ቤት ህንፀት መቐለ ኣብ ዉሽጢ ግቢ ዝርከብ ዝተኣከበ ድርቓ ብፕሮፎርማ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክሸይጥ ይደሊ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ሕዳር 18, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ ሕዳር 24, 2017 03:30 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ቦታ: መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰሉስ ሕዳር 24, 2017 04:00 ቅደሚ ሰዓት
  • ካልኦት ዝሽወጡ
  • ሕትመት
  • ፒዲኤፍ

ን3 ግዜዝወፀ ምልክታ ፕሮፎርማ ጨረታ

ቤት ህንፀት መቐለ ኣብ ዉሽጢ ግቢ ዝርከብ ዝተኣከበ ድርቓ ብፕሮፎርማ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክሸይጥ ይደሊ

ታ.ቁዓይነት ንብረትመለክዒበዝሒናይ በቢ ሓደ ኩምሪ ዋጋ
ብር
1ኣብ ዉሽጢ ግቢ ዝርከብ ድርቓ ኩምሪ ቁፅሪ 1 ምሻጥኩምሪ01
2ኣብ ዉሽጢ ግቢ ዝርከብ ድርቓ ኩምሪ ቁፅሪ 2 ምሻጥኩምሪ01
3ኣብ ዉሽጢ ግቢ ዝርከብ ድርቓ ኩምሪ ቁፅሪ 3 ምሻጥኩምሪ01
4ኣብ ዉሽጢ ግቢ ዝርከብ ድርቓ ኩምሪ ቁፅሪ 4 ምሻጥኩምሪ01

ተጫረቲ ከማልእዎ ዝግባእ

1/ ተጫረቲ እቲ ዝረትዎ ድርቓ ብኣካል ናብ ቤት ህንፀት መቐለ ብምምፃእ በቲ ተሰይሙ ዘሎ መፍለዪ ቑፅሪ ሪኦም ናይ ሕድሕድ ኩምሪ ዋጋ ከቐምጡ ኣለዎም

2/ ተጫረቲ ናይ ዋጋ መምልኢ ሰነድ ጨረታ ካብ መቐለ ቤትህንፀት ካብ ዕለት 17/03/2017 ክሳብ 24/03/2017 ዓ/ም ሰዓት 3.30 ካብ ፋይናንስ ቢሮ ቁፅሪ 6 ክወስዱ ይኸእሉ እዮም እቲ ጨረታ ዕለት 24/03/2017ዓ/ም ሰዓት 4.00 ተጫረቲ ኣብዝተረኸብሉ ይኹን ኣብ ዘይተረኸብሉ ይኸፈት

3/ ተረቲ ዝመልእዎ ዋጋ ኣብ ፖስጣ ብምዕሻግ ናይ ኣድራሻ ዝጠቅስ መታወቅያ ኮፒ ብምትሕሓዝ ኣብቲ ዝባን ፖስጣ ፌርማን ስልኪቁፅርን ኣተሓሒዞም ከቕርቡ ኣለዎም

4/ ሰዓሪ ዝኾነ ተወዳዳሪ ሰዓሪ ኮይኑ ምስተነገሮ ናይ ዝሰዓሮ ድርቓ ገንዘብ ኣብ ዉሽጢ ሰለስተ መዓልቲ ናብ ናይ ቤትህንፀት መቐለ ኣካዉንት ኣታዊ ገይሩ እቲ ድርቃ ከልዕል ኣለዎ ኣብቲ ዝተጠቐሰ መዓልቲ እቲ ገንዘብ ኣታዊ እንተዘይገይሩን እቲ ድርቓ እንተዘይኣልዒሉን መስራቤት ከሊእ መማረፂ ይወስድ

5/ መስራቤትና እቲ ጨረታ ብክፋል ይኹን ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰለ ዝተሓለወ እዩ

6/ ንተወሳኺ ሓቤሬታ ብኣካል ወይ ብስልኪ ቁፅሪ 0975452063/0914120805 ምሕታት ይከኣል

ድሕሪት
ጨረታ መደብ
  • ሶፍትዌርን ኔትዎርክ (58)
    • ኮንስትራክሽን (1047)
      • ኤሌትክትሮኒክስን ኣይሲቲ ኣቕሑት (4462)
        • ሒሳብ ኣደሓሕዛን ኦዲት ምግባርን (256)
          • ሕርሻ (512)
            • ህንፃ መሳርሒ (7194)
              • ፅሬትን ንፅህና ኣቁሑት (1689)
                • ምምካር (180)
                  • ትምህርቲን ስልጠና (199)
                    • ኤሌክትሪካልን ኤሌክትሮ መካኒካል (1832)
                      • ምግብን መስተን (515)
                        • እግድ (40)
                          • ፈርኒሽንግን ፊክስቸር (77)
                            • ፈርኒቸር (1283)
                              • ጠቅላላ ስራሕቲ ኣገልግሎት (86)
                                • ውህብቶን ውፅኢት ኢደ ጥበብ (4)
                                  • ጥዕና (266)
                                    • ናገዛ ኣቁሑት (88)
                                      • ኢንሹራንስ (4)
                                        • ናይ ቤተ ፈተነ ኣቁሑትን ኬሚካልን (288)
                                          • መሬትን ሊዝን (59)
                                            • ፅገና (833)
                                              • ናይ ሕክምና ኣቁሑት (426)
                                                • መዓድንን ናይ ተፈጥሮ ሃፍትን (21)
                                                  • ናይ ቢሮ አቁሑትን ፅሕፈት መሳሪሕን (2986)
                                                    • መዐሸጊን መጠቅለሊን ወረቀት (6)
                                                      • ምስሊን ቀረፃን (23)
                                                        • ስራሕቲ ሕትመት (1658)
                                                          • ስራሕቲ ምልላይ (83)
                                                            • ክራይ (737)
                                                              • መሸጣ (1182)
                                                                • ስራሕቲ ሓለዋን ሰኪዩሪቲ (94)
                                                                  • መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ (8589)
                                                                    • ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን (361)
                                                                      • መሳሪሕታት ቴሌኮሙኒኬሽን (25)
                                                                        • ጨርቃ መርቂን ውፅኢት ቆርበትን (832)
                                                                          • ናይ ትራንዚትን መጋዓዝያን ግልጋሎት (360)
                                                                            • ተሽከርከርትን ከበድትን ማሺነሪ (579)
                                                                              • መኽዝን (33)
                                                                                • ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲ (237)
                                                                                  • ኣልሙኒየም፡ መስትዋትን ስራሕቲ ሓፂነ መፂን (267)
                                                                                    s