ማሕበር ሳባውያን ማ/ዕዳጋ ደቂ ኣንስትዮ ነጋዶ መቐለ ኣብ ከተማ መቐለ ናይ ነጋዶ ማሕበር እንትኸዉን ፉሉጥ ዝኾነ ናይ ወርሓዊ ኣታዊን ወፃኢን ካብ 2012 ዓ.ም ክሳብ 30/3/17 ዓ.ም ዝተገበሩ ኣታዊታትን ወፃኢታትን ኦዲት ክንገብር ስለዝደለና ፍቃድ ዘለኩም ትካላት ኮነ ዉልቀ- ሰባት ካብዙይ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ረቋሒታት ተሟልኡ ተጫረቲ ኣወዳዲርና ክነስርሕ ንደሊ ፡፡

ምልክታ ጨረታ

ማሕበር ሳባውያን ማ/ዕዳጋ ደቂ ኣንስትዮ ነጋዶ መቐለ ኣብ ከተማ መቐለ ናይ ነጋዶ ማሕበር እንትኸዉን ፉሉጥ ዝኾነ ናይ ወርሓዊ ኣታዊን ወፃኢን ካብ 2012 ዓ.ም ክሳብ 30/3/17 ዓ.ም ዝተገበሩ ኣታዊታትን ወፃኢታትን ኦዲት ክንገብር ስለዝደለና ፍቃድ ዘለኩም ትካላት ኮነ ዉልቀ- ሰባት ካብዙይ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ረቋሒታት ተሟልኡ ተጫረቲ ኣወዳዲርና ክነስርሕ ንደሊ ፡፡

ተጫረቲ ከማልእዎ ዝግባኦም መስፈርቲ

1. ናይ ብቅዓት መረጋገፂ ምስክር ወረቐት / ሰርተፊኬት / ::

2. ናይ ኦዲተር ፍቃድ ዘለዎ ፡፡

3. ናይ 2016 ዓ.ም ዝተሓደሰ ናይ ክልልን ናይ ፌደራልን ንግዲ ፍቃድ ፡፡

4. ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ ናይ ግብሪ ከፋላይ ምዝገባ ምስክር ወረቐት ፡፡

5. ቅድሚ ሕዚ ዝሰረሕኩምዎ ተመሳሳሊ ናይ ማሕበራት ሒሳብ ዝተገበረ ተሃልዩ ኣተሓሒዙ የቅርብ ፡

6. ናይ ተጫረቲ ሕጋዊ ማህተምን ፊርማን ዝዓረፎ ፖርፎርማ ፡፡

7. ተጫረቲ ዝቐርብዎ ዋጋ ሻት /VAT / ሓዊሱ ከቅምጥ ኣለዎ ፡፡

8. ጨረታ ካብ ዘሸነፈሉ ዕለት ጀሚሩ ሰሪሑ ኣብ 10 መዓልቲ ወዲኡ ከረክብ ዝኽእል ፡፡

9. ሕጋዊ ደረሰኝ ምስ ሻት / VAT / ከቅርብ ዝኽእል ፡፡

10. ሰሪሑ ምስ ወደአ ኣብ ኣኼባ / ሓፈሻዊ ጉባኤ ከቕርብ ዝኽእል::

11. ሰሪሑ ምስ ወደአ ን ናይ ቢሮ ሰራሕተኛታት ኣረዲኡ ከረክብ ዝኽእል::

ኣድራሻና: ዕዳጋ ቀዳማይ ወያነ ብሎክ ረ ቁፅሪ ቢሮ 214 ንርከብ:

ስልኪ 0987217139

ድሕሪት
ጨረታ መደብ
  • ሶፍትዌርን ኔትዎርክ (58)
    • ኮንስትራክሽን (1047)
      • ኤሌትክትሮኒክስን ኣይሲቲ ኣቕሑት (4461)
        • ሒሳብ ኣደሓሕዛን ኦዲት ምግባርን (256)
          • ሕርሻ (508)
            • ህንፃ መሳርሒ (7192)
              • ፅሬትን ንፅህና ኣቁሑት (1689)
                • ምምካር (180)
                  • ትምህርቲን ስልጠና (199)
                    • ኤሌክትሪካልን ኤሌክትሮ መካኒካል (1830)
                      • ምግብን መስተን (514)
                        • እግድ (40)
                          • ፈርኒሽንግን ፊክስቸር (77)
                            • ፈርኒቸር (1283)
                              • ጠቅላላ ስራሕቲ ኣገልግሎት (86)
                                • ውህብቶን ውፅኢት ኢደ ጥበብ (4)
                                  • ጥዕና (266)
                                    • ናገዛ ኣቁሑት (87)
                                      • ኢንሹራንስ (4)
                                        • ናይ ቤተ ፈተነ ኣቁሑትን ኬሚካልን (288)
                                          • መሬትን ሊዝን (59)
                                            • ፅገና (833)
                                              • ናይ ሕክምና ኣቁሑት (426)
                                                • መዓድንን ናይ ተፈጥሮ ሃፍትን (21)
                                                  • ናይ ቢሮ አቁሑትን ፅሕፈት መሳሪሕን (2985)
                                                    • መዐሸጊን መጠቅለሊን ወረቀት (6)
                                                      • ምስሊን ቀረፃን (23)
                                                        • ስራሕቲ ሕትመት (1658)
                                                          • ስራሕቲ ምልላይ (83)
                                                            • ክራይ (737)
                                                              • መሸጣ (1182)
                                                                • ስራሕቲ ሓለዋን ሰኪዩሪቲ (93)
                                                                  • መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ (8589)
                                                                    • ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን (360)
                                                                      • መሳሪሕታት ቴሌኮሙኒኬሽን (25)
                                                                        • ጨርቃ መርቂን ውፅኢት ቆርበትን (831)
                                                                          • ናይ ትራንዚትን መጋዓዝያን ግልጋሎት (360)
                                                                            • ተሽከርከርትን ከበድትን ማሺነሪ (578)
                                                                              • መኽዝን (33)
                                                                                • ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲ (237)
                                                                                  • ኣልሙኒየም፡ መስትዋትን ስራሕቲ ሓፂነ መፂን (267)
                                                                                    s