ዝወፀ ምልክታ ፕሮፎርማ ዝርዝር ተደላይ ዝመልእዎ መወዳደሪ ነፀላ ዋጋን ዘርኢ ሰደቓ ነዚ ቅጥዒ ዝመለአ ነጋዳይ ንቢሮ ፍትሒ ክልል ትግራይ ግልጋሎት ዝውዕሉ ግልጋሎት ኤሌክትሮኒክስ ኣቁሑት መጋረጃን ካልኦትን ዝወፁ ብፕሮፎርማ ክግልገል ይደሊ፡፡

ፕሮፎርማ ቑፅሪ 3 /2017

ዝወፀ ምልክታ ፕሮፎርማ ዝርዝር ተደላይ ዝመልእዎ መወዳደሪ ነፀላ ዋጋን ዘርኢ ሰደቓ ነዚ ቅጥዒ ዝመለአ ነጋዳይ ንቢሮ ፍትሒ ክልል ትግራይ ግልጋሎት ዝውዕሉ ግልጋሎት ኤሌክትሮኒክስ ኣቁሑት መጋረጃን ካልኦትን ዝወፁ ብፕሮፎርማ ክግልገል ይደሊ፡፡ በዚ መሰረት እዞም ዝስዕቡ ረቋሒታት እተማልኡ ክትሳተፉ/ፋ ትኽእሉ/ላ ምኻንኩም ንገልፅ።

➢ በቲ ዘርፊ ዝተሓደሰ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዘቅርብ ፣

➢ ናይ ግብሪ ከፈላይ ቁፅሪ/TIN/ ዘለዎ ምኻኑ መረዳእታ ዘቕርብ ፣

➢ ዝተሓደሰ ናይ መቕረባይነት ምስክር ወረቐት መረዳእታ ከቕርብ ዝክእል፡

➢ ምልክታ ፕሮፎርማ ካብ ዝተለጠፈሉ እዋን ጀሚሩ ኣብ ውሽጢ 3ተ መዓልቲ ናብ ቢሮ ፍትሒ ብምቅራብ ንግዲ ፍቓድኹም፣ ናይ ግብሪ ከፋላይነት መለለይ ቁዕርኹምን ናይ መቕረባይነት ምስክር ወረቐትኩምን ኮፒ ብሙሉእ ክትገብሩዎ ነተሓሳስብ፡ ምስ መወዳደሪ ዶክመንትኹምን ብምትሕሓዝ ክትወዳደሩ ትኽእሉ ምኳንኩም እናገለፅና መወዳደሪኹም ሽምን ፊርማን፣ ኣድራሻን ናይ ትኻልኹም ማህተምን ብምግባር ብሽምዒ ብዝተዓሸገ ፖስታ ካብ ዕለት-9/05/2017 ዓ/ም ክሳብ 13/05/2017 ዓ/ም ሰዓት 8፡00 ድ/ሰዓት ክተቕርቡ/ክትወዳደሩ ትኽእሉ። እቲ ፕሮፈርማ ዕለት 13/05/2017 ዓ/ም ሰዓት 8፡30 ድ/ሰዓት ኣብ ቢሮ ፍትሒ ክ/ትግራይ ዳ/ዕ/ፋ/ንብረት ምምሕዳር ቢሮቑፅሪ 317ይኸፈት፡፡

➢ ቢሮና ኣብ ዘዳለዎ ናይ ዋጋ መምልኢ ቅጥዒ ክምላእ ይግባእ፡፡

➢ ኣብ መንጎ ሰዓራይ ትካልን ቢሮ ፍትሒ ክ/ትግራይ ከም ሕጋዊ ውዕሊ ኮይኑ ከም ዘገልግል ክትፈልጡ ይግባእ፡፡

➢ ቢሮና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኺቡ ጨረታ ፕሮፈርማ ብክፋል ይኹን ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ፡፡

➢ ሰዓራይ ሰዓራይ ምካኑ ምስተገለፀሉ ኣብ ውሽጢ 3 ̊ መዓልቲ ከቅርብ ዝክእል

➢ ኣብ ናይ መንግስቲ ዕደጋ ከይወዳደር ብቢሮ ትልምን ፋይናንስን ክልል ትግራይ ዝተኣገደ እግዱ ከይተልዓለሉ ክወዳደር ኣይኽእልን።

➢ ንተወሳኺ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 03444173 48 ደዊልካ ምሕታት ይካኣል

ፕሮፎርማ ኤሌክትሮኒክስ ኣቁሑት ዝርዝር ተደላይ ነጋዶ ዝመልእዎ መወዳደረ ነፀላ ዋጋን ዘርኢ ሰደቓ

ተ.ቑዓይነት ንብረትእስፐስፊኬሽንመለክዒበዝሒናይ ሓደ ዋጋጠ/ዋጋ
1ዲቫይደር በዓል 6 ነኳልብሳምፕልብቑፅሪ02
2በቃማላይዘርብሳምፕልብቑዕራ02
3ቢመር ምስ ላፕቶፕ የኮምፒተር ዘራኽብ ገመድ HDMI to VOA Connecter Cable 1.5 ሜትሮ ንውሓት ዘለዎብሰፐስፊኬሽብቑፅሪ03
4ቢመር ምስ ላፕቶፕ በኮምፒተር ዘራኸብ ገመድ HDMI tn VGA Connecter Adapter male to femaleብሰፐስፊኬሽብቑፅ03
5ቢመሮ ምስ ሞባይል ዘራኽብ ገመድ 3 ከ 1 Hom coorecter cableብሰፐስፊኬሽብቑፅሪ05
6MUPILAM An chCRC Ph FCEC Ten cher Mብሰፐስፊኬሽብቑፅሪ01
7PC model Toshiba Satellite (55-C1988) Re Chregebae Lion battery Pack model No- PAS185U-1BRS DC 14.BV-2800 MAHስፔስፊኬሽንብቑፅሪ01
8SE HP Laptop FCXCስፔስፊኬሽንብቑፅሪ01

ፕሮፎርማ ኤሌክትሮኒክስ ኣቁሑት ዝርዝር ተደላይ ነጋዶ ዝመልእዎ መወዳደረ ነፀላ ዋጋን ዘርኢ ሰደቓ

ተ.ቑዓይነት ንብረትእስፐስፊኬሽንመለክዒበዝሒናይ ሓደ ዋጋጠቕላላ ዋጋ ብር
1መጋረጃ - ምስ ትቦ መስቀሊኡ ዓይነትብሳምፕልብሜትሮ10
2ጨርቂ መሸፈኒ ጠረጵዛ ዝተፈላለየ ሕብሪ ዘለዎ ሙሉእ ጠረጰዛ ክሽፋን ዝኽእልብሳምፕልብቑፅሪ06
ድሕሪት
ጨረታ መደብ