ሊዝ ጨረታ ቁዕሪ 02/2017 ምግዋሕ ይምልከት ናይ ቤት ፅሕፈት ኣጠ/ምም/ርመ/ም/መ/ትሕዝቶ ካዳስተር ከይዲ ስራሕ ኣጠቃቅማን መሬት ምሕደራን ሽረ-እ/ሰላሴ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ጥሪ 14, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥሪ 19, 2017 11:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ቦታ: ሽረ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 500.00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጥሪ 20, 2017 03:00 ቅ/ሰዓት
  • መሬትን ሊዝን
  • ሕትመት
  • ፒዲኤፍ

ቁፅሪ 1361/49/2017- 

ዕለት-12/05/2017

ምልክታ ጨረታ

ሊዝ ጨረታ ቁዕሪ 02/2017 ምግዋሕ ይምልከት ናይ ቤት ፅሕፈት ኣጠ/ምም/ርመ/ም/መ/ትሕዝቶ ካዳስተር ከይዲ ስራሕ ኣጠቃቅማን መሬት ምሕደራን ሽረ-እ/ሰላሴ

ቤት ፅሕፈት ኣጠ/ምምሃርመ/ም/መ/ትሕዝቶ ካጻሉተር ከይዲ ስራሕ ኣጠቃቅማን መሬት ንዝተፈላለዩ ግልጋሎት ዝውዕል መሬታት ብሊዝ ኣሪቱ ክሽይጥ ይደሊ:: በዚ መሰረት

ጨረታ ዙር--02--

ዓይነት ጨረታ ፍሉይ ሠረታ

➢ ተጫረቲ ሰነድ ጨረታ ካብ ዕለት 12/05/2017 ዓ/ም ክሳብ ዕለት 19/06/2017 ዓ/ም ኣብ ስራሕ ሰዓት ኣብ ከይዲ ስራሕ ኣጠቃቅማን መሬት ምሕደራን ከተማ ሸረ-እ/ስላሰ ብኣካል ብምቕራብ ዘይምለስ ብር 500/ሓምሽተ ሚእትን / እናኸፈሉ ናይ ጨረታ ሰነድ ክሳብ ሳንዱቕ ጨረታ ንክዕ ካብ ዝተቐመጠሉ ገደብ ግዘ ክሳብ ስዓት 900 ኣብዘሎ እዋን ክገዝኡ/ኣ/ ዝኽእሉ ሃላ አንትኸውን ጨረታ ዝዕፀወሉ ዕለት19/06/2017ዓ/ም ሰዓት 11:00 ኮይኑ ጨረታ ዝኽፈተሉ ዕለት 20/05/2017 ዓ/ም ሰዓት 3:00 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረኸብሉ ኣብ ቤት ፅሕፈት ኣምም/ርመ/ም/መ/ትሕዝቶ ካዳስተር ከይዲ ስራሕ ኣጢታትማን መሬት ምሕደራን ዝርከብ ኣዳራሽ 4ይ ፎት ይኽፈት::

➢ እቲ እትረትዎ ቦታ ክትሪኡ እትደልዩ ንዕለት 27/05/2017 ከምኡ እውን 07/06/2017 ዓ/ም ልክዕ ሰዓት 3፡00 ኣብ ቤት ፅሕፈትና ብምርካብ ክትሪኡ ትኽእሉ ምዃንኩም ነፍልጥ።

➢ እቲ ቤት ፅሕፈት ነቲ ጨረታ ብኽፋል ይኩን ሙሉእ ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ሕሉው እዩ::

➢ ንተወሳኺ ሓበሬታ እንተደልዮም ኣብ ከይዲ ስራሕ ኣጠቃቅማን መሬት ምሕደራን ብኣካል ወይ ብቑዕሪ

ስልኪ 034 444 22 75 ብምድዋል ብምቕራብ/ ምጥያቕ እትኽእሉ/ላ/ ምዃንኩም/ን/ ንሕብር::

ድሕሪት
ጨረታ መደብ
  • ሶፍትዌርን ኔትዎርክ (62)
    • ኮንስትራክሽን (1060)
      • ኤሌትክትሮኒክስን ኣይሲቲ ኣቕሑት (4501)
        • ሒሳብ ኣደሓሕዛን ኦዲት ምግባርን (261)
          • ሕርሻ (534)
            • ህንፃ መሳርሒ (7225)
              • ፅሬትን ንፅህና ኣቁሑት (1700)
                • ምምካር (182)
                  • ትምህርቲን ስልጠና (199)
                    • ኤሌክትሪካልን ኤሌክትሮ መካኒካል (1849)
                      • ምግብን መስተን (524)
                        • እግድ (43)
                          • ፈርኒሽንግን ፊክስቸር (79)
                            • ፈርኒቸር (1301)
                              • ጠቅላላ ስራሕቲ ኣገልግሎት (86)
                                • ውህብቶን ውፅኢት ኢደ ጥበብ (4)
                                  • ጥዕና (267)
                                    • ናገዛ ኣቁሑት (94)
                                      • ኢንሹራንስ (4)
                                        • ናይ ቤተ ፈተነ ኣቁሑትን ኬሚካልን (295)
                                          • መሬትን ሊዝን (60)
                                            • ፅገና (835)
                                              • ናይ ሕክምና ኣቁሑት (433)
                                                • መዓድንን ናይ ተፈጥሮ ሃፍትን (21)
                                                  • ናይ ቢሮ አቁሑትን ፅሕፈት መሳሪሕን (3016)
                                                    • መዐሸጊን መጠቅለሊን ወረቀት (6)
                                                      • ምስሊን ቀረፃን (23)
                                                        • ስራሕቲ ሕትመት (1666)
                                                          • ስራሕቲ ምልላይ (84)
                                                            • ክራይ (748)
                                                              • መሸጣ (1207)
                                                                • ስራሕቲ ሓለዋን ሰኪዩሪቲ (95)
                                                                  • መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ (8638)
                                                                    • ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን (368)
                                                                      • መሳሪሕታት ቴሌኮሙኒኬሽን (25)
                                                                        • ጨርቃ መርቂን ውፅኢት ቆርበትን (843)
                                                                          • ናይ ትራንዚትን መጋዓዝያን ግልጋሎት (368)
                                                                            • ተሽከርከርትን ከበድትን ማሺነሪ (583)
                                                                              • መኽዝን (33)
                                                                                • ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲ (238)
                                                                                  • ኣልሙኒየም፡ መስትዋትን ስራሕቲ ሓፂነ መፂን (271)
                                                                                    s