በዓል መዚ ሐለዋ ከባቢያዊ ለዉጢ ነባሪ አየር ክልል ትግራይ ንግልጋሎት ትካሉ ዝዉዕል ንፅሕፈት መሳርሕን : ፅሬት መሳርሒ ኣቅሑትን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

1 ናይ 2017 ዓም ዝተሐደሰ ፈቃድ ንግዲ ወረቀት ምስክር መቅረባይነት ከቅርቡ አለዎም : ኢሉዉን መለለይ ቁፅሪ ግብሪ ከፋሊ ግብር : ኣብ ተወሳኪ እሴት ታክስ ዝተመዝገበሉ መረዳእታ ናይ ላከቲት 2017 ዓም ተወሳኪ እሴት ታክስ ሒሳብ ዘቅረብሉ ከቅርቡ ዝክእሉ

2 መከበሪ ጨረታ 3000 / ሰለስተ ሽሕ ቅርሺ / ብስፒኦ መልክዕ ክትሕዝ ዝክእል

3 ዝተዳለወ ሰነድ ጨረታ መምርሒ ጨረታ ንሕድሕድ ጨረታ ሰነድ ዘይምለስ 50 ብምክፋል ምዉሳድ ይከኣል

4 እዚ ምልከታ ካብ ዝተጋወሐሉ ዕለት ኣብ በዓል መዚ ሐለዋ ከባቢያን ለዉጢ ነባሪ ኣየርን ክልል ትግራይ ጀሚሩ ክሳብ 25/7/2017 ዓም ሰዓት 3:00 ኣብ ስራሕ ሰዓት ምዉሳድ ይከአል

5 እቲ ጨረታ 25/7/2017 ዓም ሰዓት 3:30 ተዓፅዩ ብተመሳሳሊ ዕለት ሰዓት 4:00 ይከዉን

6 ጨረታ ዝሰዓሩ ተጫረቲ ዝሰዓርዎ ንብረት ብናይ ባዕሎም ወፃኢ መጎዓዝያ መፅዓኒ መራገፊን ሸፊኖም ናብ ቤት ዕዩና የቅርቡ

7 ሰዓራይ ጨረታ ዉዕሊ ካብ ዝአሰረሉ ዕለት ጀሚሩ ኣብ ዉሽጢ 30 መዓልቲ ኣተዊ ዝገብር

8 ካብቲ ዝተጠቀመጠ ሳምፕል ካሊኢ ኣማራፂ ተባሂሉ ዋጋ ምቅማጥ ኣይፈቀድን ዉድቂ ድማ ይከዉን

9 ንዝተቀመጠ በዝሒ 20 ሚእታዊ ክዉስክ ወይ ክቅንስ ይክእል እዩ

10 እቲ ቤት ዕዩ ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ብባጀት ምክኒያት ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ወይ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

11 ተጫረታየ ዘቅርብዎ ዋጋ ተወሳኪ እሴት ታክስ ዝሐወሰ ወይድማ ዘይሐወሰ ምካኑ እነተዘይኣማላኪቱ ተወሳኪ እሴት ታክስ ሐዊሱ ከምዝተመለአ ይሕሰብ

12 ዋጋ ፀኒዑ ዝፀንሐሉ ጨረታ ካብ ዝተከፈተሉ ጀሚሩ ን30 መዓልቲ ይከዉን

13 ተጫረቲ ብዝተዓሸገ ኢንቨሎፕ ኦርጅናልን ኮፐን ብዝብል ነንበይኑ ብምግባር ከቅርቡ አለዎም

14 ናይ ቫት ኣብ ቤት ፅሕፈትና ነትርፍ ምካና ነፍልጥ : ቅድም ክፍሊት ኣይፍቀድን: ኣብ ዋጋ ምቅማጥ ስርዝ ድልዝ ኣይፍቃድን

15 ተጫረቲ ባዕሎም ወይድማ ወኪሎም ኣብ ዝተረከብሉ በቲ ዝተጠቀሰ ዕለትን ሰዓትን ይክፈት

16 ከይዲ ጨረታ ብዘይኣግባብ ምዝብዕ ምክፍት ብሕጊ ዝሐትትን አብ ዝኮነ  ጨረታ ንከይሳተፍ ክሳብ ምእጋድ ዘከይድ ስጉምቲ ዘስዕብ ምካኑ ክፈልጥ ይጋባእ

  ንተወሳኪ ሐበሬታ 0342414054

ድሕሪት
ጨረታ መደብ
  • ሶፍትዌርን ኔትዎርክ (58)
    • ኮንስትራክሽን (1047)
      • ኤሌትክትሮኒክስን ኣይሲቲ ኣቕሑት (4461)
        • ሒሳብ ኣደሓሕዛን ኦዲት ምግባርን (256)
          • ሕርሻ (508)
            • ህንፃ መሳርሒ (7192)
              • ፅሬትን ንፅህና ኣቁሑት (1689)
                • ምምካር (180)
                  • ትምህርቲን ስልጠና (199)
                    • ኤሌክትሪካልን ኤሌክትሮ መካኒካል (1830)
                      • ምግብን መስተን (514)
                        • እግድ (40)
                          • ፈርኒሽንግን ፊክስቸር (77)
                            • ፈርኒቸር (1283)
                              • ጠቅላላ ስራሕቲ ኣገልግሎት (86)
                                • ውህብቶን ውፅኢት ኢደ ጥበብ (4)
                                  • ጥዕና (266)
                                    • ናገዛ ኣቁሑት (87)
                                      • ኢንሹራንስ (4)
                                        • ናይ ቤተ ፈተነ ኣቁሑትን ኬሚካልን (288)
                                          • መሬትን ሊዝን (59)
                                            • ፅገና (833)
                                              • ናይ ሕክምና ኣቁሑት (426)
                                                • መዓድንን ናይ ተፈጥሮ ሃፍትን (21)
                                                  • ናይ ቢሮ አቁሑትን ፅሕፈት መሳሪሕን (2985)
                                                    • መዐሸጊን መጠቅለሊን ወረቀት (6)
                                                      • ምስሊን ቀረፃን (23)
                                                        • ስራሕቲ ሕትመት (1658)
                                                          • ስራሕቲ ምልላይ (83)
                                                            • ክራይ (737)
                                                              • መሸጣ (1182)
                                                                • ስራሕቲ ሓለዋን ሰኪዩሪቲ (93)
                                                                  • መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ (8589)
                                                                    • ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን (360)
                                                                      • መሳሪሕታት ቴሌኮሙኒኬሽን (25)
                                                                        • ጨርቃ መርቂን ውፅኢት ቆርበትን (831)
                                                                          • ናይ ትራንዚትን መጋዓዝያን ግልጋሎት (360)
                                                                            • ተሽከርከርትን ከበድትን ማሺነሪ (578)
                                                                              • መኽዝን (33)
                                                                                • ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲ (237)
                                                                                  • ኣልሙኒየም፡ መስትዋትን ስራሕቲ ሓፂነ መፂን (267)
                                                                                    s