ቦኽራ ዩኔን ሓ/ዝተ/ኩ/መ/ሕ/ስ/ማሕበር ንብረት ዝኾነ ዝተፈላለዩ ዓይነታት ዘገልገላ ተሽከርከርቲ ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክሸይጥ ስለዝደለየ ተጫረቲ በቲ ኣብ ዝርዝር ዝወፀ ሰነድ ብምዉሳድ ክትጫረቱ ንዕድም::

ምልክታ ጨረታ

ቦኽራ ዩኔን ሓ/ዝተ/ኩ/መ/ሕ/ስ/ማሕበር ንብረት ዝኾነ ዝተፈላለዩ ዓይነታት ዘገልገላ ተሽከርከርቲ ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክሸይጥ ስለዝደለየ ተጫረቲ በቲ ኣብ ዝርዝር ዝወፀ ሰነድ ብምዉሳድ ክትጫረቱ ንዕድም::

1. ናይ ጨረታ መግዝኢ ሰነድ 200 ብር

2. ናይ ጨረታ ሰነድ መግዝኢ እዋን/ጨረታ ዝፀንሐሉ እዋን ካብ 17/03/2017 ዓ/ም ክሳብ 07/04/2017 ዓ/ም 3ጨረታ ዝዕፀወሉ እዋን 07/04/2017 ዓ/ም ልክዕ ስዓት 8:00

4. ጨረታ ዝኽፈተሉ እዋን ዕለት 07/04/2017 ዓ/ም ልክዕ ስዓት 8:30

5. ናይ ጨረታ መኽበሪ ብር 20,000 ዝምለስ ብጥረ ገንዘብ፣ ሲፒኦ ወይ ቼክ ከትሕዝ ዝኽእል

6. እቲ ጨረታ ዝሰዓረ እቲ ዝሰዓሮ ንብረት ውዕሊ ብምእሳር በቲ ዝሳዓሮ ንብረት ዋጋ መሰረት 10% ብምትሓዝ ካብ ዝሰዓረሉ መዓልቲ ጀሚሩ ጠቕላላ ኽፍሊት ኸፊሉ ኣብ ዉሽጢ 10 መዓልቲታት ከልዕል

ዝኽእል

7. ተጫረቲ እዚ ሰነድ መሊዕኹም ኣብ ዝተአሸገ ፖስታ ብምግባር ሙሉእ ኣድራሻ ክግበረሉ ኣለዎ

8. እቲ ቤት ፅሕፈት ዝሓሸ መማረፂ ተረኺቡ ብሙሉእ ይኹን ብኽፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ሕልዉ እዩ::

9. ጨረታ ዝኣትወሉ ቦታ ቦኽራ ዩኔን ኣድራሻ ማይጨዉ 04 ቀበሌ ዕደጋ ቐዳም ጥቓ ዓዲ ጳጳስ

ተ/ቑዓይነት ንብረትመዐቀኒበዝሒናይ ሓደ ዋጋጠቕላላ ዋጋመብርሂ
1ኣይሱዙ መኪና ታ/ቑፅሪ 29622 ተሽከርካሪ ሞዴል NPRG6ቑፅሪ01
240 ፈረስ ጉልበት ትራክተር ተሽከርካሪ Serial No 4131092ቑፅሪ01
3ሊፋን ሞተር ሳይክልቑፅሪ01
4ሱዚኪ ሞተር ሳይክልቑፅሪ01
ድሕሪት
ጨረታ መደብ
  • ሶፍትዌርን ኔትዎርክ (58)
    • ኮንስትራክሽን (1045)
      • ኤሌትክትሮኒክስን ኣይሲቲ ኣቕሑት (4459)
        • ሒሳብ ኣደሓሕዛን ኦዲት ምግባርን (256)
          • ሕርሻ (508)
            • ህንፃ መሳርሒ (7189)
              • ፅሬትን ንፅህና ኣቁሑት (1689)
                • ምምካር (180)
                  • ትምህርቲን ስልጠና (199)
                    • ኤሌክትሪካልን ኤሌክትሮ መካኒካል (1830)
                      • ምግብን መስተን (514)
                        • እግድ (40)
                          • ፈርኒሽንግን ፊክስቸር (77)
                            • ፈርኒቸር (1283)
                              • ጠቅላላ ስራሕቲ ኣገልግሎት (86)
                                • ውህብቶን ውፅኢት ኢደ ጥበብ (4)
                                  • ጥዕና (266)
                                    • ናገዛ ኣቁሑት (87)
                                      • ኢንሹራንስ (4)
                                        • ናይ ቤተ ፈተነ ኣቁሑትን ኬሚካልን (288)
                                          • መሬትን ሊዝን (59)
                                            • ፅገና (833)
                                              • ናይ ሕክምና ኣቁሑት (426)
                                                • መዓድንን ናይ ተፈጥሮ ሃፍትን (21)
                                                  • ናይ ቢሮ አቁሑትን ፅሕፈት መሳሪሕን (2985)
                                                    • መዐሸጊን መጠቅለሊን ወረቀት (6)
                                                      • ምስሊን ቀረፃን (23)
                                                        • ስራሕቲ ሕትመት (1658)
                                                          • ስራሕቲ ምልላይ (83)
                                                            • ክራይ (737)
                                                              • መሸጣ (1182)
                                                                • ስራሕቲ ሓለዋን ሰኪዩሪቲ (93)
                                                                  • መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ (8589)
                                                                    • ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን (360)
                                                                      • መሳሪሕታት ቴሌኮሙኒኬሽን (25)
                                                                        • ጨርቃ መርቂን ውፅኢት ቆርበትን (831)
                                                                          • ናይ ትራንዚትን መጋዓዝያን ግልጋሎት (360)
                                                                            • ተሽከርከርትን ከበድትን ማሺነሪ (578)
                                                                              • መኽዝን (33)
                                                                                • ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲ (237)
                                                                                  • ኣልሙኒየም፡ መስትዋትን ስራሕቲ ሓፂነ መፂን (267)
                                                                                    s