አብ ዋና ቤት መዛጋጃ ከተማ መቐለ ነዞም ኣብ ታሕቲ ተዘርዚሮም ዘለዎ ናይ ቤት ማዛጋጃ ከተማ መቐለ ከ/ስ/ፅ/ፅ/ሓ/ል ናይ መኪና ጎማን ባትሪ አቅሑትን ናል ቤት ፅሕፈት ልምዓት ዳአንቲ ማኒፋክቸሪይ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ ፡:
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ታሕሳስ 29, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ጥሪ 1, 2017 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ቦታ: መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሓሙስ ጥሪ 1, 2017 04:30 ቅደሚ ሰዓት
  • መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና
  • ሕትመት
  • ፒዲኤፍ

ምልክታ ፕሮፎርማ

አብ ዋና ቤት መዛጋጃ ከተማ መቐለ ነዞም ኣብ ታሕቲ ተዘርዚሮም ዘለዎ ናይ ቤት ማዛጋጃ ከተማ መቐለ ከ/ስ/ፅ/ፅ/ሓ/ል ናይ መኪና ጎማን ባትሪ አቅሑትን ናል ቤት ፅሕፈት ልምዓት ዳአንቲ ማኒፋክቸሪይ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ :: ስለዚበቲ ዘርፊ ሕጋዊ ንግዲ ፍቓድ ዘለኩም ነጋዶ ክትወዳደሩ ይዕድም።

ተ.ቁዓይነት ንብረትዝርዝር መግለፂመዓቀኒበዝሒነ/ዋጋጠ/ዋጋመብረሂ
1ጎማ7.50*16ብቁፅሪ03
2ባትሪ70 አምፒርብቁፅሪ01
3ብሬከር450 አንፒርብቁፅሪ04

ተዋዳደርቲ ክማልኡዎ ዝግበኦም ረቛሓታት

1. ተወዳደርቲ ዝተሓደሰ ናይ 2017 ንግዲ ፍቓድን መቕረባይነት ሰርተፊኬትን ከምኡ እውን ቲን (Tin Number) ን ምስ ዘይምለስ ፎቶ ኮፒ ምስቲ ፕሮፎርማ ብፖስታ ተዓሽጉ ከቕርቡ ኣለዎም፡፡

2. ተወዳደርቲ መሊኦም ኣብ ዘቕርብዎ ፕሮፎርማ ፊርማን ክቢ ማሕተምን ከዕርፍሉ ኣለዎም፡፡

3. ተወዳደርቲ እቲ ንብረት ቅድሚ ምምላኦም ቀረብ አቅሑት አብ መኽዚኖም ምህላዉ ከረጋግፁ ኣለዎም፡፡

4. ተወዳደርቲ አትጫረትሉ መምለኢ ዋጋ ብቢሮና ብዝተዋሃበኩም ቅጥዒ መሊእኹም ከቕርቡ ይክእሉ፡፡

5. ተወዳደርቲዝመልእዎፕሮፎርማካብ ዕለት28/04/2017ዓ/ምክሳብዕለት 01/05/2017ዓ/ምሰዓት4:00ኣብዘሎግዘምቕራብ ይኽእሉ፡፡

6. እዚፕሮፎርማ ዕለት01/05/2016 ዓ/ም ሰዓት 4:30 አብ ቤት መዘጋጃ ከተማ መቐለ ዕደጋን ፋይናንስን ይኽፈት፡፡

7. አብ ዝመልእዎ ዋጋ ስርዝ ድልዝ እንተሃልዎ ካብ ዉድድር ወፃኢ ይከዉን ተቀባልነት የብሉን

8. አድራሻና አብ ጎነ እንዳማርያም ጉጉሳ ቤተክርስትያን ቤትመዘጋጃ ከተማ መቐለ ፋይናንስን ቤት ፅ/ትር 3ይ ፎቅ እዩ

9. ቤት ፅሕፈትና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነዚ ፕሮፎርማ ብኽፋል ይኹን ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ሕልው እዩ፡፡

10. ተወዳደርቲ ሰዓርቲ ኮይኖም እንተተረኪቦም እቲ ንብረት ብናይ ባዕሎም መጓዓዝያ ናብ ቤት ዕዮና የቅርቡ፡ ፡

11. እቲ ፕሮፎርማ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ።

12. ተወዳደርቲ እቲ ዝመልእዎ ንብረት አብ ስቶኮም ዘለዎም ክኮኑ አለዎ

ድሕሪት
ጨረታ መደብ
  • ሶፍትዌርን ኔትዎርክ (58)
    • ኮንስትራክሽን (1048)
      • ኤሌትክትሮኒክስን ኣይሲቲ ኣቕሑት (4463)
        • ሒሳብ ኣደሓሕዛን ኦዲት ምግባርን (256)
          • ሕርሻ (512)
            • ህንፃ መሳርሒ (7194)
              • ፅሬትን ንፅህና ኣቁሑት (1689)
                • ምምካር (180)
                  • ትምህርቲን ስልጠና (199)
                    • ኤሌክትሪካልን ኤሌክትሮ መካኒካል (1832)
                      • ምግብን መስተን (515)
                        • እግድ (40)
                          • ፈርኒሽንግን ፊክስቸር (77)
                            • ፈርኒቸር (1283)
                              • ጠቅላላ ስራሕቲ ኣገልግሎት (86)
                                • ውህብቶን ውፅኢት ኢደ ጥበብ (4)
                                  • ጥዕና (266)
                                    • ናገዛ ኣቁሑት (88)
                                      • ኢንሹራንስ (4)
                                        • ናይ ቤተ ፈተነ ኣቁሑትን ኬሚካልን (288)
                                          • መሬትን ሊዝን (59)
                                            • ፅገና (833)
                                              • ናይ ሕክምና ኣቁሑት (426)
                                                • መዓድንን ናይ ተፈጥሮ ሃፍትን (21)
                                                  • ናይ ቢሮ አቁሑትን ፅሕፈት መሳሪሕን (2986)
                                                    • መዐሸጊን መጠቅለሊን ወረቀት (6)
                                                      • ምስሊን ቀረፃን (23)
                                                        • ስራሕቲ ሕትመት (1658)
                                                          • ስራሕቲ ምልላይ (83)
                                                            • ክራይ (741)
                                                              • መሸጣ (1182)
                                                                • ስራሕቲ ሓለዋን ሰኪዩሪቲ (94)
                                                                  • መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ (8593)
                                                                    • ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን (361)
                                                                      • መሳሪሕታት ቴሌኮሙኒኬሽን (25)
                                                                        • ጨርቃ መርቂን ውፅኢት ቆርበትን (832)
                                                                          • ናይ ትራንዚትን መጋዓዝያን ግልጋሎት (360)
                                                                            • ተሽከርከርትን ከበድትን ማሺነሪ (579)
                                                                              • መኽዝን (33)
                                                                                • ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲ (237)
                                                                                  • ኣልሙኒየም፡ መስትዋትን ስራሕቲ ሓፂነ መፂን (267)
                                                                                    s