ኣብ ቤት መዘጋጃ ከተማ ዓድዋ ዝርከብ ከይዲ ስራሕ ዲዛይንን ህንፀትን ካብ ናይ 2017 ዓም ዝተረከበ በጀት ዕደጋ መፍለይ ቁፅሪ ዓድዋ CW/WH/0117 ኣብ ቀበሌ ኣብነት ዝርከብ ናይ መከዝን ሓፁር ንምስራሕ BC/GC 7 ልዕሊኡን ብርኪ ስራሕ ዘለዎም ተኮናተርቲ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ጥሪ 9, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ ጥሪ 28, 2017 03:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 300000.00
  • ቦታ: ዓድዋ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 2000.00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ረቡዕ ጥሪ 28, 2017 03:30 ቅደሚ ሰዓት
  • ገዛውቲን ሕንፃ ስራሕቲን
  • ሕትመት
  • ፒዲኤፍ

1 ናይ 2017 ዓም ዝተሐደሰ ንግዲ ምዝግባ ምስክር ወረቀት ፍቃድ ስራሕ ንግዲ ተኮናተራያነት ምዘገባ ካርዲ ግብሪ ከፋሊ ምዝገባ ሰርተፊኬት ተወሳኪ እሴት ታክስ ምዝጋበ ምስክር ወረቀትን ከምእዉን ናይ ዝሐለፈ ወርሒ ተወሳኪ እሴት ታክስ ድክለሪሽን ዘቅርቡ

2 ናይ ጨረታ መክበሪ ስፒኦ ብር 300000 /ሰለሰተ ሚኢቲ ሽሕ/ ብቤራዊ ባንኪ ካብ ዝተፈቀደሎም ባንክታት ወይ ፋይናንስንሳዊ ትካላት ኣብ ኩነታት ዘይተመስረተ ዝዉሃብ ዉሕስና ፋይናንስን ትካላት ብዘረጋገፅኦ ቼክ ወይ እዉን ስፒኦ ከቅርብ አለዎም

3 ተጫረቲ ናይቲ ዝተጫረትሉ ህንፃ ፕሮጀክት ስራሕቲ ሳይት ካብ ዝተረከብሉ ዕለት ጀሚሩ ኣብ ዉሽጢ 120 መዓልቲታት ሙሉእ ብሙሉእ ዛዚሞም ከረክቡ ይግባአ

4 ኩሎም ተጫረቲ ነቲ ጨረታ ካብ ዕለት 28/4/2017 ዓም ጀሚሩ ካብ ቤት መዘጋጃ ከተማ ዓድዋ ክይዲ ስራሕ ዲዛይንን ህንፀትን ቢሮ ቁፅሪ 4 ዘይምለስ ብር 2000 ኣብ እቶት ብምክፋል ሰነድ ጨረታ ክወስዱ ይክእሉ

5 ተጫረቲ ብዝወሰድዋ በዝሒ ቅዳሕ ዝመለእዎ ዋጋ ሰነድ ጨረታ ሐደ ኦርጅናልን ክልተ ኮፒን ፋይናንሻል ደኩመንት ከምእዉን ሐደ ኦርጅናል ክልተ ኮፒን በበይኖም ብምዕሻግ ስራሕ መጠንን ናይ ጨረታ መክበሪ ማለት እዉን ስፒኦ ንግዲ ምዝግባ ምስክር ወረቀት ፍቃድ ስራሕ ንግዲ ተኮናተራያነት ምዘገባ ካርዲ ግብሪ ከፋሊ ምዝገባ ሰርተፊኬት ተወሳኪ እሴት ታክስ ምዝጋበ ምስክር ወረቀትን ከምእዉን ናይ ዝሐለፈ ወርሒ ተወሳኪ እሴት ታክስ ድክለሪሽን  ሰነዳት ኣብ ፖስታት ብምዕሻግ ካለእ ብዓብይ ፖስታ መሊስካ ብምዕሻግ ናይቲ ዝጫረትሉ ፕሮጀክት ኣብ ልዕሊ እቲ ዓብይ ፖስታ  ብዝርአ ቀለም ብምፅሓፍ ነቲ ጨረታ ተባሂሉ ቢሮ ቁፅሪ 4 ኣብ ዝተዳለወ ሳንዱቅ  ዕለት 28/5/2017 ዓም ሰዓት 3:00 ንጉሆ ብአካል ብምቅራብ ከእትዉ አለዎም

9 ተጫረቲ ሰነድ ጨረታ ብወነ ተረዲኦም ዋጋ ብምምልእ ፈሪሞምን ሓቲመምን ቅደም ሰዓብ እቲ ደኩምን እንተይኣጎደሉ እቲ ደኩምንት ከምቲ ክሽየጥ እንተሎ ዝነበረ ኮይኑ ክቀርብ አለዎ

10 እቲ ጨረታ ኩሎም ተጫረቲ ወይድማ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረክብሉ ዕለት 28/5/2017 ዓም ልክዕ ሰዓት 3:00  ተዓፅዩ ልክዕ ሳዓት 3:30  ኣብ  ቤት መዘጋጀ ከተማ ዓድዋ ኣዳራሽ ይክፈት ድሕሪ ጨረታ ምክፋት ዝመፅእ ዝኮነ ይኩን ደኩመንት ተቀባልነት የብሉን

11 ፍታሐዊነት ኣብ ተመሳሳሊ ስራሕ ዝተወፈሩ ደቂ ተባዕትዩን ደቂ ኣንስትዩን መዓረ ክፍሊት ዝከፈል

12 ቤት ፅሕፈትና ካሊእ ኣማራፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ወይ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

ንተወሳኪ ሐበሬታ 0914787894

ድሕሪት
ጨረታ መደብ
  • ሶፍትዌርን ኔትዎርክ (58)
    • ኮንስትራክሽን (1047)
      • ኤሌትክትሮኒክስን ኣይሲቲ ኣቕሑት (4461)
        • ሒሳብ ኣደሓሕዛን ኦዲት ምግባርን (256)
          • ሕርሻ (508)
            • ህንፃ መሳርሒ (7192)
              • ፅሬትን ንፅህና ኣቁሑት (1689)
                • ምምካር (180)
                  • ትምህርቲን ስልጠና (199)
                    • ኤሌክትሪካልን ኤሌክትሮ መካኒካል (1830)
                      • ምግብን መስተን (514)
                        • እግድ (40)
                          • ፈርኒሽንግን ፊክስቸር (77)
                            • ፈርኒቸር (1283)
                              • ጠቅላላ ስራሕቲ ኣገልግሎት (86)
                                • ውህብቶን ውፅኢት ኢደ ጥበብ (4)
                                  • ጥዕና (266)
                                    • ናገዛ ኣቁሑት (87)
                                      • ኢንሹራንስ (4)
                                        • ናይ ቤተ ፈተነ ኣቁሑትን ኬሚካልን (288)
                                          • መሬትን ሊዝን (59)
                                            • ፅገና (833)
                                              • ናይ ሕክምና ኣቁሑት (426)
                                                • መዓድንን ናይ ተፈጥሮ ሃፍትን (21)
                                                  • ናይ ቢሮ አቁሑትን ፅሕፈት መሳሪሕን (2985)
                                                    • መዐሸጊን መጠቅለሊን ወረቀት (6)
                                                      • ምስሊን ቀረፃን (23)
                                                        • ስራሕቲ ሕትመት (1658)
                                                          • ስራሕቲ ምልላይ (83)
                                                            • ክራይ (737)
                                                              • መሸጣ (1182)
                                                                • ስራሕቲ ሓለዋን ሰኪዩሪቲ (93)
                                                                  • መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ (8589)
                                                                    • ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን (360)
                                                                      • መሳሪሕታት ቴሌኮሙኒኬሽን (25)
                                                                        • ጨርቃ መርቂን ውፅኢት ቆርበትን (831)
                                                                          • ናይ ትራንዚትን መጋዓዝያን ግልጋሎት (360)
                                                                            • ተሽከርከርትን ከበድትን ማሺነሪ (578)
                                                                              • መኽዝን (33)
                                                                                • ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲ (237)
                                                                                  • ኣልሙኒየም፡ መስትዋትን ስራሕቲ ሓፂነ መፂን (267)
                                                                                    s