ቤት መዘጋጀ ከተማ ዓድዋ ከይዲ ስራሕ ዝተወደደ መሰረተ ልምዓት ኣብ 2017 ዓም ኣብ ከተማ ዓድዋ ቀበሌ ምዕባለ ዳመምህር ወልደ ገብርኤል ናብ ሩባ ብዕደጋ ቁፅሪ ዓድዋ /CW/DRN/03/17 ናይ መንደቅ ተፋሰስ ማለት ማስነሪ ድሪነጅ ከስርሕ ይደሊ

1 በዚ መሰረት ኣብ ጨረታ ክትሳተፉ እትደልዩ ናይ ድኣንት ደረጃ 8 ደቂቅ GC/RC ዝከንኩም ክትሳተፉ ይዕድም

2 ናይ 2017 ዓም ዝተሐደሰ ናይ ንግዲ ምስክር ወረቀትን ፍቃድ ንግድን ስራሕን ናይ ኮንስትራክሽን ተኮናታራይነትን ደረጃ 8 ደቂቅ GC/RC ምዝገባ ካርዲ ደረጃ ዝገልፅ መቅረባይነት ሰርተፊኬት ዘለዎ

3 ቤት ፅሕፈት ልምዓተ እቶትን ደቀቅቲ ኣናእሸተይን ንግዲ ትካላት ዝዉሃብ ብርኪ ትካል ምስክር ወረቀት ናይ ግበሪ ከፋሊ ምዝገባ ሰርተፊኬት ቲን ናምበር ናይ ቫት ምዝገባ ምስክር ወረቀት ዝተመግበሉ ወረቀት ናይ ወርሒ ሕዳር 2017 ዓም ናይ ቫት ዲክለሪሽን ከማለእ አለዎ

4 ተጫረቲ ደረጃ 8 ደቂቅ GC/RC ዝምልከት ኮይኑ ካብ ላዕሊ ዝተገለፀ ፕሮጀክት ክጫረቱ ይክእሉ እዩም

5 ናይ ጨረታ መክበሪ ስፒኦ ብር 50000 ከቅርቡ አለዎም

6 ተጫረቲ ናይቲ ዝተጫረትሉ ፕሮጀክት ስራሕቲ ኣብ ዉሽጢ 120 መዓልቲታት ሙሉእ ብሙሉእ ዛዚሞም ከረክቡ ይግባአ

7 ኩሎም ተጫረቲ ነቲ ጨረታ ካብ ዕለት 28/4/2017 ዓም ጀሚሩ ካብ ቤት መዘጋጃ ከተማ ዓድዋ ክይዲ ስራሕ ዝተወደደ መሰረተ ልምዓት ቢሮ ቁፅሪ 3 ኣድላይ መረዳእታን ዘይምለስ ብር 2000 ብምክፋል ሰነድ ጨረታ ክወስዱ ይክእሉ

8 ተጫረቲ ናይ ዝጫረትሉ ፕሮጀከት ደኩመን ሐደ ኦርጅናልን ክልተ ኮፒን ናይ መወዳደሪ ዋጋ ማለተ አዉን ፋይናንሻል ናይ ጨረታ መክበሪ በበይኖም ተዓሺጎም መሊስካ ኣብ ሐደ ዓብይ መዓሸጊ ተዓሺጉ ነቲ ጨረታ ተባሂሉ ኣብ ዝተዳለወ ሳንዱቅ ኣብ ቤት መዘጋጀ ከተማ ዓድዋ ዕለት 20/5/2017 ዓም ሰዓት 3:00 ንጉሆ ብአካልብምቅራብ ከእትዉ አለዎም ካብዚ ንዳሕር ዝመፅእ ተጫረቲ ተቀባልነት የብሉን

9 ተጫረቲ ኣብቲ ናይ ጨረታ ሰነድ ሰነዳት ብትክክል መሊኦም ኣብ ሕድሕድ ገፅ እቲ ደኩምን ፈሪሞምን ሓቲመምን ቅደም ሰዓብ እቲ ደኩምን እንተይኣዛብዑ እቲ ደኩምንት ከምቲ ክሽየጥ እንተሎ ዝነበረ ኮይኑ ክቀርብ አለዎ

10 እቲ ጨረታ ኩሎም ተጫረቲ ወይድማ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረክብሉ ዕለት 20/5/2017 ዓም ልክዕ ሰዓት 3:30 ኣብ  ቤት መዘጋጀ ከተማ ዓድዋ ኣዳራሽ ይክፈት

11 ቤት ፅሕፈትና ካሊእ ኣማራፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ወይ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

ንተወሳኪ ሐበሬታ

ድሕሪት
ጨረታ መደብ
  • ሶፍትዌርን ኔትዎርክ (58)
    • ኮንስትራክሽን (1047)
      • ኤሌትክትሮኒክስን ኣይሲቲ ኣቕሑት (4461)
        • ሒሳብ ኣደሓሕዛን ኦዲት ምግባርን (256)
          • ሕርሻ (508)
            • ህንፃ መሳርሒ (7192)
              • ፅሬትን ንፅህና ኣቁሑት (1689)
                • ምምካር (180)
                  • ትምህርቲን ስልጠና (199)
                    • ኤሌክትሪካልን ኤሌክትሮ መካኒካል (1830)
                      • ምግብን መስተን (514)
                        • እግድ (40)
                          • ፈርኒሽንግን ፊክስቸር (77)
                            • ፈርኒቸር (1283)
                              • ጠቅላላ ስራሕቲ ኣገልግሎት (86)
                                • ውህብቶን ውፅኢት ኢደ ጥበብ (4)
                                  • ጥዕና (266)
                                    • ናገዛ ኣቁሑት (87)
                                      • ኢንሹራንስ (4)
                                        • ናይ ቤተ ፈተነ ኣቁሑትን ኬሚካልን (288)
                                          • መሬትን ሊዝን (59)
                                            • ፅገና (833)
                                              • ናይ ሕክምና ኣቁሑት (426)
                                                • መዓድንን ናይ ተፈጥሮ ሃፍትን (21)
                                                  • ናይ ቢሮ አቁሑትን ፅሕፈት መሳሪሕን (2985)
                                                    • መዐሸጊን መጠቅለሊን ወረቀት (6)
                                                      • ምስሊን ቀረፃን (23)
                                                        • ስራሕቲ ሕትመት (1658)
                                                          • ስራሕቲ ምልላይ (83)
                                                            • ክራይ (737)
                                                              • መሸጣ (1182)
                                                                • ስራሕቲ ሓለዋን ሰኪዩሪቲ (93)
                                                                  • መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ (8589)
                                                                    • ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን (360)
                                                                      • መሳሪሕታት ቴሌኮሙኒኬሽን (25)
                                                                        • ጨርቃ መርቂን ውፅኢት ቆርበትን (831)
                                                                          • ናይ ትራንዚትን መጋዓዝያን ግልጋሎት (360)
                                                                            • ተሽከርከርትን ከበድትን ማሺነሪ (578)
                                                                              • መኽዝን (33)
                                                                                • ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲ (237)
                                                                                  • ኣልሙኒየም፡ መስትዋትን ስራሕቲ ሓፂነ መፂን (267)
                                                                                    s