቦን ንቤት ፅሕፈት መንገድን ኮንስትራክሽን ወ/ራ/ዓዘቦ ግልጋሎት ዝውዕል ብናይ ሴፍቲኔት በጀት እምንን ሑፃ ጃሃያ ሃረድ ኮረብፕሮፎርማ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ስለዝደለየ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ጉንበት 19, 2017 ( ቅድሚ 9 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ ጉንበት 20, 2017 03:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 20000.00
  • ቦታ: ራያ ዓዘቦ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 500.00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ረቡዕ ጉንበት 20, 2017 03:30 ቅደሚ ሰዓት
  • ኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑት
  • ሕትመት
  • ፒዲኤፍ

ምልክታ ፕሮፎርማ ጨረታ

ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስን ወረዳ ራያ ዓዘቦ ንቤት ፅሕፈትዘፈር ቑጠባን ኢኮኖሚዊ ልምዓት ወረዳ ራያ ዓዘቦን ንቤት ፅሕፈት መንገድን ኮንስትራክሽን ወ/ራ/ዓዘቦ ግልጋሎት ዝውዕል ብናይ ሴፍቲኔት በጀት እምንን ሑፃ ጃሃያ ሃረድ ኮረብፕሮፎርማ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ስለዝደለየ ክትወዳደሩ ትደልዩ ሕጋውያን ነጋደ እዞም ዝተዘርዘሩ ረቑሓታት እተማልኡ ነጋዶንፁርዝኾነአደራሻ ሽምን ፈርማ ዝገልፅ ብዝተኣሽገ ፖስታ ንክተቕርቡ ንዕድም።

01. ንግዲ ፍቓድ ዘሐደሰ በቲ ዘርፍ ዝተመዝገበ መለለዪ /ቲን ናምበር/ መቕረባይነት ዘሐደሰን ቫት ተመዝጋቢ ዝኾነን ናይ ወርሒ ለካቲት ወይ መጋቢት 2017 ብእዋኑ ዲክለር ዝገበረሉ ድክላራስዮን ከቕርብ ዝኽእልን

02. ሰነድ ፕሮፎርማ ጨረታ ብር 500 ቅርሺ ካብ ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስን ወረዳ ራያ ዓዘቦ ምግዛእ ይካኣል።

03. እቲ ስዓራይ ጨረታ ምሰተኸፈተድሕር 7ተ መዓልቲ ውዕሊ ክኣስር ዝኸእል፡

O4. ዋጋ ፀኒዑ ዝፀንሐለ 45 ማዕልቲ ይኸዉን።

05 ጨረታ መኸበሪ ብ CPO ጥራሕ ብር 20000/ዕስራ ሽሕ ከድሕዝ ዝኸእል፡

06. ፕሮፎርማጨረታ ኣብ ኣየር ዝፀንሐሉ ወይ ድማ ጨረታ ሰነድ ዝሽየጠለ ካብ ዕለት 11/09/2017ዓ/ም ክሳብ 19/09/2017 ዓ/ም ሰዓት11.30 ይኸውን።

07. ፕሮፎርማ ጨረታ ዝኸፈተሉዕለት 20/09/2017 ዓ/ም ኮይኑ ስዓት 3:00 ተዓፅዩዝኸፈተሉ ሰዓት ድማ በቲ ዕለት ኮይኑ3:30 ባዕሎም ወይ ሕጋዊ ወኪል ኣብ ዝተረኸበሉ ኣብ ወረዳ ራያ ዓዘቦ ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስን ይኸውን።

08. ስዓራይ 10% ውዕሊ መኸበሪ ከትሕዘ ዝኸእል።

09. ኣብቲ ሰነድ ስርዝ ድልዝን ብናይ ባዕልኻ መብሪሂ እስፔስፊኬሽን/ ምምላእ ውድቂ ይኸውን።

10. ስዓርቲ ንብረት ኣታዊ ዝገብሩ ብናይ ባዕሎም ትራንስፖርት ናብ ወ/ራ/ዓ/ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስን ንብረት ክፈሊኾይኑ ኣብ ናይ ስራሕ ስዓት ማለት እውን ካብ ሰኑይ ክላብ ዓርቢ ጥራሕ ክኸዉን ከሎ ካብ ስራሕ ሰዓት ወፃኢ ንብረት ሒዙ ዝመፀ ግን ከም ዘይንቅበል ምኻንና ክነፍልጥ ንፎቱ።

11. ሳዓራይ ንብረት ቁቡል ዝግበር ብባዓል ሞያ ተፈትሹ ብዝተጠየቐ እስፔስፊኬሽን ምዃኑ ምስ ተረጋገፀ ቅቡል ይኸውን።

ንተወሳኺ ሓበሬታ ብስልኪ ቑዕሪ +251914110946 ወይ 0938383448 ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስን ኢልካ ምሕታት ይክኣል።

ድሕሪት
ጨረታ መደብ
  • ሶፍትዌርን ኔትዎርክ (58)
    • ኮንስትራክሽን (1047)
      • ኤሌትክትሮኒክስን ኣይሲቲ ኣቕሑት (4461)
        • ሒሳብ ኣደሓሕዛን ኦዲት ምግባርን (256)
          • ሕርሻ (508)
            • ህንፃ መሳርሒ (7192)
              • ፅሬትን ንፅህና ኣቁሑት (1689)
                • ምምካር (180)
                  • ትምህርቲን ስልጠና (199)
                    • ኤሌክትሪካልን ኤሌክትሮ መካኒካል (1830)
                      • ምግብን መስተን (514)
                        • እግድ (40)
                          • ፈርኒሽንግን ፊክስቸር (77)
                            • ፈርኒቸር (1283)
                              • ጠቅላላ ስራሕቲ ኣገልግሎት (86)
                                • ውህብቶን ውፅኢት ኢደ ጥበብ (4)
                                  • ጥዕና (266)
                                    • ናገዛ ኣቁሑት (87)
                                      • ኢንሹራንስ (4)
                                        • ናይ ቤተ ፈተነ ኣቁሑትን ኬሚካልን (288)
                                          • መሬትን ሊዝን (59)
                                            • ፅገና (833)
                                              • ናይ ሕክምና ኣቁሑት (426)
                                                • መዓድንን ናይ ተፈጥሮ ሃፍትን (21)
                                                  • ናይ ቢሮ አቁሑትን ፅሕፈት መሳሪሕን (2985)
                                                    • መዐሸጊን መጠቅለሊን ወረቀት (6)
                                                      • ምስሊን ቀረፃን (23)
                                                        • ስራሕቲ ሕትመት (1658)
                                                          • ስራሕቲ ምልላይ (83)
                                                            • ክራይ (737)
                                                              • መሸጣ (1182)
                                                                • ስራሕቲ ሓለዋን ሰኪዩሪቲ (93)
                                                                  • መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ (8589)
                                                                    • ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን (360)
                                                                      • መሳሪሕታት ቴሌኮሙኒኬሽን (25)
                                                                        • ጨርቃ መርቂን ውፅኢት ቆርበትን (831)
                                                                          • ናይ ትራንዚትን መጋዓዝያን ግልጋሎት (360)
                                                                            • ተሽከርከርትን ከበድትን ማሺነሪ (578)
                                                                              • መኽዝን (33)
                                                                                • ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲ (237)
                                                                                  • ኣልሙኒየም፡ መስትዋትን ስራሕቲ ሓፂነ መፂን (267)
                                                                                    s