ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስን ወረዳ ኢሮፕ ኣብ ወረድኡ ንዝርከባ ኣብያተ ዕዩ አገልግሎት ዝዉዕል ኣብ በጀት ዓመት 2017 ዓም ስሩዕ በጀት መሳርሒ ፅሕፈት :ኣቅሑት ፅሬት : ኣቅሑት መለዋወጢ መኪና :ናይ እንስሳ መድሓኒትን ናዉቲን : ኮምፒተርን ተዛመድቲ ኣቅሑትን ዕድጊትብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ

1 ናይ 2017 ዓም ፈቃድ ንግዲ ዝሐደሰ ናይ መንግስቲ ግብሪ ዝከፈልኩምን ክከዉን አለዎ

2 ተወዳደርቲ ዝተሐደሰ ፈቃድ ንግዲ መረዳእታ መቅረባይነት : መለለይ ቁፅሪ ከፈልቲ ግብሪን ካልኦትን መረዳእታ ቅዳሕ ክቅርብ ዝክእል

3 ተወሳኪ እሴት ታክስ ምዝጉባተ ዝኮኑን ናይ ወርሒ ሐምለን ነሐሰን ሒሳብ ዘወራረደሉ ዘፍለጥሉ መረዳእታ ከቅርብ ዝክእል

4 ሰነድ ጨረታ ካብ ዝወፀሉ 16/3/2017 ዓም ክሳብ 1/4/2017 ዓም ካብ ቤት ፅሕፈት ልምዓተ እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስን ወረዳ ኢሮፕ ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ንብረት ምምሕዳር ፋይናንስን ዘይምለስ 100 ቅርሺ እናከፈሉ ናብ ዝተዳለወ ሳንዱቅ ጨረታ ብዝተዓሸገ ፖስታ ዋናን ቅዳሕን ምእታዉ ይክእሉ

5 መከበሪ ጨረታ መሳርሒ ፅሕፈት ቢድቢንድ 15000 ንኣቅሑት ፅሬት 2000 ቅርሺ ንኣቅሑት መለዋወጢ መኪና 6000 ቅርሺ ንናይ እንንስሳ መድሓኒት ናዉቲን 6000 ቅርሺ ንኮምፒተርን ተዛመድቲ ኣቅሑትን 8000 ቅርሺ ብጥረ ገንዘብ ወይ ድማ ብባንኪ ዝተረጋገፀ ስፒኦ ከትሕዙ ዝክእሉ

6 ሰዓራይ ጨረታ ዉዕሊ ንክኣስር ብዝተነገሮ ኣብ ዉሽጢ 3 ዉዕሊ ክኣስረ ዝክእል

7 መከበሪ ዉዕሊ 10 ሚእታዊ ካብ ጠቅላላ ናይ ዝሰዓሮ ንብረት ዋጋ ብጠቅላላ ገንዘብ ብጥረ ገንዘብ ወይ ብባንኪ ዝተረጋገፀ ስፒኦ ከትሕዝ ዝክእል

8 እቲ ጨረታ 1/4/2017 ዓም ሰዓት 8:00 ተዓፅዩ በቲ ዕለት ሰዓት 8:30 ኣብ ወረዳ ኢሮፕ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይነስን ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ንብረት ምምሕዳር ፋይናንስን ከተማ ዶሃን ባዕሎም ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረከብሉ ይክፈት

9 ቤት ፅሕፈት ዝሸሐ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ወይ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

ንተወሳኪ ሐበሬታ 0914436687 / 0914429069

ድሕሪት
ጨረታ መደብ
  • ሶፍትዌርን ኔትዎርክ (58)
    • ኮንስትራክሽን (1047)
      • ኤሌትክትሮኒክስን ኣይሲቲ ኣቕሑት (4461)
        • ሒሳብ ኣደሓሕዛን ኦዲት ምግባርን (256)
          • ሕርሻ (508)
            • ህንፃ መሳርሒ (7192)
              • ፅሬትን ንፅህና ኣቁሑት (1689)
                • ምምካር (180)
                  • ትምህርቲን ስልጠና (199)
                    • ኤሌክትሪካልን ኤሌክትሮ መካኒካል (1830)
                      • ምግብን መስተን (514)
                        • እግድ (40)
                          • ፈርኒሽንግን ፊክስቸር (77)
                            • ፈርኒቸር (1283)
                              • ጠቅላላ ስራሕቲ ኣገልግሎት (86)
                                • ውህብቶን ውፅኢት ኢደ ጥበብ (4)
                                  • ጥዕና (266)
                                    • ናገዛ ኣቁሑት (87)
                                      • ኢንሹራንስ (4)
                                        • ናይ ቤተ ፈተነ ኣቁሑትን ኬሚካልን (288)
                                          • መሬትን ሊዝን (59)
                                            • ፅገና (833)
                                              • ናይ ሕክምና ኣቁሑት (426)
                                                • መዓድንን ናይ ተፈጥሮ ሃፍትን (21)
                                                  • ናይ ቢሮ አቁሑትን ፅሕፈት መሳሪሕን (2985)
                                                    • መዐሸጊን መጠቅለሊን ወረቀት (6)
                                                      • ምስሊን ቀረፃን (23)
                                                        • ስራሕቲ ሕትመት (1658)
                                                          • ስራሕቲ ምልላይ (83)
                                                            • ክራይ (737)
                                                              • መሸጣ (1182)
                                                                • ስራሕቲ ሓለዋን ሰኪዩሪቲ (93)
                                                                  • መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ (8589)
                                                                    • ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን (360)
                                                                      • መሳሪሕታት ቴሌኮሙኒኬሽን (25)
                                                                        • ጨርቃ መርቂን ውፅኢት ቆርበትን (831)
                                                                          • ናይ ትራንዚትን መጋዓዝያን ግልጋሎት (360)
                                                                            • ተሽከርከርትን ከበድትን ማሺነሪ (578)
                                                                              • መኽዝን (33)
                                                                                • ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲ (237)
                                                                                  • ኣልሙኒየም፡ መስትዋትን ስራሕቲ ሓፂነ መፂን (267)
                                                                                    s