ኤጀንሲ ስታቲስቲክስ ምዝገባ ወ/ኩነት ክልል ትግራይ ትሕት ክብል ዝተዘርዘሩ ናይ መኪና ጎማ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ /ክገዝእ/ ይደሊ ስለዙይ በቲ መስመር ሕጋዊ ንግድ ፍቓድ ዘለኩም ትካላት ክትወዳደሩ ይዕድም:-
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰንበት ሕዳር 8, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ ሕዳር 10, 2017 10:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ቦታ: መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰሉስ ሕዳር 10, 2017 10:30 ደ/ሰዓት
  • መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና
  • ሕትመት
  • ፒዲኤፍ

ዕለት 05/03/2017 ዓ/ም

ቑፅሪ ኤ/ስ/ወ/ኩ/ 2683 /ዕ/ፋ/ን/ም/

ቑፅሪ-ፕሮፎርማ 04/2017

ምልክታ ጨረታ ፕሮፎርማ

ኤጀንሲ ስታቲስቲክስ ምዝገባ ወ/ኩነት ክልል ትግራይ ትሕት ክብል ዝተዘርዘሩ ናይ መኪና ጎማ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ /ክገዝእ/ ይደሊ ስለዙይ በቲ መስመር ሕጋዊ ንግድ ፍቓድ ዘለኩም ትካላት ክትወዳደሩ ይዕድም:-

ተቁ.ዝርዝር ንብረትመግለፂ Describitionመለክዒ Measurmentበዝሒ Quantityናይ ሓደ ዋጋመብርሂ
1ብርጅስቶን ጎማ ምስ ካላማደርያ265/65 R 17. ፍሩይ ጥርሲብቁዕሪ04

መምርሒ፦

➢ ተወዳደርቲ ናይ ዘመኑ ዝተሓደሰ ሕጋዊ ንግዲ ፍቓድን ናይ ግብሪ ከፋላይ መፍለዩ ቁፅሪ (() ዘለዎም ናይ መቅረባይነት ምስክር ወረቀት ከቅርቡ ዝኸእሉ።

➢ እዚ ፕሮፎርማ ካብ ዕለት 06/03/2017 ዓ/ም ክሳብ ዕለት 10/03/2017 ዓ/ም ኣብ ኣየር ዝፀንሕ ኾይኑ ከይዲ ስራሕ ዕደጋ እቲ ኤጀንሲ ኣታዊ ምስኾነ በቲ መወዳእታ ዝተጠቀሰ ዕለት10/03/2017 ሰዓት 10:00 ተዓፅዩ ሰዓት 10:30 ድማ ይኸፈት::

➢ እቲ ንብረት/ኣቅሓ/ በቲ ዝተጠቀሰ ስፐሲፊክሽን መሰረት ክኸዉን ይግባእ። እዚ ፕሮፎርማ ዝመልእ ኣካል ኣብ መከዝን ምህላዉ ከረጋግፅ ኣለዎ። ንብረት ኣታዊ ዝኸዉንን ክፍሊት ዝፍፀምን ብዝምልከቶ በዓል ሞያ ምስተረጋገፀ ኮይኑ ዋጋ ፀኒዑ ዝፀንሐሉ ድማ ን7 መዓልቲ ይኸዉን::

➢ እቲ ኤጀንሲ ዘቅመጦም ረቓሒታት ንዘይማልኡ መቅረብቲ ትካላት ካብቲ ዉድድር ወፃኢ ዝገብር ምዃኑ የፍልጥ።

➢ እዚ ፕሮፎርማ እዝይ ከም ዉዕሊ ኾይኑ የገልግልን የገድድን እዩ::

➢ ኣድራሻና ክፍለ ከተማ ሓወልቲ ፊት ንፊት ደደቢት ማይክሮ ፋይናንስ ዝርከብ ወይዘር ህንፃ 4 ደብሪ ቁ-16 እዩ።

➢ ኣብዚ ፕሮፎርማ ከይዲ ስራሕና ነቲ ፕሮፎርማ ብምሉእ ይኹን ብኸፋል ናይ ምስራዝ መሰል ሕሉዉ ዩ::

ንተወሳኺ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 03-42-40-32-54 ደዊልካ መብርሂ ምሕታት ይከኣል እዩ።

ድሕሪት
ጨረታ መደብ
  • ሶፍትዌርን ኔትዎርክ (58)
    • ኮንስትራክሽን (1047)
      • ኤሌትክትሮኒክስን ኣይሲቲ ኣቕሑት (4462)
        • ሒሳብ ኣደሓሕዛን ኦዲት ምግባርን (256)
          • ሕርሻ (512)
            • ህንፃ መሳርሒ (7194)
              • ፅሬትን ንፅህና ኣቁሑት (1689)
                • ምምካር (180)
                  • ትምህርቲን ስልጠና (199)
                    • ኤሌክትሪካልን ኤሌክትሮ መካኒካል (1832)
                      • ምግብን መስተን (515)
                        • እግድ (40)
                          • ፈርኒሽንግን ፊክስቸር (77)
                            • ፈርኒቸር (1283)
                              • ጠቅላላ ስራሕቲ ኣገልግሎት (86)
                                • ውህብቶን ውፅኢት ኢደ ጥበብ (4)
                                  • ጥዕና (266)
                                    • ናገዛ ኣቁሑት (88)
                                      • ኢንሹራንስ (4)
                                        • ናይ ቤተ ፈተነ ኣቁሑትን ኬሚካልን (288)
                                          • መሬትን ሊዝን (59)
                                            • ፅገና (833)
                                              • ናይ ሕክምና ኣቁሑት (426)
                                                • መዓድንን ናይ ተፈጥሮ ሃፍትን (21)
                                                  • ናይ ቢሮ አቁሑትን ፅሕፈት መሳሪሕን (2986)
                                                    • መዐሸጊን መጠቅለሊን ወረቀት (6)
                                                      • ምስሊን ቀረፃን (23)
                                                        • ስራሕቲ ሕትመት (1658)
                                                          • ስራሕቲ ምልላይ (83)
                                                            • ክራይ (737)
                                                              • መሸጣ (1182)
                                                                • ስራሕቲ ሓለዋን ሰኪዩሪቲ (94)
                                                                  • መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ (8589)
                                                                    • ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን (361)
                                                                      • መሳሪሕታት ቴሌኮሙኒኬሽን (25)
                                                                        • ጨርቃ መርቂን ውፅኢት ቆርበትን (832)
                                                                          • ናይ ትራንዚትን መጋዓዝያን ግልጋሎት (360)
                                                                            • ተሽከርከርትን ከበድትን ማሺነሪ (579)
                                                                              • መኽዝን (33)
                                                                                • ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲ (237)
                                                                                  • ኣልሙኒየም፡ መስትዋትን ስራሕቲ ሓፂነ መፂን (267)
                                                                                    s