ቤት ፅሕፈት ዋና ኦዲተር ክልል ትግራይ ንቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ዝዉዕሉ ናይ ፅሕፈትን መሳርሒ : ደቀቅቲ መሳርሒ : ናይ መኪና መለዋወጢን ኣቅሑትን ብግለፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ የደሊ

1 ናይዚ ዘመኑ ዝተሐደሰ ንግዲ ፍቃድ ዘለዎም ተጫረቲ ቅዳሕ ከቅርብ ዝክእል

2 መለለይ ካፈልነት ግብሪ ማለት እዉን ቲን ናምበር ዘለዎን ናይ 2017 ዓም ዝተሐደሰ ናይ መቅረባይነት ሰርተፈኬት ዘለዎ ቅዳሕ ከቅርብ ዝክእል

3 ተወሳኪ እሴት ታክስ ተመዝጋቢ ዝኮነን መረዳእታ ከቅርብ ዝክእልን ናይ ቀረባ እዋን ናይዚ ወርሒ እዚ ሒሳብ ዘወራረደሉ መረዳእታ ከቅርብ ዝክእልን

4 ናይ ጨረታ መክበሪ ፅሕፈትን መሳርሒ : ደቀቅቲ መሳርሒ 15000 ቅርሺ : ናይ መኪና መለዋወጢን ኣቅሑትን 8000 ቅርሺ ብስፒኦ ሕጋዉነቱ ካብ ዝተረጋገፀ ባንኪ ብሽም ቤት ፅሕፈት ዋና ኦዲተር ክልል ትግራይ  ናብ ጨረታ ሳንዱቅ ምስቲ ናይ ጨረታ ሰነድ ከቅርብ ዝክእል

4 ተጫረቲ ዝጫረትሉ ሰነድ ብዝተዓሸገ ፖስታ እዚ ጨረታ ምልክታ ካብ ዝወፀሉ ዕለት ማለት 8 ጉንበት 2017 ዓም ክሳብ 22 ጉንበት 2017 ሰዓት 3:00 ይፀንሕ 22 ጉንበት 2017 ሰዓት 3:00 ተዓፅዩ በቲ ዕለት 22 ጉንበት 2017 ሰዓት ሰዓት 3:30 ቅድሚ ቀትሪ ኣብ ቤት ፅሕፈት ዋና ኦዲተር ተጫረቲ ወይ ከዓ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረከብሉ ይክፈት

5 ተጫታይ ሰነድ ጨረታ ንዝርዝር አፈፃፅማ እቲ ገምጋምን ካብ ቤት ፅሕፈት ዋና ኦዲተር ክልል ትግራይ ዳይሪክቶሪት ዕደጋን ፋይናንስን ንብረት ምምሕዳር 200 ቅርሺ እናከፈልኩም ኣብ ስራሕ ሰዓት ምዉሳድ ይክእሉ

6 ካብ 8 ጉንበት 2017 ዓም ክሳብ 22 ጉንበት 2017 ኣብ ሕድሕድ ገፅ ሽም: ማሕተም : ፊርማን ብዝተዓሸገ ፖስታ ነዚ ተባሂሉ ናብ ዝተዳለወ ሳንዱቅ ጨረታ ኣተዊ ይገብር

7 ተጫራታይሰዓራይ ምካኑ ካብ ዝተገለፀሉ ዕለት ጀሚሩ ኣብ ዉሽጢ 3 መዓልቲ ዉዕሊ ክኣስረ አለዎ ተጫራታይ ዉዕሊ ምስ ኣሰረ ንብረት ብናይ ባዕሉ መገዓዝያ ናብ ቤት ፅሕፈት ዋና ኦዲተር ክልል ትግራይ አታዊ ክገብር ዝክእል

8 ናይ ጨረታ ሰነድ ዝመለእክምዉ ዋጋ ስርዝ ድልዝ ዘለዎ እንተኮይኑ ተቀባልነት የብሉን 

9 ኣብቲ ጨረታ ዝተጠቀሰ ማለት እዉን እሰፔሲፊክሽን ምስራዝ ኣይከኣልን

10 ቤት ፅሕፈትና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብመሉእ ወይ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

ንዝበለፀ ሐበሬታ ብቁፅሪ ስልኪ 0914031614 ወይድማ ብኣካል ከይዲካ ኣድራሻና ቀበሌ 03 ዋና ኦዲተር ድሕሪ ኣግኣዚ ኦፕሪሽን ምምሕዳር ዞባ መቐለ

ድሕሪት
ጨረታ መደብ
  • ሶፍትዌርን ኔትዎርክ (58)
    • ኮንስትራክሽን (1047)
      • ኤሌትክትሮኒክስን ኣይሲቲ ኣቕሑት (4461)
        • ሒሳብ ኣደሓሕዛን ኦዲት ምግባርን (256)
          • ሕርሻ (508)
            • ህንፃ መሳርሒ (7192)
              • ፅሬትን ንፅህና ኣቁሑት (1689)
                • ምምካር (180)
                  • ትምህርቲን ስልጠና (199)
                    • ኤሌክትሪካልን ኤሌክትሮ መካኒካል (1830)
                      • ምግብን መስተን (514)
                        • እግድ (40)
                          • ፈርኒሽንግን ፊክስቸር (77)
                            • ፈርኒቸር (1283)
                              • ጠቅላላ ስራሕቲ ኣገልግሎት (86)
                                • ውህብቶን ውፅኢት ኢደ ጥበብ (4)
                                  • ጥዕና (266)
                                    • ናገዛ ኣቁሑት (87)
                                      • ኢንሹራንስ (4)
                                        • ናይ ቤተ ፈተነ ኣቁሑትን ኬሚካልን (288)
                                          • መሬትን ሊዝን (59)
                                            • ፅገና (833)
                                              • ናይ ሕክምና ኣቁሑት (426)
                                                • መዓድንን ናይ ተፈጥሮ ሃፍትን (21)
                                                  • ናይ ቢሮ አቁሑትን ፅሕፈት መሳሪሕን (2985)
                                                    • መዐሸጊን መጠቅለሊን ወረቀት (6)
                                                      • ምስሊን ቀረፃን (23)
                                                        • ስራሕቲ ሕትመት (1658)
                                                          • ስራሕቲ ምልላይ (83)
                                                            • ክራይ (737)
                                                              • መሸጣ (1182)
                                                                • ስራሕቲ ሓለዋን ሰኪዩሪቲ (93)
                                                                  • መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ (8589)
                                                                    • ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን (360)
                                                                      • መሳሪሕታት ቴሌኮሙኒኬሽን (25)
                                                                        • ጨርቃ መርቂን ውፅኢት ቆርበትን (831)
                                                                          • ናይ ትራንዚትን መጋዓዝያን ግልጋሎት (360)
                                                                            • ተሽከርከርትን ከበድትን ማሺነሪ (578)
                                                                              • መኽዝን (33)
                                                                                • ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲ (237)
                                                                                  • ኣልሙኒየም፡ መስትዋትን ስራሕቲ ሓፂነ መፂን (267)
                                                                                    s