ኣብ ግዚያዊ መንግስቲ ትግራይ ቢሮ ማይን ኢነርጅን ክልል ትግራይ ካብ UNSF ብዝረከቦ በጀት ኣብ ዝተፈላለያ ወረዳታት ዝዉዕል ሳብ መርስቨል ባምፕታት ምስ ሙሉእ መለዋወጢኡ ቀረብን ተከላን ስራሕቲ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ከስርሕ ስለዝደሊ ደረጃ 6 ልዕሊኡን ዝኮንኩም ሕጋዊ ነጋዶ ይዕድም

1 ዓይነት ስራሕ ምስፍፋሕ ስራሕቲ  ሲስተም ማይ  ፍሉይ ቦታ ከተማ ሰመማ በዝሒ ኣብ BQ ብዘሎ ዝርዝር መሰረት ነዞም ኣብ ላዕሊ ዝቀረቡ ቦታታት ዝስዕብ ረቆሒታት እተማልኡ ተጫረቲ ይዕድም

1 ናይ 2017 ዓም ዝተሐደሰ በቲ ዘፈር ፍቃድ ንግዲ ዘለዎም: ናይ 2017 ዓም ዝተሐደሰ ናይ ማይ ስራሕቲ ፍቃድ ዘለዎም : ረቀት ምስክር መለለይ ከፈልቲ ግብሪ ማለት እዉን ቲን ናምበርን : ናይ ተወሳኬ እሴት ታክስ ምዝገባ ወረቅት ምስክር : ናይ ወርሒ ጥሪ 2017 እሴት ታክስ ዲክለረሸን ዘቅርብ

2 ዝተዳለወ ዝርዝር መረዳእታ ማለት እዉን እስፔስፊኬሽን እዚ ምልክታ ብቤሄራዊ ሬድዩ ድምፂ ወያነ ትግራይ ዝተቀለሐሉ ዕለት ጀሚሩ ካብ ቢሮና መዝገብ ቤት ዕለት 20/6/2017 ዓም ዘይምለስ 1000 ቅርሺ ብምክፋል ምዉሰድ ይከኣል

4 መከበሪ ጨረታ 100000 /ሐደ ሚኢቲ ሽሕ/ ቅርሺ ብመልክዕ ስፒኦ ወይ ኣብ ኩነታት ዘይተመስረተ ባንኪ ጋራንቲ ምስ ቴክኒካል ሰነድ ጨረታ አተሓሒዞም ከቅርብ ዝክእል

5 ጨረታ ዝዕፀወሉ ዕለት 24/7/2017 ዓም ሰዓት 3:00 ናይ ንጉሆ ተዓፅዩ በቲ ዕለት ሰዓት 3:15 ኣብ ቅድሚ ተጫረቲ ወይድማ ሕጋዊ ወኪላት ኣብ ዘለዉዎ ይክፈት

6 ተጫረቲ  ሐደ ዋና ቴክንካልን ሐደ ዋና ፋይናንሻልን ሰነድ ነንበይኑ ብፖስታ ዝተዓሸገ ከምእዉን ሐደ ኮፒ ቴክኒካል ከምእዉን  ክልተ ኮፒ ፋይናንሻል ነንበይኑ ዝተዓሸገ ፖስታ ብምቅራብ ኣብ ዝባን እቲ ፖስታ ዋናን ቅዳሕ ተባሃሉ ብግልፂ ከቀርብ አለዎ

7 ቢሮና ኣድላይ ኮይኑ እነተረኪብዎ ነቲ ጨረታ ብክፈል ይኩን ብሙሉእ ናይ ምሰራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

ንተወሳኪ ሐበሬታ ብቁፅሪ ስልኪ 0952270027 0920326084 ደዊልካ ምሕታት ይከኣል

8 ናይ ጨረታ መክፈተን መዓፀዉን በዓል እንተዉዐሊ ኣብ ዝቅፅል መዓልቲ ዘሎ ናይ ስራሕ መዓልቲ ይክፈት

ድሕሪት
ጨረታ መደብ
  • ሶፍትዌርን ኔትዎርክ (58)
    • ኮንስትራክሽን (1047)
      • ኤሌትክትሮኒክስን ኣይሲቲ ኣቕሑት (4461)
        • ሒሳብ ኣደሓሕዛን ኦዲት ምግባርን (256)
          • ሕርሻ (508)
            • ህንፃ መሳርሒ (7192)
              • ፅሬትን ንፅህና ኣቁሑት (1689)
                • ምምካር (180)
                  • ትምህርቲን ስልጠና (199)
                    • ኤሌክትሪካልን ኤሌክትሮ መካኒካል (1830)
                      • ምግብን መስተን (514)
                        • እግድ (40)
                          • ፈርኒሽንግን ፊክስቸር (77)
                            • ፈርኒቸር (1283)
                              • ጠቅላላ ስራሕቲ ኣገልግሎት (86)
                                • ውህብቶን ውፅኢት ኢደ ጥበብ (4)
                                  • ጥዕና (266)
                                    • ናገዛ ኣቁሑት (87)
                                      • ኢንሹራንስ (4)
                                        • ናይ ቤተ ፈተነ ኣቁሑትን ኬሚካልን (288)
                                          • መሬትን ሊዝን (59)
                                            • ፅገና (833)
                                              • ናይ ሕክምና ኣቁሑት (426)
                                                • መዓድንን ናይ ተፈጥሮ ሃፍትን (21)
                                                  • ናይ ቢሮ አቁሑትን ፅሕፈት መሳሪሕን (2985)
                                                    • መዐሸጊን መጠቅለሊን ወረቀት (6)
                                                      • ምስሊን ቀረፃን (23)
                                                        • ስራሕቲ ሕትመት (1658)
                                                          • ስራሕቲ ምልላይ (83)
                                                            • ክራይ (737)
                                                              • መሸጣ (1182)
                                                                • ስራሕቲ ሓለዋን ሰኪዩሪቲ (93)
                                                                  • መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ (8589)
                                                                    • ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን (360)
                                                                      • መሳሪሕታት ቴሌኮሙኒኬሽን (25)
                                                                        • ጨርቃ መርቂን ውፅኢት ቆርበትን (831)
                                                                          • ናይ ትራንዚትን መጋዓዝያን ግልጋሎት (360)
                                                                            • ተሽከርከርትን ከበድትን ማሺነሪ (578)
                                                                              • መኽዝን (33)
                                                                                • ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲ (237)
                                                                                  • ኣልሙኒየም፡ መስትዋትን ስራሕቲ ሓፂነ መፂን (267)
                                                                                    s