ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ፃዕዳ እምባ ናይ ኮምፒተርን ተዛመድትን ኣቁሑት ፣ ናይ ፖሊትን ትዩብ(ናይ ፈልሲ ጣብያ መሳርሒ ሕርሻ)፣ ንዝርግሐ ማይ ግልጋሎት ዝውዕሉ ትቦታትን መገጣጠሚኦምን (HDPE & Fittings) ን ናይ እንስሳት መድሓኒትን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ዕድጊት ክፍፅም ይደሊ ::

ምልክታ ጨረታ

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ፃዕዳ እምባ ናይ ኮምፒተርን ተዛመድትን ኣቁሑት ፣ ናይ ፖሊትን ትዩብ(ናይ ፈልሲ ጣብያ መሳርሒ ሕርሻ)፣ ንዝርግሐ ማይ ግልጋሎት ዝውዕሉ ትቦታትን መገጣጠሚኦምን (HDPE & Fittings) ን ናይ እንስሳት መድሓኒትን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ዕድጊት ክፍፅም ይደሊ ::

ተጫረቲ ከማልእዎ ዝግበኦም ረቋሕታት

• ናይቲ ዝወዳደርሉ ንግዲ ዘርፊ ናይ 2017 ዓ/ም ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ ፣ዝተሓደሰ ናይ 2017 ዓ/ም መቅረባይነት ፣ ቲን ካርድ ከቅርብ ዝክእል ፣

ንናይ ኮምፒተርን ተዛመድትን ኣቁሑት ፣ ናይ ፖሊትን ትዩብ(ናይ ፈልሲ ጣብያ መሳርሒ ሕርሻ)ን ንዝርግሐ ማይ ግልጋሎት ዝውዕሉ ትቦታትን መገጣጠሚኦምን (HDPE & Fittings) ቫት ሰርተፊኬትን ናይ ወርሒ ሕዳር 2017 ዓ/ም ዲክለር ዝገበረሉን መረዳእታን ኣተሓሒዙ ከቅርብ ዝክእል ::

• ሰነድ ጨረታ ዘይምለስ 100 ብር እናከፈለ ካብ 01 /05/ 2017 ዓ/ም ክሳብ ዕለት 15/05/ 2017 ዓ/ም ካብ ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስን ወረዳ ፃዕዳ እምባ

ከ/ስ/ዕ/ም/ንብረትን ምዉሳድ ዝክእል ::

• ጨረታ መክበሪ ናይ ኮምፒተርን ተዛመድትን 5,000 ብር ብስፒኦ ወይ ብጥረ ገንዘብ ቅድሚ ጨረታ ምክፋቱ ከትሕዝ ዝክእል ::

• ጨረታ መክበሪ ን ፖሊትን ትዩብ(ናይ ፈልሲ ጣብያ መሳርሒ ሕርሻ) 3,000 ብር ብስፒኦ ወይ ብጥረ ገንዘብ ቅድሚ ጨረታ ምክፋቱ ከትሕዝ ዝክእል ::

• ንዝርግሐ ማይ ግልጋሎት ዝውዕሉ ትቦታትን መገጣጠሚኦምን (HDPE & Fittings) 3,000 ብር ብስፒኦ ወይ ብጥረ ገንዘብ ቅድሚ ጨረታ ምክፋቱ ከትሕዝ ዝክእል ::

• ጨረታ መክበሪ ናይ እንስሳት መድሓኒት 4,000 ብር ብስፒኦ ወይ ብጥረ ገንዘብ ቅድሚ ጨረታ ምክፋቱ ከትሕዝ ዝክእል ::

• እዚ ጨረታ ዕለት 16/05/ 2017 ዓ/ም ቅ/ሰዓት 4: 30 ተዓፅዩ ቅ/ሰዓት 5:00 ኣብ ከተማ ፍረወይኒ ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስን ከ/ስ/ዕ/ም/ንብረትን ወረዳ ፃዕዳ እምባ ይክፈት

• ቤት ፅሕፈትና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ብሙሉእ ይኹን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ

ንተወሳኪ ሓበሬታ

✓ 0914618815

✓ 0945103045

✓ 0923301233 ምሕታት ይከኣ

ድሕሪት
ጨረታ መደብ