ዶሃን መባእታዊ ሆስፒታል ምምሕዳር ፋይናንስን ወረዳ ኢሮፕ ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ንብረትን ምምሕዳርን ንምግብን: ናይ ምግብና ኣቅሑት ግልጋሎት ዝዉዕል ግልጋሎትን ዝዉዕል
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ሚያዝያ 29, 2017 ( ቅድሚ 10 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ጉንበት 14, 2017 08:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: ንምግብን ግልጋሎትን ዝዉዕል 5000 : ናይ ምግብና ኣቅሑት ግልጋሎት ዝዉዕል 2000
  • ቦታ: ሮብ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሓሙስ ጉንበት 14, 2017 08:30 ደ/ሰዓት
  • ናገዛ ኣቁሑት / ኣቅርቦት ምግቢ / ካፌን ሬስትራንትን
  • ሕትመት
  • ፒዲኤፍ

1 ናይ ተጫረቲ ሽም ፊርማ ኣድራሻን ማህተምን ክገበር አለዎ

2 ተወዳደርቲ ዝተሐደሰ ንግዲ ፈቃድ ቲን ናመበር መቅረባይነትን ካልኦት ዘድልዩ ደኩመንት ከቅርቡ ዝክእሉ

3 ናይ ጨረታ መከበሪ ንምግብን ግልጋሎትን ዝዉዕል 5000 : ናይ ምግብና ኣቅሑት ግልጋሎት ዝዉዕል 2000 ብጥረ ገንዘብ ወይ ብባንኪ ዝተረጋገፀ ሰፒኦ ከትሕዝ ዝክእል

4 ሰዓሪ ምስተፈለጠ ንዝሰዓሮ ዝርዝር ንብረት ዉዕሊ ክኣስር ዝክእል

5 ኣብቲ ወድድር ሰዓራይ ኣካል ምስኣሰረ ትሕጃ ሽዑ ንሽዑ ይምለሰሉ

6 ግልፂ ጨረታ ካብ ዝወፀሉ ዕለት 29/8/2017 ዓም ክሳብ 14/9/2017 ዓም ካብ ዶሃን መባእታዊ ሆስፒታል ምምሕዳር ፋይናንስን ንብረትን ምዉሳድ ትክእሉ

7 ሰዓሪ ዉዕሊ ክእስሩ ኣብ ዝተዉሃበ ግዜ ገደብ ናይ ዝሰዓርዎ ንብረት ዋጋ 10 ሚእታዊ ዉዕሊ መከበሪ ትሓጃ ብምትሓዝ አብ  ዶሃን መባእታዊ ሆስፒታል ምምሕዳር ፋይናንስን ወረዳ ኢሮፕ ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ንብረትን ምምሕዳር ናይ ሓባር ዉዕሊ ክኣስሩ ዝክእሉ

8 ከይዲ ዉድድር ብዘይኣግባብ ንምዝባዕ ምምኮር ብሕጊ ዝሐትትን ንከይሳተፍ ክሳብ ምእጋድ ዘትሓዝዎ ትሕጃ ከምዝዉረሰን ስጉምቲ ዘስዕብ ምካኑን ክፈልጡ ይግባእ

9 እቲ ጨረታ ዉደደር ምስተከፈተ ተጫረቲ ዘቅርብዎ መወዳደሪ ሓሳብ ለዉጢ ወይ ምምሕያሽ ምግባር ካብቲ ዉድድር ንነብሶም ምግላል ኣይክእሉን

10 ጨረታ ዝከየደሉ ዕለት 14/9/2017 ዓም ሰዓት 8:00 ድሕሪ ቀትሪ ተዓፅዩ ኣብ ተመሳሳሊ ዕለት ሰዓት 8:30 ተወዳደርቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረከብሉ ይክፈት

11 እቲ ቤት ፅሕፈት ጨረታ ካብ ዘካየደሉ ዕለት ጀሚሪ ዋግኡ እስካብ ቀፃሊ 15 መዓልቲታት ዝፀንዐ ይከዉን

12 ካብ ዘፈረ ንግዲ ወፃኢ ምሳታፍ ኣይፍቀድን

13 ሰዓሪ እቲ ንብረት ካብ ዝሰዓሮ ኣብ ዉሽጢ 15 መዓልቲታት ከረክብ ዝክእል

14 እቲ ናይ ጨረታ ሰነድ ዘይምለስ 100 ቅርሺ ብምክፋል ካብ ዶሃን መባእታዊ ሆስፒታል ምምሕዳር ፋይናንስን ወረዳ ኢሮፕ ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ንብረትን ምምሕዳርን ምዉሳድ ትክእሉ

15 ቤት ፅሕፈትና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ወይ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

ንተወሳኪ  ሐበሬታ 0914589113

ድሕሪት
ጨረታ መደብ
  • ሶፍትዌርን ኔትዎርክ (58)
    • ኮንስትራክሽን (1047)
      • ኤሌትክትሮኒክስን ኣይሲቲ ኣቕሑት (4461)
        • ሒሳብ ኣደሓሕዛን ኦዲት ምግባርን (256)
          • ሕርሻ (508)
            • ህንፃ መሳርሒ (7192)
              • ፅሬትን ንፅህና ኣቁሑት (1689)
                • ምምካር (180)
                  • ትምህርቲን ስልጠና (199)
                    • ኤሌክትሪካልን ኤሌክትሮ መካኒካል (1830)
                      • ምግብን መስተን (514)
                        • እግድ (40)
                          • ፈርኒሽንግን ፊክስቸር (77)
                            • ፈርኒቸር (1283)
                              • ጠቅላላ ስራሕቲ ኣገልግሎት (86)
                                • ውህብቶን ውፅኢት ኢደ ጥበብ (4)
                                  • ጥዕና (266)
                                    • ናገዛ ኣቁሑት (87)
                                      • ኢንሹራንስ (4)
                                        • ናይ ቤተ ፈተነ ኣቁሑትን ኬሚካልን (288)
                                          • መሬትን ሊዝን (59)
                                            • ፅገና (833)
                                              • ናይ ሕክምና ኣቁሑት (426)
                                                • መዓድንን ናይ ተፈጥሮ ሃፍትን (21)
                                                  • ናይ ቢሮ አቁሑትን ፅሕፈት መሳሪሕን (2985)
                                                    • መዐሸጊን መጠቅለሊን ወረቀት (6)
                                                      • ምስሊን ቀረፃን (23)
                                                        • ስራሕቲ ሕትመት (1658)
                                                          • ስራሕቲ ምልላይ (83)
                                                            • ክራይ (737)
                                                              • መሸጣ (1182)
                                                                • ስራሕቲ ሓለዋን ሰኪዩሪቲ (93)
                                                                  • መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ (8589)
                                                                    • ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን (360)
                                                                      • መሳሪሕታት ቴሌኮሙኒኬሽን (25)
                                                                        • ጨርቃ መርቂን ውፅኢት ቆርበትን (831)
                                                                          • ናይ ትራንዚትን መጋዓዝያን ግልጋሎት (360)
                                                                            • ተሽከርከርትን ከበድትን ማሺነሪ (578)
                                                                              • መኽዝን (33)
                                                                                • ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲ (237)
                                                                                  • ኣልሙኒየም፡ መስትዋትን ስራሕቲ ሓፂነ መፂን (267)
                                                                                    s