ትካል ሱር ኮንስትራክሽ ሓላፍነቱ ዝተወሰነ ዉልቀ ማሕበር ንአገልግሎት ስራሕቲ መንገዲ ዝዉዕል ቤዝ ኮርስ በዝሒ 9376 ሜትር ኬብ ክዕድግ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ የካቲት 7, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: የካቲት 12, 2017 3:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: --
  • ቦታ: መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: የካቲት 12, 2017 3:01 ቅ/ሰዓት
  • ኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑት
  • ሕትመት
  • ፒዲኤፍ

1 ኣብዚ ጨረታ ክትሳተፉ እትደልዩ በቲ ዘፈር ፈቃድ ዘለኩም ተጫረቲ ካብ ዕለት 7/6/2017 ዓም ክሳብ 12/6/2017 ዓም ንተከታታሊ 6 መዓልቲ ዝፀንሕ እንትከዉን ኩሉ ግዜ ኣብ ስራሕ ሰዓት ላጪ ኣብ ዝርከብ ሱር ኮንስትራክሽ ሓላፍነቱ ዝተወሰነ ዉልቀ ማሕበር ህንፃ ስራሕቲ ቢዝነስ ዩኒት ቢሮ ሎጂስቲክ ብምቅራብ በዓል 2 ገፅ ዝርዝር ናይ ጨረታ ሰነድ ዘይምለስ 100 ቅርሺ ብምክፋል ወሲድኩም ኣብ ጨረታ ክትሳተፉ ትክእሉ ምካንኩም ንገልፅ

ንተወሳኪ ሐበሬታ 0344408123 0344409506

ድሕሪት
ጨረታ መደብ
s