ቤት ፅሕፈት ምምሕዳር ኣጠቃቅማ ትሕዝቶ መሬት ከዳሰተር ከተማ ሽረ እንዳስላሴ ሽድሽተ ፕሎት በዓል ኮኮብ ሆቴል ክልተ ፕሎት ሞል ብድምር ሸሚንተ ፕሎት ከምእዉን ኣብ ከተማና ዝተወደቡ ጥራሕ ዝሳተፍሉ ሸዉዓተ ዕደጋ ማእከል ማሕበራት ድምር ዓሰርተ ሓሙሽተ ቦታታት ናብ ተጠቀምቲ ብፍል ጨረታ ከመሓላልፍ ይደሊ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ጥሪ 23, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ የካቲት 19, 2017 11:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 5000.00
  • ቦታ: ሽረ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሓሙስ የካቲት 20, 2017 03:00 ቅደሚ ሰዓት
  • መሬትን ሊዝን
  • ሕትመት
  • ፒዲኤፍ

ጨረታ ሊዝ ቁፅሪ ክልተ / 2017 ዙር ጨረታ 02 ዓይነት ጨረታ ፍሉይ ጨረታ 

ቤት ፅሕፈት ምምሕዳር ኣጠቃቅማ ትሕዝቶ መሬት ከዳሰተር ከተማ ሽረ እንዳስላሴ ሽድሽተ ፕሎት በዓል ኮኮብ ሆቴል ክልተ ፕሎት ሞል ብድምር ሸሚንተ ፕሎት ከምእዉን ኣብ ከተማና ዝተወደቡ ጥራሕ ዝሳተፍሉ ሸዉዓተ ዕደጋ ማእከል ማሕበራት ድምር ዓሰርተ ሓሙሽተ ቦታታት ናብ ተጠቀምቲ ብፍል ጨረታ ከመሓላልፍ ይደሊ

1 ተጫረቲ ሰነድ ጨረታ ካብ ዕለት 12/5/2017 ዓም ክሳብ 19/6/2017 ዓም ሰዓት 900 ናይ ቀትሪ ኣብ ዘሎ ናይ ስራሕ ሰዓት ኣብ ከይዲ ስራሕ አጠቃማ መሬትን ምሕዳራን ከተማ ሽረ እንዳስላሴ ብኣካል ብምቅራብ ዘይምለስ 5000 ቅርሺ ብምክፋል ናብ ዕዳገ ማእከላት ናይ ባዕሉ ሰነድ ዝተዳለወ ኮይኑ ናይ ባዕል ኮኮብ ሆቴልን ናይ ሞልን ድማ ንበይኑ ሰነድ ክትወስዱ እናሐበርና

2 ሳንዱቅ ጨረታ ዝዕፀወሉ ዐለት ድማ ዕለት 19/6/2017 ዓም ሰዓት 11:00 ኮይኑ ጨረታ ዝክፈተሉ ዕለት 20/6/2017 ዓም ሰዓት 3:00 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም አብ ዝተረከብሉ ቤት ፅሕፈት ኣጠቃቅማ ምምሕዳር መሬት ከዳሰተር ከይዲ ስራሕ አጠቃማ መሬትን ምሕደራን ዝርከብ ኣዳራሽ 4 ፎቅ ይክፈት

3 መርሃ ግብሪ ንጨረታ ዝወፁ ቦታታት ዝረአየሉ 27/5/2017 ዓም ከምእዉን 7/6/2017 ዓም ልክዕ ሰዓት 300 ኣብ ቤት ፅሕፈት ብምርካብ ክትሪኡ ትክእልሉ

መተሐሳሳቢ እቲ ቤት ፅሕፈት ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብክፋል ይኩን ብሙሉእ ናይ ምስረዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

ንተወሳኪ ሐበሬታ 0927688106

ድሕሪት
ጨረታ መደብ
  • ሶፍትዌርን ኔትዎርክ (58)
    • ኮንስትራክሽን (1047)
      • ኤሌትክትሮኒክስን ኣይሲቲ ኣቕሑት (4461)
        • ሒሳብ ኣደሓሕዛን ኦዲት ምግባርን (256)
          • ሕርሻ (508)
            • ህንፃ መሳርሒ (7192)
              • ፅሬትን ንፅህና ኣቁሑት (1689)
                • ምምካር (180)
                  • ትምህርቲን ስልጠና (199)
                    • ኤሌክትሪካልን ኤሌክትሮ መካኒካል (1830)
                      • ምግብን መስተን (514)
                        • እግድ (40)
                          • ፈርኒሽንግን ፊክስቸር (77)
                            • ፈርኒቸር (1283)
                              • ጠቅላላ ስራሕቲ ኣገልግሎት (86)
                                • ውህብቶን ውፅኢት ኢደ ጥበብ (4)
                                  • ጥዕና (266)
                                    • ናገዛ ኣቁሑት (87)
                                      • ኢንሹራንስ (4)
                                        • ናይ ቤተ ፈተነ ኣቁሑትን ኬሚካልን (288)
                                          • መሬትን ሊዝን (59)
                                            • ፅገና (833)
                                              • ናይ ሕክምና ኣቁሑት (426)
                                                • መዓድንን ናይ ተፈጥሮ ሃፍትን (21)
                                                  • ናይ ቢሮ አቁሑትን ፅሕፈት መሳሪሕን (2985)
                                                    • መዐሸጊን መጠቅለሊን ወረቀት (6)
                                                      • ምስሊን ቀረፃን (23)
                                                        • ስራሕቲ ሕትመት (1658)
                                                          • ስራሕቲ ምልላይ (83)
                                                            • ክራይ (737)
                                                              • መሸጣ (1182)
                                                                • ስራሕቲ ሓለዋን ሰኪዩሪቲ (93)
                                                                  • መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ (8589)
                                                                    • ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን (360)
                                                                      • መሳሪሕታት ቴሌኮሙኒኬሽን (25)
                                                                        • ጨርቃ መርቂን ውፅኢት ቆርበትን (831)
                                                                          • ናይ ትራንዚትን መጋዓዝያን ግልጋሎት (360)
                                                                            • ተሽከርከርትን ከበድትን ማሺነሪ (578)
                                                                              • መኽዝን (33)
                                                                                • ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲ (237)
                                                                                  • ኣልሙኒየም፡ መስትዋትን ስራሕቲ ሓፂነ መፂን (267)
                                                                                    s