ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናስን ከተማ ማይጨዉ ንአብያት ፅሕፈታት ግልጋሎት ዝዉዕል ዓባይ ጀነሬተር ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ክማልኡ ዝግብኦም ረቀሕታት

1 በቲ ዘፈር ንግዲ ናይ ዘመኑ ዝተሐደሰ ፍቃድ ንግዲን ቲን ናምበር ክቕርብ ዝኽእል

2 ሐዱሽ ናይ 2008 ዓ/ም ዝተሐደሰ መቕረባይነት ካርዲ ዘለዎ

3 ቫት ተመዝጋቢ ዝኾነ

4 ናይ ወርሒ መጋቢት ቫት ዲክለር ዝገበረሉ መረዳእታ ከቕርብ ዝኽእል

5 መኽበሪ ጨረታ ብር 4000 Â ብCPO ወይ ብጥረ ገንዘብ ከትሕዝ ዝኽእል

6 ናይ ጨረታ ሰነድ ዋጋ ዘይምለሰ ብር 20 ብምኽፋል ክሳብ Â 13/09/2008 ዓ/ም ጀሚሩ

ካብ ቤት ፅሕፈትትልምን ፋይናንስን ከተማ ማይጨዉ ከይዲ ስራሕ ዕደጋን ፋይናስን ምምሕዳር ንብረትን ኣብ ሰዓት ስራሕ ምዉሳድ ይከኣል

7 እቲ ጨረታ ሳንዱቕ ዕለት 29/09/2008 ዓ/ም ልክዕ ሰዓት 4:00 ተዓፅዩ ሰዓት 4:30 ተጫረቲ ወይም ሕጋዊ ወኪሎም ኣብ ዝተረኸብሉ ኣብ ከተማ ማይጨዉ ትልምን ፋይናንስን ይኽፈት

8 ቤት ፅሕፈትና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብምሉእ ይኹን ብኽፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

9 ጨረታ ፀንዑ ዝፀንሐሉ ግዜ 45 ማዕልቲ ይኽዉን

10 ሰዓራይ ተጫራታይ ብናይ ባዕሉ ትራንስፖርት ናብ ከተማ ማይጨዉ ትልምን ፋይናንስን ቤት ፅሕፈት ካምፅእ ዝኽእል

11 ተጫረታይ ሰዓራይ ምካኑ ምስተገለፀ ዉዕሊ ካብ ዝአሰረሉ ዕለት ጀሚሩ ኣብ ዉሽጢ 10 ተከታተልቲ መዓልቲ ከረክብ ዝክእል

 ንተወሳኺ ሐበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 0347771234 ምሕታት ይካአል

ድሕሪት
ጨረታ መደብ
  • ሶፍትዌርን ኔትዎርክ (58)
    • ኮንስትራክሽን (1047)
      • ኤሌትክትሮኒክስን ኣይሲቲ ኣቕሑት (4461)
        • ሒሳብ ኣደሓሕዛን ኦዲት ምግባርን (256)
          • ሕርሻ (508)
            • ህንፃ መሳርሒ (7192)
              • ፅሬትን ንፅህና ኣቁሑት (1689)
                • ምምካር (180)
                  • ትምህርቲን ስልጠና (199)
                    • ኤሌክትሪካልን ኤሌክትሮ መካኒካል (1830)
                      • ምግብን መስተን (514)
                        • እግድ (40)
                          • ፈርኒሽንግን ፊክስቸር (77)
                            • ፈርኒቸር (1283)
                              • ጠቅላላ ስራሕቲ ኣገልግሎት (86)
                                • ውህብቶን ውፅኢት ኢደ ጥበብ (4)
                                  • ጥዕና (266)
                                    • ናገዛ ኣቁሑት (87)
                                      • ኢንሹራንስ (4)
                                        • ናይ ቤተ ፈተነ ኣቁሑትን ኬሚካልን (288)
                                          • መሬትን ሊዝን (59)
                                            • ፅገና (833)
                                              • ናይ ሕክምና ኣቁሑት (426)
                                                • መዓድንን ናይ ተፈጥሮ ሃፍትን (21)
                                                  • ናይ ቢሮ አቁሑትን ፅሕፈት መሳሪሕን (2985)
                                                    • መዐሸጊን መጠቅለሊን ወረቀት (6)
                                                      • ምስሊን ቀረፃን (23)
                                                        • ስራሕቲ ሕትመት (1658)
                                                          • ስራሕቲ ምልላይ (83)
                                                            • ክራይ (737)
                                                              • መሸጣ (1182)
                                                                • ስራሕቲ ሓለዋን ሰኪዩሪቲ (93)
                                                                  • መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ (8589)
                                                                    • ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን (360)
                                                                      • መሳሪሕታት ቴሌኮሙኒኬሽን (25)
                                                                        • ጨርቃ መርቂን ውፅኢት ቆርበትን (831)
                                                                          • ናይ ትራንዚትን መጋዓዝያን ግልጋሎት (360)
                                                                            • ተሽከርከርትን ከበድትን ማሺነሪ (578)
                                                                              • መኽዝን (33)
                                                                                • ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲ (237)
                                                                                  • ኣልሙኒየም፡ መስትዋትን ስራሕቲ ሓፂነ መፂን (267)
                                                                                    s