ኮሌጅ ፖሊ ቴክኒክ ንግስተ ሳባ ዓድዋ ንምምህር ምስትምሃር ንሐፀርቲ ስልጠናታትን ዝዉዕል ዝተፈላለየ ናይ ህንፃ መሳርሒ፡ ኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስ ፡ኣቅሑት ፈርኒቸር ፡ፅሕፈት መሳርሒ ብጨረታ አወዳዲሩ ክዕግድ ይደሊ

1 ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዘለዎን በብንግዲ ዘፈሩ ናይ 2016 ዓም ግበሪ ዝከፈለ ቲን ዝተመዝገበ

2 እዚ ጨረታ ካብ ዝተጋወሐሉ ዕለት 11/4/2012 ዓም ጀሚሩ ሰነድ ጨረታ ንሕድሕድ 200 ቅርሺ ብምክፋል ኮሌጅ ፖሊ ቴክኒክ ንግስተ ሳባ ዓድዋ ቁፅሪ 6 ክወስድ ዝክእል

3 ቫት ወይድማ ተወሳኪ እሴት ታክስ ዝተመዝገበን ከቅርብ ዝክእል

4 ናይ ጨረታ መከበሪ ቢድቦንድ ናይ ህንፃ መሳርሒ፡ ኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስ ፡ኣቅሑት ፈርኒቸር ፡ፅሕፈት መሳርሒ ንኩሎም ብር 5000 ኮይኑ ብባንኪ ዝተረጋገፀ ስፒኦ ከትሕዝ ዝክእል

5 ካብ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ዝተወሃበ ናይ መቅረባይነት ሰርተፊኬት ናይ 2017 ዝተሐደሰ ዝሐዘ ኮይኑ ድሕሪ ዉዕሊ ምእሳሩብናይ ባዕሉ መጎዓዝያ ናብ ከተማ ዓድዋ ኮሌጅ ፖሊ ቴክኒክ ንግስተ ሳባ ከቅርብ ዝክእል

6እቲ ጨረታ ሰነድ ክሳብ 1/5/2017 ዓም ሰዓት 4፡00 ናብ ዝተዳለወ ናይ ጨረታ ሳንዱቅ ኣታዊ ዝገብር

7 ጨረታ ሳንዱቅ ሰዓት 4፡00 ተዓፅዩ በቲመሳሳሊ ዕለት ሰዓት 4፡30 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረክቡ ይክፈት

8 ጨረታ ዋጋ ፀኒዑ ዝፀንሐሉ ግዜ 60 መዓልቲ እዩ

9 ኮሌጅና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ወይ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

ንተወሳኪ ሐበሬታ 0914788359 / 0914211837

ድሕሪት
ጨረታ መደብ
  • ሶፍትዌርን ኔትዎርክ (58)
    • ኮንስትራክሽን (1047)
      • ኤሌትክትሮኒክስን ኣይሲቲ ኣቕሑት (4461)
        • ሒሳብ ኣደሓሕዛን ኦዲት ምግባርን (256)
          • ሕርሻ (508)
            • ህንፃ መሳርሒ (7192)
              • ፅሬትን ንፅህና ኣቁሑት (1689)
                • ምምካር (180)
                  • ትምህርቲን ስልጠና (199)
                    • ኤሌክትሪካልን ኤሌክትሮ መካኒካል (1830)
                      • ምግብን መስተን (514)
                        • እግድ (40)
                          • ፈርኒሽንግን ፊክስቸር (77)
                            • ፈርኒቸር (1283)
                              • ጠቅላላ ስራሕቲ ኣገልግሎት (86)
                                • ውህብቶን ውፅኢት ኢደ ጥበብ (4)
                                  • ጥዕና (266)
                                    • ናገዛ ኣቁሑት (87)
                                      • ኢንሹራንስ (4)
                                        • ናይ ቤተ ፈተነ ኣቁሑትን ኬሚካልን (288)
                                          • መሬትን ሊዝን (59)
                                            • ፅገና (833)
                                              • ናይ ሕክምና ኣቁሑት (426)
                                                • መዓድንን ናይ ተፈጥሮ ሃፍትን (21)
                                                  • ናይ ቢሮ አቁሑትን ፅሕፈት መሳሪሕን (2985)
                                                    • መዐሸጊን መጠቅለሊን ወረቀት (6)
                                                      • ምስሊን ቀረፃን (23)
                                                        • ስራሕቲ ሕትመት (1658)
                                                          • ስራሕቲ ምልላይ (83)
                                                            • ክራይ (737)
                                                              • መሸጣ (1182)
                                                                • ስራሕቲ ሓለዋን ሰኪዩሪቲ (93)
                                                                  • መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ (8589)
                                                                    • ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን (360)
                                                                      • መሳሪሕታት ቴሌኮሙኒኬሽን (25)
                                                                        • ጨርቃ መርቂን ውፅኢት ቆርበትን (831)
                                                                          • ናይ ትራንዚትን መጋዓዝያን ግልጋሎት (360)
                                                                            • ተሽከርከርትን ከበድትን ማሺነሪ (578)
                                                                              • መኽዝን (33)
                                                                                • ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲ (237)
                                                                                  • ኣልሙኒየም፡ መስትዋትን ስራሕቲ ሓፂነ መፂን (267)
                                                                                    s