ንኹለኹም ሕጋውያን ነጋዶ፣ ኣርምና ኣርሚ 50 እዞም ኣብ ታሕቲ ዝተገለፁ ናይ ፅገና ኣቑሑት ብግልፂ ረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለ ዝደለየ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ሕዳር 5, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ ሕዳር 9, 2017 06:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 4000.00
  • ቦታ: መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 200.00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሶኒ ሕዳር 9, 2017 08:00 ደ/ሰዓት
  • መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና
  • ሕትመት
  • ፒዲኤፍ

ምልክታ ጨረታ

ንኹለኹም ሕጋውያን ነጋዶ፣ ኣርምና ኣርሚ 50 እዞም ኣብ ታሕቲ ዝተገለፁ ናይ ፅገና ኣቑሑት ብግልፂ ረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለ ዝደለየ እዞም ዝስዕቡ ረቛሒ እተማልኡ ሕጋያን ነጋዶ ንኽት ቱ ብኽብሪ ንዕድም።

ክማልኡ ዝበለ ረቛሕታት

➢ ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቓድ ፣ ተመዝጋቢ ፣መቕረባይነትን ቲን ናምበርን ዘለዎ

➢ ዝህለ ናይ ንግዲ ፍቓድን ሀታ ዞን ናይ ስፔር ፓርት ክኸውን ይግባእ።

➢ መግዘኢ ሰነድ ጨረታ ዘይምለስ 200 ክኽፍ ዝኽእል።

➢ ምኽበሪ ውሕስና ጨረታ 4000 ብር  ብኮሽ ወይ ብ ብቼክ ከትሕዝ ዝኽእል።

➢ ሰዓራይ ምኻኑ ምስተ ነፀረ ዘሸነፎ ንብረት ኣብ ውሽጢ መዓልቲ ከቐርብ ዝኽእል፡፡

➢ ሕድ ሕድ ሰነድ ማህተም ዝተገበረሉ ምኻኑ ምርግጋፅ።

➢ እዚ ዝምላእ ግልፂ ጨረታ ከም ሕጋዊ ውዕሊ ኮይኑ የገልግል።

➢ ኣብዚ ቅጥዒ ስርዝ ድልዝ ዘለዎ እንተኾይኑ ካብ ውድድር ወፃኢ ይኸውን፡፡

➢ ኣብ እንህቦ ሰነድ ጨረታ ዝምላእ ናይ ኣቐሓ ዋጋ ምስ ቫቱ ክኸውን ይግባእ።

➢ ልዕሊ 20,000 ብር እንተኾይኑ 2%ን 50% ናይቲ ቫት ጠቕላላ ቖሪፅና እነትርፍ ምዃንና ትሕቲ 20,000-10,000 ዘሎ ብር ድማ 2% ጥራሕ ከም እንቖርፅ።

➢ ጨረታ ዝኣትዎሉ ቦታ ልዕሊ ሃፀይ ዮውሃንስ ልዕል ኢልካ ቢሮ ሰላምን ፀጥታን ክ/ዕደጋ

➢ ሰነድ ጨረታ ተመሊኡ ኣታዊ ዝኾነሉ እዋን ካብ ዕለት 03/03/2017-09/03/2017 ኣ/ግ

ይኾውን።

➢ ዝእፀወሉ ዕለት 09/03/2017 ኣ/ግ ሰዓት 6:30 ኮይኑ ዝኽፈተሉ ድማ በቲ ዕለት ኮይኑ ሰዓት 8:30

➢ ኣርሚና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኺቡ ብሙሉእ ይኹን ብኸፊል ናይ ምስራዝ መሰሉ ሕሉው እዩ።

ንዝበለፀ ሓበሬታ

09-14-41-77-43 ወይ

09-39-42-50-83 ምድዋል ይከኣል

ድሕሪት
ጨረታ መደብ
  • ሶፍትዌርን ኔትዎርክ (58)
    • ኮንስትራክሽን (1048)
      • ኤሌትክትሮኒክስን ኣይሲቲ ኣቕሑት (4463)
        • ሒሳብ ኣደሓሕዛን ኦዲት ምግባርን (256)
          • ሕርሻ (512)
            • ህንፃ መሳርሒ (7194)
              • ፅሬትን ንፅህና ኣቁሑት (1689)
                • ምምካር (180)
                  • ትምህርቲን ስልጠና (199)
                    • ኤሌክትሪካልን ኤሌክትሮ መካኒካል (1832)
                      • ምግብን መስተን (515)
                        • እግድ (40)
                          • ፈርኒሽንግን ፊክስቸር (77)
                            • ፈርኒቸር (1283)
                              • ጠቅላላ ስራሕቲ ኣገልግሎት (86)
                                • ውህብቶን ውፅኢት ኢደ ጥበብ (4)
                                  • ጥዕና (266)
                                    • ናገዛ ኣቁሑት (88)
                                      • ኢንሹራንስ (4)
                                        • ናይ ቤተ ፈተነ ኣቁሑትን ኬሚካልን (288)
                                          • መሬትን ሊዝን (59)
                                            • ፅገና (833)
                                              • ናይ ሕክምና ኣቁሑት (426)
                                                • መዓድንን ናይ ተፈጥሮ ሃፍትን (21)
                                                  • ናይ ቢሮ አቁሑትን ፅሕፈት መሳሪሕን (2986)
                                                    • መዐሸጊን መጠቅለሊን ወረቀት (6)
                                                      • ምስሊን ቀረፃን (23)
                                                        • ስራሕቲ ሕትመት (1658)
                                                          • ስራሕቲ ምልላይ (83)
                                                            • ክራይ (741)
                                                              • መሸጣ (1182)
                                                                • ስራሕቲ ሓለዋን ሰኪዩሪቲ (94)
                                                                  • መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ (8593)
                                                                    • ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን (361)
                                                                      • መሳሪሕታት ቴሌኮሙኒኬሽን (25)
                                                                        • ጨርቃ መርቂን ውፅኢት ቆርበትን (832)
                                                                          • ናይ ትራንዚትን መጋዓዝያን ግልጋሎት (360)
                                                                            • ተሽከርከርትን ከበድትን ማሺነሪ (579)
                                                                              • መኽዝን (33)
                                                                                • ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲ (237)
                                                                                  • ኣልሙኒየም፡ መስትዋትን ስራሕቲ ሓፂነ መፂን (267)
                                                                                    s