ትግራይ ፖሊ ቴክኒክ ኮሌጅ ን 2017 ዓም ንምምሃር ምስትምሃርን ግልጋሎት ዝዉዕሉ ናዉቲታት ሎት ሐደ ናይ ኮንስትራክሽን መሳርሒን ማሺነሪ ኣቅሑት : ሎት ክልተ ናይ ኤሌክትሮኒክስን ኮምፒተርን ተዛመድትን ኣቅሑት : ሎት ሰለሰተ ኤሌክትሪክ ኣቅሑት : ሎት ኣርባዕተ ናይ ጋርመንት መሳርሒ ኣቅሑት : ሎት ሓሙሽተ ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ብግልፂ ጨረታ አወዳደሩ ክዕድግ ይደሊ

1 ናይ 2017 ዝተሐደሰ ንግዲ ፍቃድ በቲ ዘፈር ዘለኩም

2 ቫት ወይ ተወሳኪ እሴት ታክስ ዝተመዝገብኩም በቢወርሒ ናይ ግብሪ ዝከፈልክምሎም መረዳእታ ናይ ሰለሰተ ወርሒ ክሳብ ወርሒ መጋቢት ቫት ዲክለር ዝገበርክምሉ መረዳእታ ከቅርብ ዝክእል

3 ናይ ግብሪ ከፋላይነት መፍለይ ቁፅሪ /TIN / ዘለኩም

4 ናይ 2017 ዓም ዝተሐደሰ መቅረባይነት ዘለኩም

5 ተጫረቲ ብኣካል ይኩን ብሕጋዊ ወኪሎም ኣቢሎም ጨረታ መከበሪ ሎት ሐደ ናይ ኮንስትራክሽን መሳርሒን ማሽነሪ ኣቅሑት : ሎት ክልተ ናይ ኤሌክትሮኒክስን ኮምፒተርን ተዛመድትን ኣቅሑት 5000 ቅርሺ :  ሎት ሰለሰተ ኤሌክትሪክ  ኣቅሑት :  ሎት ኣርባዕተ ናይ ጋርመንት መሳርሒ ኣቅሑት 3000  :  ሎት ሓሙሽተ ናይ ፅሕፈት መሳርሒ 3000 ቅርሺ ብባንኪ ዝተረገሰገፀ ስፒኦ ከትሕዝ ዝክእል

6 ሰነድ ጨረታ ብክልተ ዝተሻገ ፖስታ መደ ዓይነት ዋናን ቅዳሕን ዝሐዘ ነዚ ጨረታ ተባሂሉ ናብ ዝተዳለወ ሳንዱቅ ካብ ዕለት 24/8/2017 ዓም ክሳብ 15/9/2017 ዓም ልክዕ ሰዓት 4:00 ቀትሪ ምእታዉ ዝክኣል ምካኑ

7 ተወደዲሮም ዝሰዓርዎ ንብረት ብናይ ባዕሎም መጎዓዚ ወይ ትራንስፖርት ኮሌጅ ናብ ዘለዎ ቦታ ከቅርቡ አለዎም

8 ኮሌጅና ኣብ ዝምላእ ናይ መወዳደሪ ሰነድ ጨረታ ብንፁር ኣድራሽን ስልኪ ቁፅሪን ማህተምን ክታምን ከማልኡ ይግባእ

9 ቁፅሪ ሐደ ክልተ ሰለሰተ ኣርባዕተን ሓሙሽተን ሰነድ ጨረታ ንምዕዳግ ዝክልፈል ዋጋ ዘይምለስ 100 ቅርሺ ብምክፋል ካብ ክፍል ከተማ ሰሜን ጣብያ መለስ ከባቢ መናሃሪ ዝርከብ ትግራይ ፖሊ ቴክኒክ ኮሌጅ ሰራሕ ዕደጋ ፋይናንስን ንብረት ምምሕዳርን ቀዳማይ ደብሪ ቁፅሪ 8 ምዕድጋ ይክእሉ

10 እቲ ጨረታ ዕለት 28/8/2017 ክሳብ 15/9/2017 ዓም ናብ ዝተዳለወ ሳንዱቅ ምእታዉ ዝከኣል ኮይኑ  እቲ ጨረታ ልክዕ ሰዓት 4:00 ተዓፅዩ በዚ ዕለት ልክዕ ሰዓት 4:30 አብ ትግራይ  ፖሊ ቴክኒክ ኮሌጅ ተጫረቲ ወይድም ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረከብሉ ይክፈት

11 ኣብቲ ሰነድ ብዝተፈላለይ ዓይነት ብዕር ዝተመለአ ሰነድ ተቀባልነት ይብሉን

12 ኮሌጅና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ እቲ ጨረታ ብምሉእ ኮነ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዘተሐለወ እዩ

ንዝበለፀ ሐበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 0914756315 / 0920871631 ደዊልካ ምሕታት ትክእሉ

ድሕሪት
ጨረታ መደብ
  • ሶፍትዌርን ኔትዎርክ (58)
    • ኮንስትራክሽን (1045)
      • ኤሌትክትሮኒክስን ኣይሲቲ ኣቕሑት (4459)
        • ሒሳብ ኣደሓሕዛን ኦዲት ምግባርን (256)
          • ሕርሻ (508)
            • ህንፃ መሳርሒ (7189)
              • ፅሬትን ንፅህና ኣቁሑት (1689)
                • ምምካር (180)
                  • ትምህርቲን ስልጠና (199)
                    • ኤሌክትሪካልን ኤሌክትሮ መካኒካል (1830)
                      • ምግብን መስተን (514)
                        • እግድ (40)
                          • ፈርኒሽንግን ፊክስቸር (77)
                            • ፈርኒቸር (1283)
                              • ጠቅላላ ስራሕቲ ኣገልግሎት (86)
                                • ውህብቶን ውፅኢት ኢደ ጥበብ (4)
                                  • ጥዕና (266)
                                    • ናገዛ ኣቁሑት (87)
                                      • ኢንሹራንስ (4)
                                        • ናይ ቤተ ፈተነ ኣቁሑትን ኬሚካልን (288)
                                          • መሬትን ሊዝን (59)
                                            • ፅገና (833)
                                              • ናይ ሕክምና ኣቁሑት (426)
                                                • መዓድንን ናይ ተፈጥሮ ሃፍትን (21)
                                                  • ናይ ቢሮ አቁሑትን ፅሕፈት መሳሪሕን (2985)
                                                    • መዐሸጊን መጠቅለሊን ወረቀት (6)
                                                      • ምስሊን ቀረፃን (23)
                                                        • ስራሕቲ ሕትመት (1658)
                                                          • ስራሕቲ ምልላይ (83)
                                                            • ክራይ (737)
                                                              • መሸጣ (1182)
                                                                • ስራሕቲ ሓለዋን ሰኪዩሪቲ (93)
                                                                  • መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ (8589)
                                                                    • ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን (360)
                                                                      • መሳሪሕታት ቴሌኮሙኒኬሽን (25)
                                                                        • ጨርቃ መርቂን ውፅኢት ቆርበትን (831)
                                                                          • ናይ ትራንዚትን መጋዓዝያን ግልጋሎት (360)
                                                                            • ተሽከርከርትን ከበድትን ማሺነሪ (578)
                                                                              • መኽዝን (33)
                                                                                • ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲ (237)
                                                                                  • ኣልሙኒየም፡ መስትዋትን ስራሕቲ ሓፂነ መፂን (267)
                                                                                    s