ቢሮ ርክብ ህዘቢ ክልል ትግራይ ኣብ በጀት ዓመት 2008 ዓም ቀዋሚ አቁሑት ኤለክትሮኒክስ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

በዚ መሰረት አብዚ ጨረታ ክትሳተፍ እትደለዩ ተወዳደረቲ እተማልአዎ ሮቕሓ

1 ናይ 2008 ዓ/ም ዝተሐደሰ ንግዲ ፈቃድ ዘለዎም መፍለይ ቑፅሪ / TIN/ ዘለዎም መረዳእታ ተቅርቡ ትክእሉ ቫት ዝተመዝገብክመሉ መረዳእታ ተቅርቡ ትክእሉ ከምኡዉን ወርሓዊ ዲክላሬሽን ከተቅርቡ ትክእሉ

2 መክበሪ ጨረታ 5000 ቅርሺ ብባንኪ ዝተረጋገፀ CPO ወይም ብጥረ ገንዘብ ከትሕዙ ዝክእሉ::

3 ንኩሉ ዓይነት መሸጢ ዋጋ ሰነድ ጨረታ ዘይምለስ ብር 20.00 ብምኽፋል ጨረታ ሰነድ ካብ ቢሮ ርክብ ህዝቢ ክልል ትግራይ ደጋፊ ኸይዲ ስራሕÂ ዕዳጋ ፋይናንስን ምምሕዳር ንብረትን ቢሮ ቑፅሪ 22 ካብ ዕለት 04/09/ 2008 ዓ/ም ክሳብ 18/09/ 2008 ዓ/ም ኣብ ናይ ስራሕ ሰዓት መፂእኩም ምዉሳድ ትክእሉ

4 ጨረታ ዝዕፀወሉን ዝኽፈተሉን ዕለት

 እቲ ጨረታ ዕለት 18/09/ 2008 ዓ/ም ሰዓት 4:00 ተዓፅዩ ብተመሳሳሊ ዕለት ሰዓት 4:30 ተጫረቲ ወይም ሕጋዊ ወከልቶም አብ ዝተረክበሉ ልዕል ኢሉ አብ ዝተጠቀሰ ኣድራሻ ብግልፂ ይኽፈት::

5 ቢሮና ዝዕድጎም አቐሑት ከምኣድላይነቱ 20 % ናይ ምዉሳክ ወይም ናይ ምቅናስ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ::

6 ኣብዚ ጨረታሰዓራይ ዝኮነ ትካል ካብ ዘሸነፎ ጠቅላላ ዋጋ 10 % አትሒዙ ዉዕሊ ብምእሳር አብ ዉሽጢ 20 መዓልቲ ከቅርብ ዝክእልን

7 ተጫረቲ እተቅርብዎ ዋጋ ቫት ሓዊስኩም ክተቅርቡ አለኩም ቫት የስጨምራል ኢልካ ምፅሓፍ ኣይከኣልን

8 ሰዓራይ ንዘሽነፎም አቐሑት በቲ ዝወፀ ስፐስፊክሽን መሰረት ኦርጅናል አቁሑት ምኮኖም ምስተረጋገፁ ብናይ ባዕሉ ትራንስፖርት ናብ ቢሮና አታዊ ይገብር::

9 ቢሮና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኺቡ ብክፋል ይኹን ብሙሉእ እቲ ጨረታ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ::

 ንዝበለፀ ሓበሬታ ቢሮና ዝርከበሉ ፊት ለፊት ኣግአዚ ባንኪ ጎኒ ዘዩርዳኖስ ሆቴል

ስቑ 0344 40 93 43 ደዊልካ ምሕታት ይከአል እዩ::

ድሕሪት
ጨረታ መደብ
  • ሶፍትዌርን ኔትዎርክ (58)
    • ኮንስትራክሽን (1047)
      • ኤሌትክትሮኒክስን ኣይሲቲ ኣቕሑት (4462)
        • ሒሳብ ኣደሓሕዛን ኦዲት ምግባርን (256)
          • ሕርሻ (512)
            • ህንፃ መሳርሒ (7194)
              • ፅሬትን ንፅህና ኣቁሑት (1689)
                • ምምካር (180)
                  • ትምህርቲን ስልጠና (199)
                    • ኤሌክትሪካልን ኤሌክትሮ መካኒካል (1832)
                      • ምግብን መስተን (515)
                        • እግድ (40)
                          • ፈርኒሽንግን ፊክስቸር (77)
                            • ፈርኒቸር (1283)
                              • ጠቅላላ ስራሕቲ ኣገልግሎት (86)
                                • ውህብቶን ውፅኢት ኢደ ጥበብ (4)
                                  • ጥዕና (266)
                                    • ናገዛ ኣቁሑት (88)
                                      • ኢንሹራንስ (4)
                                        • ናይ ቤተ ፈተነ ኣቁሑትን ኬሚካልን (288)
                                          • መሬትን ሊዝን (59)
                                            • ፅገና (833)
                                              • ናይ ሕክምና ኣቁሑት (426)
                                                • መዓድንን ናይ ተፈጥሮ ሃፍትን (21)
                                                  • ናይ ቢሮ አቁሑትን ፅሕፈት መሳሪሕን (2986)
                                                    • መዐሸጊን መጠቅለሊን ወረቀት (6)
                                                      • ምስሊን ቀረፃን (23)
                                                        • ስራሕቲ ሕትመት (1658)
                                                          • ስራሕቲ ምልላይ (83)
                                                            • ክራይ (737)
                                                              • መሸጣ (1182)
                                                                • ስራሕቲ ሓለዋን ሰኪዩሪቲ (94)
                                                                  • መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ (8589)
                                                                    • ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን (361)
                                                                      • መሳሪሕታት ቴሌኮሙኒኬሽን (25)
                                                                        • ጨርቃ መርቂን ውፅኢት ቆርበትን (832)
                                                                          • ናይ ትራንዚትን መጋዓዝያን ግልጋሎት (360)
                                                                            • ተሽከርከርትን ከበድትን ማሺነሪ (579)
                                                                              • መኽዝን (33)
                                                                                • ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲ (237)
                                                                                  • ኣልሙኒየም፡ መስትዋትን ስራሕቲ ሓፂነ መፂን (267)
                                                                                    s