1 ተጫረቲ ሰነድ ጨረታ ካብ ዕለት 14/6/2017 ዓም ክሳብ 27/6/2017 ዓም ሰዓት 9:00 ናይ ቀትሪ ኣብ ዘሎ ናይ ስራሕ እዋን ኣብ ከይዲ ስራሕ አጠቃቅማን መሬትን ምሕዳርን ከተማ ሽረ እንዳስላሴ ብኣካል ብምቅራብ ዘይምለስ 2500 ቅርሺ ብምክፋል ሰነድ ጨረታ ክወስዱ ዝክእሉ ምካኖም እናሐበርና ሳንዱቅ ጨረታ ዝዕፀወሉ ዕለት 27/6/2017 ዓም ሰዓት 11:00 ኮይኑ ጨረታ ዝክፈተሉ ድማ 27/6/2017 ዓም ሰዓት 3:00 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወኪላቶም ኣብ ዝተረከብሉ ኣብ ቤት ፅሕፈት ምምሕዳር አጠቃቅማነ ትሕዝቶ መሬትን ካደስተር ከተማ ሽረ እንዳስላሴ ኣብ ኲዲ ስራሕ አጠቃቅማን መሬት ምሕደራን ዝረክብ ኣዳራሽ 4 ደብሪ ይክፈት
2 መርሃ ግብሪ ንጨረታ ዝወፁ ቦታት ዝረአየሉ 20/6/2017 ዓም ከምእዉን 25/6/2017 ዓም ልክዕ ሰዓት 300 ኣብ ቤት ፅሕፈት ብምርካብ ክሪኡ ይክእሉ
3 እቲ ቤት ፅሕፈት ነዚ ጨረታ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ
ንተወሳኪ ሐበሬታ 0927688106
ድሕሪት