ንክልኣይ ግዜ ዝወፀ ፋብሪካ ስሚንቶ መሰቦ ሓላፍነቱ ዝተወሰነ ዉልቀ ማሕበር መስመራት ማይ ቡንቦ ሻወርን ሽንት ቤትን ንምፅጋን ዘድልዩ መለዋወጢ ኣቅሑት ብምቅራብ ንሐደ ዓመት ዉዕሊ ኣሲሮም ክሰርሑ ዝደልዩ ትካላተ አወዳዲሩ ከሰርሕ ይደሊ

1 በዚ መሰረት ዝድልይ ንብረት ናይ ሕድሕድ ነፀላ ዋጋ ብምግላፅ ምዉድዳር ትክእሉ ምካንኩም

2 ናይ 2016 ዓም ዝተሐደሰ ፈቃደ ተወሳኪ እሴት ታክስ ዝተመዝገብሉ ብቅዳሕ መልክዕ መረዳእታ ከቅረቡ ዝክእሉ

3 ቴክኒካል ሰነድ ምስ ዘድሊ መረዳእታ ዋና ቅዳሕን በበይኑ ዓሺጎም ከቅርቡ አለዎም

4 ፋይናንሻል ሰነድ ምስ ዘድሊመረዳእታ ዋና ቅዳሕን በበይኑ ዓሺጎም ከቅርቡ አለዎም

5 ናይ ጨረታ መከብሪ 10000 ቅርሺ ብስፒኦ ኣብ ቴክኒካል ሰነድ ወይ ንበይኑ ዓሺጎም ብምቅራብ ከትሕዙ አለዎም

6 ናይ ጨረታ ሰነድ ዘይምለስ 200 ቅርሺ ኣብ ሒሳብ ቁፅሪ ብምክፋል ምዉሳድ ትክእሉ

7 ተጫረቲ ናይ ጨረታ ሰነዶም ብዝተዓሸገ ፖስታ ክሳብ 27/11/2024 ኣፈ ኣዲስ አበባ ኣብ ፋብሪካ ስሚንቶ መሰቦ መምርሒ ዕደጋን ቀረብን ከቅረቡ ይክእሉ

8 እቲ ጨረታ 27/11/2024 ኣፈ ልክዕ ሰዓት 4:00 ተዓፅዩ ወይ እቶም ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረከብሉ ልዕክ ሰዓት 4:15 ይክፈት

9 ተጫረቲ ዝተማለአ ሰነድ እንተቅሪቦም ዋላ ኣይረከቡ ጨረታ ሰነድ ይክፈት

10 ፋብሪካ ስሚንቶ መሰቦ ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ወይ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

ንተወሳኪ ሐበሬታ  0348400362 /  0344405806  

ድሕሪት
ጨረታ መደብ
  • ሶፍትዌርን ኔትዎርክ (58)
    • ኮንስትራክሽን (1047)
      • ኤሌትክትሮኒክስን ኣይሲቲ ኣቕሑት (4461)
        • ሒሳብ ኣደሓሕዛን ኦዲት ምግባርን (256)
          • ሕርሻ (508)
            • ህንፃ መሳርሒ (7192)
              • ፅሬትን ንፅህና ኣቁሑት (1689)
                • ምምካር (180)
                  • ትምህርቲን ስልጠና (199)
                    • ኤሌክትሪካልን ኤሌክትሮ መካኒካል (1830)
                      • ምግብን መስተን (514)
                        • እግድ (40)
                          • ፈርኒሽንግን ፊክስቸር (77)
                            • ፈርኒቸር (1283)
                              • ጠቅላላ ስራሕቲ ኣገልግሎት (86)
                                • ውህብቶን ውፅኢት ኢደ ጥበብ (4)
                                  • ጥዕና (266)
                                    • ናገዛ ኣቁሑት (87)
                                      • ኢንሹራንስ (4)
                                        • ናይ ቤተ ፈተነ ኣቁሑትን ኬሚካልን (288)
                                          • መሬትን ሊዝን (59)
                                            • ፅገና (833)
                                              • ናይ ሕክምና ኣቁሑት (426)
                                                • መዓድንን ናይ ተፈጥሮ ሃፍትን (21)
                                                  • ናይ ቢሮ አቁሑትን ፅሕፈት መሳሪሕን (2985)
                                                    • መዐሸጊን መጠቅለሊን ወረቀት (6)
                                                      • ምስሊን ቀረፃን (23)
                                                        • ስራሕቲ ሕትመት (1658)
                                                          • ስራሕቲ ምልላይ (83)
                                                            • ክራይ (737)
                                                              • መሸጣ (1182)
                                                                • ስራሕቲ ሓለዋን ሰኪዩሪቲ (93)
                                                                  • መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ (8589)
                                                                    • ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን (360)
                                                                      • መሳሪሕታት ቴሌኮሙኒኬሽን (25)
                                                                        • ጨርቃ መርቂን ውፅኢት ቆርበትን (831)
                                                                          • ናይ ትራንዚትን መጋዓዝያን ግልጋሎት (360)
                                                                            • ተሽከርከርትን ከበድትን ማሺነሪ (578)
                                                                              • መኽዝን (33)
                                                                                • ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲ (237)
                                                                                  • ኣልሙኒየም፡ መስትዋትን ስራሕቲ ሓፂነ መፂን (267)
                                                                                    s