ም ል ክ ታ ፕ ሮ ፎ ርማ
ኤጀንሲ ልምዓትን ምምሕዳርን ኣባይቲ ክልል ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዝተገለፀ ናይ ስፔር ፓርት ቑሑት ክዕድግ ስለዝደለየ ነዚ ኣቐሓ ክትቕርቡ ትክእሉ ትካላት ምልክታ ካብ ዝወፀሉ ዕለት ኣተሒዙ ክሳብ 20/3/2017 ዓ/ም ስዓት 9:00 ፕሮፎርማ ብምምላእ ክትወዳደሩ ይዕድም።
ተወዳደርቲ
ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቓድ ናይ 2017 ዓ/ም
(TIN) Taxidertification Number ዘለኩምን
ኣብ ናይ መቕረባይነት ዝርዝር ዝተመዝገብኩም።
ተ.ቑ | ዝርዝር ንብረት/ዓይነት | ዝርዝር መግለፂ | መዐቀኒ | በዝሒ | ናይ ሓደ ዋጋ | ጠቅለላ ዋጋ |
---|---|---|---|---|---|---|
1 | ኣፕር ኣርም ጆይንት | 43360-39085 | ቁፅሪ | 2 | ||
2 | ለወር አርም ጆይንት | 43340-39245 | ቁፅሪ | 2 | ||
3 | ቴስቲኒ ሙሉእ | 45460-39505 | ቁፅሪ | 2 | ||
4 | ቡቱስ ኪት | 04438-35022 | ሴት | 2 | ||
5 | ናክል ስትሬንግ LH | 90304--76005 | ቁፅሪ | 1 | ||
6 | ስፓይደር ኪት | 04371-35050 | ቁፅሪ | 1 | ||
7 | ፓስትሽ | ኣርጀናል | ቁፅሪ | 1 | ||
8 | Battrey Boliden | 12V-75 AM | ቁፅሪ | 1 | ||
9 | Brake line | ሓፃር | ቁፅሪ | 1 | ||
10 | Axle seal | 90310-10008 | ቁፅሪ | 1 |
መተሓሳሰቢ
• ተወዳዳራይ ተዓዋታይ ምዃኑ ካብ ዝተገለፀሉ ዕለት ኣትሒዙ ኣብ ውሽጢ /7/ሸወዓተ መዓልቲ እቲ ንብረት ከቕረብ ኣለዎ።
• ኣብ ስቶሩ ንብረት ዘይብሉ ተጫረቲ ክመልእ የብሉን ካልኣይ ንዝሰዓሮ ኣቕሓ ብናይ ባዕሉ ትራንስፖርት ኦርጅናል ምዃኑ ኣረጋጊፁ ናብ ቤት ዕዮና ኣታዊ ዝገብር ኮይኑ ብእዋኑ እንተዘይኣቕሪቡ ኣብ ስራሕቲና ንዝፍጠር ምትእጉጓል ብመምርሒ ዕደጋ መሰረት ተሓታቲ ይኸውን፣
• ተወዳዳራይ ዘቕርቦ ናይ ፕሮፎርማ ሰነድ ከም ውዕሊ የግልግል።
• ቤት ዕዮና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኺቡ እቲ ፕ/ጨረታ ብኽፋል ወይ ድማ ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሎ ዝተሓለወ እዩ፡
ድሕሪት