ዘገልገሉ ዝተፋላለዩ ዓይነት ንብረት ንምሻጥ ዝወፀ ምልክታ ጨረታ ትካልና ፍረ- ስዉኣት ስራሕቲ ንግዲ ሓላ/ዘተ/ዉ/ ማሕበር ኣብ ዋና መኽዝኑ ዕላላ ጥቓ ትራንስ ኢትዮጵያን መቐለ ጨንፈርን ኣብ ክ/ከተማ 1ይ ወያነ ዝርከቡ ዘገልገሉ ንብረታት ኣጫሪቱ ክሸይጥ ይደሊ።

ዘገልገሉ ዝተፋላለዩ ዓይነት ንብረት ንምሻጥ ዝወፀ ምልክታ ጨረታ ትካልና ፍረ- ስዉኣት ስራሕቲ ንግዲ ሓላ/ዘተ/ዉ/ ማሕበር ኣብ ዋና መኽዝኑ ዕላላ ጥቓ ትራንስ ኢትዮጵያን መቐለ ጨንፈርን ኣብ ክ/ከተማ 1ይ ወያነ ዝርከቡ ዘገልገሉ ንብረታት ኣጫሪቱ ክሸይጥ ይደሊ። ኣብቲ ጨረታ ዝሳተፉ ተጫረቲ ከማልእዎ ዝግባእ ረቛሕታት እዞም ዝስዕቡ እዮም :

1. ተጫራታይ ናይ 2017 ዓ.ም ንግዲ ፍቓድ ዘሕደሰ ክኸዉን ኣለዎ

2. ተጫራታይ መኽበሪ ጨረታ ብር 10,000.00(ብር ዓሰርተ ሽሕ) ብCpo ዘትሕዝ ክኸዉን ኣለዎ

3. ተጫረቲ ናይ ሕድሕድ ንመሸጣ ዝቐረበ ንብረት ዝገዝእሉ ናይ ሓደ ዋጋን ጠቕላላ ዋጋን ብግልፂ ኣብ ዝተዋህበ ሰደቓ ክመልኡ ይግባእ ።

4. ተጫረቲ ቲን ሰርቲፊኬት ክቕርቡ ይግባእ

5. ተጫረቲ ዘቕርብዎ ዋጋ ቫት ዘሓወሰን ዘይሓወሰን ምዃኑ ብግልፂ ክቕመጥ ይግባእ ። እንተዘይ ኮይኑ ቫት ከምዘይሓወሰ ተገይሩ ይዉሰድ ።

6. ተጫረቲ ካብ ሕዳር 9/3/2017 ዓ.ም ክሳብ ሕዳር 18,2017 ዓ.ም ዘይምለስ ብር 100.00 እናኸፈልኩም ካብ ዋና ቢሮና ኣብ ይሓ ሲቲ ሰንተር ህንፃ 7ይ ፍቕ እናመፃእኹም ናይ ጨረታ ሰነድ ክትዕድጉ ይግባእ ።

7. ጨረታ ሕዳር 19,2017 ዓ.ም ንጉሆ ሰዓት 3:00 ተዓሺጉ ኣብቲ ዕለቱ ንጉሆ ሰዓት 3:30 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወኪሎም ኣብ ዘለዉዎ ይኸፈት።

8. ናይ ጨረታ ሰዓራይ ኣብቲ ጨረታ ንዝተዘርዘሩ ንብረት ጨረታ ካብ ዝሰዓረሉ ዕለት ጀሚሩ ኣብ ሓደ ሰሙን ዉሽጢ እቲ ጠቕላላ ዋጋ ምስ ከፈለ ብናይ ባዕሉ መጓዓዝያ ካብ ዋና መኽዝናን ጨንፈርናን ከልዕል ይግባእ ። እተዘይኣልዒሉ ቅድም ኢሉ ዘትሐዞ ናይ CPO ገንዘብ ብር 10,000 ናብ ትካልና ኣታዊ ተገይሩ አቲ ጨረታ ተሰሪዙ ካሊእ ኣመራፂ

ክንጥቀም ንኽእል ኢና ።

9. ተጫረቲ ናይቲ ጨረታ ዋጋ ብፖስታ ዓሺጎም ማሕተም ብምሕራፍ ናብ ዝተዳለወ ናይ ጨረታ ሳንዱቕ ክሳብ ሕዳር 19,2017 ዓ.ም ንጉሆ ሰዓት 3:00 ኣታዊ ክትገብሩ ኣለኩም ።

10. በዝሒ ናይቲ ንጨረታ ዝቐረበ ንብረት ክዉስኽን ክቕንስን ዝኽእል ምዃኑ ኣሚኑ ክሳተፍ ፍቓደኛ ዝኾነ

11. ኣብ መንጎ ነፀላ ዋጋ ን መቕላላ ዋጋን ኣፋላላይ እንተሃልዩ ነፀላ ዋጋ

ይዉሰድ ።

12. ትካልና ብምሉእ ይኹን ብኽፋል እቲ ጨረታ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ ።

13. ንዝበለፀ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 0914729393 ምድዋል ይከኣል ።

ድሕሪት
ጨረታ መደብ
  • ሶፍትዌርን ኔትዎርክ (58)
    • ኮንስትራክሽን (1047)
      • ኤሌትክትሮኒክስን ኣይሲቲ ኣቕሑት (4461)
        • ሒሳብ ኣደሓሕዛን ኦዲት ምግባርን (256)
          • ሕርሻ (508)
            • ህንፃ መሳርሒ (7192)
              • ፅሬትን ንፅህና ኣቁሑት (1689)
                • ምምካር (180)
                  • ትምህርቲን ስልጠና (199)
                    • ኤሌክትሪካልን ኤሌክትሮ መካኒካል (1830)
                      • ምግብን መስተን (514)
                        • እግድ (40)
                          • ፈርኒሽንግን ፊክስቸር (77)
                            • ፈርኒቸር (1283)
                              • ጠቅላላ ስራሕቲ ኣገልግሎት (86)
                                • ውህብቶን ውፅኢት ኢደ ጥበብ (4)
                                  • ጥዕና (266)
                                    • ናገዛ ኣቁሑት (87)
                                      • ኢንሹራንስ (4)
                                        • ናይ ቤተ ፈተነ ኣቁሑትን ኬሚካልን (288)
                                          • መሬትን ሊዝን (59)
                                            • ፅገና (833)
                                              • ናይ ሕክምና ኣቁሑት (426)
                                                • መዓድንን ናይ ተፈጥሮ ሃፍትን (21)
                                                  • ናይ ቢሮ አቁሑትን ፅሕፈት መሳሪሕን (2985)
                                                    • መዐሸጊን መጠቅለሊን ወረቀት (6)
                                                      • ምስሊን ቀረፃን (23)
                                                        • ስራሕቲ ሕትመት (1658)
                                                          • ስራሕቲ ምልላይ (83)
                                                            • ክራይ (737)
                                                              • መሸጣ (1182)
                                                                • ስራሕቲ ሓለዋን ሰኪዩሪቲ (93)
                                                                  • መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ (8589)
                                                                    • ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን (360)
                                                                      • መሳሪሕታት ቴሌኮሙኒኬሽን (25)
                                                                        • ጨርቃ መርቂን ውፅኢት ቆርበትን (831)
                                                                          • ናይ ትራንዚትን መጋዓዝያን ግልጋሎት (360)
                                                                            • ተሽከርከርትን ከበድትን ማሺነሪ (578)
                                                                              • መኽዝን (33)
                                                                                • ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲ (237)
                                                                                  • ኣልሙኒየም፡ መስትዋትን ስራሕቲ ሓፂነ መፂን (267)
                                                                                    s