ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስን ወረዳ ራያ ዓዘቦ ንቤት ፅሕፈት ዘፈር ቑጠባን ኢኮኖሚዊ ልምዓት ወረዳ ራያ ዓዘቦ ግልጋሎት ዝውዕል ብናይ ሴፍቲኔት ላቨሊሁድ በጀት/sub mersible Pump ብፕሮፎርማ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ስለዝደለ

ቑፅሪ 1104/ፕ/02

ዕለት 24/08/2017

ምልክታ ፕሮፎርማ ጨረታ

ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስን ወረዳ ራያ ዓዘቦ ንቤት ፅሕፈት ዘፈር ቑጠባን ኢኮኖሚዊ ልምዓት ወረዳ ራያ ዓዘቦ ግልጋሎት ዝውዕል ብናይ ሴፍቲኔት ላቨሊሁድ በጀት/sub mersible Pump ብፕሮፎርማ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ስለዝደለየ ክትወዳደሩ ትደልዩ ሕጋውያን ነጋደ እዞም ዝተዘርዘሩ ረቑሓታት እተማልኡ ነጋዶንፁርዝኾነአደራሻ ሽምን ፈርማ ዝገልፅ ብዝተኣዓሽገ ኦርጅናልን ኮፒን ፖስታ ንክተቕርቡ ንዕድም።

1. ናይ 2017ዓ.ም ንግዲ ፍቓድ ዘሐደሰ ናይ ኤሌከትሮ መካኒካል መቅረቢ ዝኾነነ መለለዪ ቲን ናምበር/ መቕረባይነት ዘሐደሰን ቫት ተመዝጋቢ ዝኾነን ናይ ወርሒ ለካቲት ወይ መጋቢት 2017 ብእዋኑ ዲክለር ዝገበረሉ ድክላራስዮን ከቕርብ ዝኸእልን።

2. ሰነድ ፕሮፎርማ ጨረታ ብር 500 እናኸፈልኻ ካብ ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስን ወረዳ ራያ ዓዘቦ ምግዛእ ይካኣል።

3. እቲ ስዓራይ ጨረታ ምሰተኸፈተ ድሕሪ 7ተ መዓልቲ ውዕሊ ክኣስር ዝኽእል፣

4. ዋጋ ፀኒዑ ዝፀንሐለ 45 ማዕልቲ ይኸዉን።

5. ጨረታ መኸበሪ ብ CPO ጥራሕ ብር 50,000/አምሳ ሽሕ ከድሕዝ ዝኽእል፤

6. ፕሮፎርማጨረታ ኣብ ኣየር ዝፀንሐሉ ወይ ድማ ጨረታ ሰነድ ዝሽየጠሉ ካብ ዕለት 24/08/2017ዓ/ም ክሳብ 30/08/2017 ዓ/ም ሰዓት 11.30 ይኸውን።

7. ፕሮፎርማ ጨረታ ዝኸፈተሉ ዕለት 01/09/2017 ዓ/ም ኮይኑ ስዓት 3:00 ተዓፅዩ ዝኸፈተሉ ሰዓት ድማ በቲ ዕለት ኮይኑ 3:30 ባዕሎም ወይ ሕጋዊ ወኪል ኣብ ዝተረኸበሉ ኣብ ወረዳ ራያ ዓዘቦ ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስን ይኸውን።

8. ስዓራይ 10% ውዕሊ መኽበሪ ከትሕዘ ዝኽእል።

9. ኣብቲ ሰነድ ስርዝ ድልዝን ብናይ ባዕልኻ መብሪሂ እስፔስፊኬሽን/ ምምላእ ውድቂ ይኸውን።

10. ስዓርቲ ንብረት ኣታዊ ዝገብሩ ብናይ ባዕሎም ትራንስፖርት ናብ ወራ/ዓ/ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስን ንብረት ክፈሊ ኾይኑ ኣብ ናይ ስራሕ ስዓት ማለት እውን ካብ ሰኑይ ክሳብ ዓርቢ ጥራሕ ክኸዉን ከሎ ካብ ስራሕ ሰዓት ወፃኢ ንብረት ሒዙ ዝመፀ ግን ከም ዘይንቅበል ምኻንና ክነፍልጥ ንፎቱ።

11. ሳዓራይ ንብረት ቁቡል ዝግበር ብባዓል ሞያ ተፈትሹ ብዝተጠየቐ እስፔስፊኬሽን ምዃኑ ምስ

ተረጋገፀ ቅቡል ይኸውን።

12. ቤት ፅሕፈትና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኺቡ እቲ ጨረታ ብሙሉእ ወይ ብኽፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ።

13. ቅድሚ ሐዚ ናብ ቢሮ ማይሃፊቲን መንግስታውን ዘይመንግስታውን አቅሪቡ ዝፈልጥን መረዳእታ ዘቅርብን

14. ስዓራይ ተመጣጣኒ ብባንኪ ተረጋገፀ ኣብ ኩነታት ዘይተመስረተ ጋራንት ከቅርብ ዝክእል

ንተወሳኺ ሓበሬታ ብስልኪ ቑፅሪ +251914110946 ወይ 0938383448 ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስን ኢልካ ምሕታት ይክኣል።

ተደላይ ንብረትን ስፔስፊክሽንን

ተ.ቁዝግዛእ ዓይነት ንብረትቁመለክዒ ቁበዝሒቁናይ ሓደ ዋጋጠ/ ዋጋመብርሂ
1Supply of three phase electric motor driven submersible pump 75KW star delta moter portion only Maximam external dimeter of Pump including motor over the cable shouid equal or less than 267MM/well casing12 inch/ቁፅር01Specification መሰረት
2Supply of three phase electric motor driven submersible pump With discharge O=125m3/H and head H=121m(moter portion and pump portion) Maximam external dimeter of Pump including motor over the cable shouid equal or less than 216 MM/well casing10 inch/ሴት02Specification መሰረት
ድሕሪት
ጨረታ መደብ
  • ሶፍትዌርን ኔትዎርክ (58)
    • ኮንስትራክሽን (1047)
      • ኤሌትክትሮኒክስን ኣይሲቲ ኣቕሑት (4461)
        • ሒሳብ ኣደሓሕዛን ኦዲት ምግባርን (256)
          • ሕርሻ (508)
            • ህንፃ መሳርሒ (7192)
              • ፅሬትን ንፅህና ኣቁሑት (1689)
                • ምምካር (180)
                  • ትምህርቲን ስልጠና (199)
                    • ኤሌክትሪካልን ኤሌክትሮ መካኒካል (1830)
                      • ምግብን መስተን (514)
                        • እግድ (40)
                          • ፈርኒሽንግን ፊክስቸር (77)
                            • ፈርኒቸር (1283)
                              • ጠቅላላ ስራሕቲ ኣገልግሎት (86)
                                • ውህብቶን ውፅኢት ኢደ ጥበብ (4)
                                  • ጥዕና (266)
                                    • ናገዛ ኣቁሑት (87)
                                      • ኢንሹራንስ (4)
                                        • ናይ ቤተ ፈተነ ኣቁሑትን ኬሚካልን (288)
                                          • መሬትን ሊዝን (59)
                                            • ፅገና (833)
                                              • ናይ ሕክምና ኣቁሑት (426)
                                                • መዓድንን ናይ ተፈጥሮ ሃፍትን (21)
                                                  • ናይ ቢሮ አቁሑትን ፅሕፈት መሳሪሕን (2985)
                                                    • መዐሸጊን መጠቅለሊን ወረቀት (6)
                                                      • ምስሊን ቀረፃን (23)
                                                        • ስራሕቲ ሕትመት (1658)
                                                          • ስራሕቲ ምልላይ (83)
                                                            • ክራይ (737)
                                                              • መሸጣ (1182)
                                                                • ስራሕቲ ሓለዋን ሰኪዩሪቲ (93)
                                                                  • መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ (8589)
                                                                    • ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን (360)
                                                                      • መሳሪሕታት ቴሌኮሙኒኬሽን (25)
                                                                        • ጨርቃ መርቂን ውፅኢት ቆርበትን (831)
                                                                          • ናይ ትራንዚትን መጋዓዝያን ግልጋሎት (360)
                                                                            • ተሽከርከርትን ከበድትን ማሺነሪ (578)
                                                                              • መኽዝን (33)
                                                                                • ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲ (237)
                                                                                  • ኣልሙኒየም፡ መስትዋትን ስራሕቲ ሓፂነ መፂን (267)
                                                                                    s