ምምሕዳር ከተማ ዓድዋ ምስ ቢሮ ባህልን ቱሪዝምን ክልል ትግራይ ብምትሕብባር መበል 129 ዝኽሪ በዓል ዓወት ዓድዋ ብዝደመቐ መንገዲ ንምብዕል ካብ ስፓንሰራት ሃፍቲ ንምትእኽኻብ ስለዝደለየ ኣብዚ ዓውዲ ትነጥፉ ፕሮሞተራትን ኩነት ኣፈፀምትን /Promotres and Event Organizers/ ኣወዳዲሩ ክስርሕ ስለዝደልይ

ምልክታ

ምምሕዳር ከተማ ዓድዋ ምስ ቢሮ ባህልን ቱሪዝምን ክልል ትግራይ ብምትሕብባር መበል 129 ዝኽሪ በዓል ዓወት ዓድዋ ብዝደመቐ መንገዲ ንምብዕል ካብ ስፓንሰራት ሃፍቲ ንምትእኽኻብ ስለዝደለየ ኣብዚ ዓውዲ ትነጥፉ ፕሮሞተራትን ኩነት ኣፈፀምትን /Promotres and Event Organizers/ ኣወዳዲሩ ክስርሕ ስለዝደልይ ሕጋዊ ፍቓድ ዘለኩም ንክትሕግዙ እትደልዩን ትካላት ወይ ውልቀ ሰባት ብመሰረት እዞም ዝስዕቡ ዝርዝር ረቛሒታት ሰነድኹም ካብ ሎሚ ዕለት 23/05/2017 - 29/05/2017 ዓ/ም ናብ ቤት ፅሕፈት ምምሕዳር ከተማ ዓድዋን ቢሮ ባህልን ቱሪዝምን ክልል ትግራይ ብምቕራብ ክትወዳደሩ ይዕድም፡፡

1. ብሃፍቲ ናይ ምትእልላሽ ወይ ድማ ኩነት ናይ ምስላጥን /Promotion and Event Organizing/ ናይ 2017ዓ/ም ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቓድ ዘቕርብ፣ ቫት ተመዝጋቢ ዝኾነን ስራሕ ልምዲ መረዳእታ ዘቕርብን።

2. ዘቅረቦ ፕሮፖዛል ፋይናንሻልን ቴክኒካውን ሓበሬታ ብዝርዝር ከቕርብ ዝኽእል።

3. ኣብ ዝሓለፈ 1/ሓደ/ ዓመት ብምትእኽኻብ ሓፍቲ ወይ ድማ ብምድላው ኩነት ዝነበረ ኣፈፃፅማ መረዳእታ ከቅርብ ዝኽእል።

4. ተወዳዳራይ ፕሮሞተር 300,000.00 /ሰለስተ ሚኢቲ ሽሕ ቅርሺ/ መተኣማመኒ ከትሕዝ ዝኽእል።

5. ዝረኽቦ እቶት 2,000,000.00 /ክልተ ሚልዮን/ ትሕቲኡን እንተኾይኑ ኮምሽን ዘይወስድ ልዕሊኡ እንተኾይኑ ድማ ካብ ዝተኣከበ ኣታዊ 25 ሚኢታዊ /ዒስራን ሓሙሽተን ሚኢታዊ/ ክወስድ ዝኽእል።

6. ስዓራይ ፕሮሞተር ወይ መዳለዊ ኩነት ኣብ ውሽጢ 2ተ መዓልቲ ውዕሊ ክኣስር ዝኽእል።

7. ውዕሊ ካብ ዝኣሰረሉ ዕለት ጀሚሩ ውፅኢት ስርሑ በብሓሙሽተ መዓልቲ ሪፓርት ከቅርብ ዝኽእል።

8. ውዕሊ ካብ ዝኣሰረሉ ዕለት ጀሚሩ ኣብ ውሽጢ ዒስራ መዓልቲ ዝተረኸበ እቶት ናብ ሽም በዓል ዓወት ዓድዋ 2017 ዓ/ም ዝተዳለወ ኣካውንት ከእትው ዝኽእል።

9. ማህበራዊ ሓላፍነቱ ንምውፃእን ዘወፍዮ መጠን ብሚኢታዊ // ዝገልፅ።

10. ሃፍቲ እንተዘይተረኺቡ ወይድማ ዝውሕድ እንተኾይኑ ነቲ ምድላው ዕውትነት መማረፅታት ዘቅርብ።

11. ኣብቲ ዝቐርብ ፕሮፓዛል ዝቐርቡ ሓሳባት ግልፂ ብዝኾነ መልክዑ ክቕርብ ዝኽእል።

12. ካሊእ ካብዚ ዝቐረበ ዝርዝር ረቁሓ ተወሰኽቲ ብልጫታት ዘቅርብ።

ልቢ፤ በቲ ዝኣተውዎ ውዕሊ መሰረት ስርሑ ብኣግባቡ ዘይፈፀመ ብመስርሕ ክልልና ትሓታቲ ይኸውን።

ድሕሪት
ጨረታ መደብ
  • ሶፍትዌርን ኔትዎርክ (58)
    • ኮንስትራክሽን (1047)
      • ኤሌትክትሮኒክስን ኣይሲቲ ኣቕሑት (4461)
        • ሒሳብ ኣደሓሕዛን ኦዲት ምግባርን (256)
          • ሕርሻ (508)
            • ህንፃ መሳርሒ (7192)
              • ፅሬትን ንፅህና ኣቁሑት (1689)
                • ምምካር (180)
                  • ትምህርቲን ስልጠና (199)
                    • ኤሌክትሪካልን ኤሌክትሮ መካኒካል (1830)
                      • ምግብን መስተን (514)
                        • እግድ (40)
                          • ፈርኒሽንግን ፊክስቸር (77)
                            • ፈርኒቸር (1283)
                              • ጠቅላላ ስራሕቲ ኣገልግሎት (86)
                                • ውህብቶን ውፅኢት ኢደ ጥበብ (4)
                                  • ጥዕና (266)
                                    • ናገዛ ኣቁሑት (87)
                                      • ኢንሹራንስ (4)
                                        • ናይ ቤተ ፈተነ ኣቁሑትን ኬሚካልን (288)
                                          • መሬትን ሊዝን (59)
                                            • ፅገና (833)
                                              • ናይ ሕክምና ኣቁሑት (426)
                                                • መዓድንን ናይ ተፈጥሮ ሃፍትን (21)
                                                  • ናይ ቢሮ አቁሑትን ፅሕፈት መሳሪሕን (2985)
                                                    • መዐሸጊን መጠቅለሊን ወረቀት (6)
                                                      • ምስሊን ቀረፃን (23)
                                                        • ስራሕቲ ሕትመት (1658)
                                                          • ስራሕቲ ምልላይ (83)
                                                            • ክራይ (737)
                                                              • መሸጣ (1182)
                                                                • ስራሕቲ ሓለዋን ሰኪዩሪቲ (93)
                                                                  • መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ (8589)
                                                                    • ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን (360)
                                                                      • መሳሪሕታት ቴሌኮሙኒኬሽን (25)
                                                                        • ጨርቃ መርቂን ውፅኢት ቆርበትን (831)
                                                                          • ናይ ትራንዚትን መጋዓዝያን ግልጋሎት (360)
                                                                            • ተሽከርከርትን ከበድትን ማሺነሪ (578)
                                                                              • መኽዝን (33)
                                                                                • ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲ (237)
                                                                                  • ኣልሙኒየም፡ መስትዋትን ስራሕቲ ሓፂነ መፂን (267)
                                                                                    s